Thursday , May 2 2024

ባህሊ

ነበርቲ ስቶክሆሎም፡ ኣብ መስረሕ ምእላይ ውርጪ፡ ዕጉባት ከምዘይኮኑ ገሊጾም

ኣብዚ ወቕቲ ሓጋይ ጥራይ፡ 2500፡ ብዛዕባ ምእላይ ውርጪ ዝምልከት ጥርዓናት ከም ዝቐረቡን በዚ ድማ ነበርቲ ስቶክሆሎም፡ ኣብ ማርሻቤዲን ጽርግያን ዝዂመር ዘሎ ውርጪን ንዕኡ ናይ ምውጋድ ጻዕርታትን ከም ዘይዓገቡሉ ዘመልክት እዩ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ሎሚ ሓቢራ።  መብዛሕቶም እዞም ጥርዓናት ካብ ከባቢታት ሃገስቲን  (Hägersten)፡ ኦሽታ (Årsta) ን ብሮማ (Bromma)ን ዝመጹ እዮም ተባሂሉ’ሎ። ካልኦት ድማ ማርቻፔዲን መንገዲ ብሽክለታን ብግቡእ ምውጋድ ውርጪ ኣይተገብረሎምን ዝብል …

Read More »

ተኣማንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ኣብ ቦትኡ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

ብመንገዲ ተሌቪዥን ሽወደን ኣቢሉ ትካል ኖቨስ ድሕሪ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ድሕሪ ዝወረዶ ነቐፌታ እውን ተመራጺነቱ ዛጊት ኣይተጸልወን ዘሎ። በዚ ድማ 36% ብምርካብ ካብ ኣባላት መንግስቲ ዛጊት ዝለዓለ ተኣማንነት ዘለዎ ሰብ ምዃኑን ምስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ዝነበረ ቁጽሪ ክነጻጸር እንከሎ፡ ተኣማንነቱ ብ 1% ምውሳኹ ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። በዓል መዚ ህዝባዊ …

Read More »

Harmony Media 26 ጥሪ 2021 መሰላት ቆልዑ ኣብ ሽወደን.

Read More »

Harmony Media News 25/01/2021

Read More »

ድሕሪ ክልተ ዓመታት፡ ጾታዊ ዓመጽ ዝፈጸመ ሰብ፡ ብመንገዲ መርመራ ዲ.ኤን.አይ. (DNA) ተረኺቡ

ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣቢሉ፡ ኣብ ከተማ ኦፕሳላን ታቢ (Täby)ን ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ ከይተታሕዘ ዝጸንሐ ገበነኛ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብመንገዲ መርመራ ዲ.ኤን.አይ. (DNA) ከምተረኽበን፡ ሎሚ ድማ፡ ንኽልቲኡ ገበናት ምፍጻሙ ከምተኣመነ መርበብ ሓበሬታ SVT ኣቃሊሑ። ነቲ ገበነኛ ክንሕዞ ዝኸኣልና፡ ብምትሕብባር ህዝቢ፡ ምዃኑ ካብ ፖሊስ ጾታዊ ገበናት ስቶክሆሎም፡ ኒክላስ ክራፍት፡ ሓቢሩ። እዚ ገበነኛ፡ ኣብ ዓመተ 2018፡ ኣብ ኦፕሳላ ዝርከብ መሐንበሲ ቦታ፡ ንሓንቲ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም፡ ብኣማኑኤል ሳህለ ዘይተጸርበ ኣእምሮ

ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን (superstitious) ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን፡ ሳየንሳዊ ብዘይኮነ መገዲ ኪሓስቡን ኪሓልሙን ዝደልዩን ሰባት እየ ኣብ ኣእምሮይ ስኢለ ዘለኹ። ከምዚ ዝመርገጺኦም ኣዕሩኽ ኣለዉኒ። እቲ ዝኽተሉዎ መስመር ኣተሓሳስባ ወይ መጎተ ደስ ዚብሎም ግዲ ኾይኑ፡ ኣብቲ እነካይዶ ክትዕ እንሓንሳእስ ደስ ከይበሎም እዮም ዚሰምዑኒ። ’ከምቲ እንደልዮ ክንሓስብ ግዳ ዘይትገድፈና፡ ብሳይነስ ጌርካ ነቲ ኬፍና (ደስ ዘብለና …

Read More »

Harmony News. 22/01/2021

Read More »

ወረቐት መንነቱ ዝጠፈኦ ሰብኣይ. . . . . . . ብገበን ጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሱ

ኣብ ከተማ ካልማር፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናት፡ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምካ ተባሂሉ ብጌጋ ተኸሲሱ ዝነበረ ወደ 30 ዓመት ዝኾነ ሰብኣይ፡ ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ማእሰርቲ፡ ብቤት ፍርዲ’ታ ከተማ፡ ነጻ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ሓቀኛ ፈጻሚ ናይቲ ገበን፡ ኣቐድም ኣቢሉ ብፖሊስ ተታሒዙ ከምዝነበረ’ኳ እንተተፈልጠ፡ ፖሊስ፡ ነቲ ጉዳይ ክምዝግብ እንከሎ፡ በቲ ኣብ ኢድ’ቲ ገበነኛ ዝነበረት፡ ኣቐድም ኣቢላ ካብቲ ወዲ 30 ዓመት ሰብኣይ ዝጠፍአት ወረቐት መንነት፡ …

Read More »

ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ን ፓስፖርት ዝምልከት ሓድሽ ሓበሬታ ኣውጺኡ

ካብ ሎሚ ዕለት 14 ጥሪ 2021 ዝኾነ ሰብ ፓስፖርት ማለት främ­lings­pass ወይ rese­do­kument  ከመልክት ወይ ከሐድስ ምስዝደሉ ብቐጥታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ክፍሊ ኢመግረሽን ብምእታው ብ ቐጥታ ኦንላይን ብመንገዲ Bank Id ክሓትትን ከሔድስን ከምዝኽእል ሓቢሩ። ብተወሳኺ ኣብ ኦንላይን ብምእታው ናይ ሙሉእ ስድራቤት ምስ ትሕቲ ዕድሜ ህጻናት ብመንገዲ ባንክ ኣይ ዲ Bank Id ከመልክት ከምዝእክልን ኩሉ ክፍሊትን ኣሰር ኣጻብዕቲን ክገድፍ ከምዝኽእል ይሕብር። …

Read More »

ሎቪን፡ ኣብ ምሉእ ሂወተይ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ እዋን ቅንያት ክሪስትማስ፡ ሰባት ናብ ዕዳጋታት ብምኻድ ሸመተ ንኸየካይዱ ተላብዩ ክንሱ፡ ብገዛእ ርእሱ ኣብ ዱኳናት ክሽምት ከምተራእየን ከምሳዕቤኑ ድማ ነቐፌታታት ክዘንቦ ምጽንሑ ይዝከር። ንሱ፡ ኣብ ምሉእ ዕድሚኡ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን እየ ክብል ንስቱድዮ ስዊዲሽ ሞርኒን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። ኣነን ካልኦትን፡ ንጥፈታትና ብኸመይ መንገዲ ክንድርቶ ከምዝግበኣና ኣብ ቀጻሊ ሓሳብ ንርከብ። ካብ ቤተይ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com