Thursday , May 2 2024

ስፖርት

Harmony News 11 January 2021

Read More »

ሊቨርፑል ኣብዚ ቅነ ቦክሲን ማች ደጊማ ነጥቢ ኣጥፊኣ

ኣብዚ ቅነ ቦክሲን ማች ብተደጋጋሚ ነጥቢ ክትድርቢ ትርኤ ዘላ ክለብ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ምስ ዌትብሮሚች 1ብ1 ድሕሪ ምፍልላያ ነጥቢ ዘጥፍእት ሊቨርፑል።ሎሚ`ውን ተኮነ ምስ ኒውካስትል ኣብ ዝገበረቶ ግጥም።0ብ0 ብምፍልላያ ደጊማ ክልተነጥቢ ክተጥፍእ ተገዲዳ ኣላ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ግጥም ሊቨርፑል ተዓዊታ ከይትወጽእ  ሓላዊ ልዳት ኒውካስትል ዳርለው ዓቢ ኣበርክቶ ክገብር ኪኢሉ እዩ።እዚ ናይ ሎሚ ናይ ሊቨርፑል ነጥቢ ምጥፋእ ንማንችስተር ዩናይትድ ዓቢ …

Read More »

ናይ 2020 ዝሃብተሙ ዓሰርተ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና

ኣብዛ ንክትውዳእ ውሑዳት መዓልታት ዝተረፉ ዓመት 2020 ብዙሕ ኣታዊ ካብ ዝገበሩ ገላ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና እዞም ዝስዕቡ እዩም። ልዮነል ሜሲ መጠን ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 126 ሚልዮን ዶላርክርስትያኖ ሮናልዶ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 117 ሚልዮን ዶላርነይማር ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 96 ሚልዮን ዶላርኪልያን ምባፔ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 42 ሚልዮን ዶላርመሓመድ ሳላሕ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 37 ሚልዮን ዶላርፖል …

Read More »

ክብረ ወሰን ፔሌ ኣይተሰብረን ትሙጉት ብራዚላዊት ክለብ ሳንቶስ

ብራዚላዊት ክለብ ሳንቶስ ኣብዚ ሓለፈ ሰሙን ብ ኣርጀንቲናዊ ለዮነል መሲ ብ 644 ዝተስብረ ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ ክለብ ዝብል መጎተ ፍጹም ከምዝይተቅበሎ ተፍልጥ። ብመስረት ሓበሬታ እዛ ክለብ ፔሌ ዘቑጸሮም ብዝሒ ሸቶታት እዛ ክለብ 1,091 ሙኻኑን መሲ ነዚ ሪከርድ ንምስባር ተወሳኺ 448 ሸቶታ ከምዝተርፎ ትገልጽ። እዛ ክለብ ብምውሳኽ ፔሌ ኣብ ግዜ ውድድር ብዝሒ ሸቶታት ዘቑጸሮም 448 ሙኻኖምን ተወሳኺ ኣብ ናይ ምሕዝነት …

Read More »

ልዮነል መሲ ተዘካሪት ጉሩብ MSN ስጋብ ሕጂ ርኽብ ከምዘሎም ይገልጽ

ወትሩ ካብ ኣእምሮ ኣፍቀርቲ ስፖርት ብሓፈሻ ካብ ደገፍቲ ባርሶሎን ብፍላይ ዘይሃስስ ተዘክሮ ዘልዎም ብጥምረት MSN መሲ፣ስዋረዝ ነይማር ዝፍልጥ መስመር ምጥቃዕ እዛ ጋንታ ኮይኑ ዓመታዊ ዘመዝገብዎ ብድምር ሸቶታቶም እውን ክበረ ወሰን ፍሉይን እዩ። MSN ካብ ዝገበሮ 450 ጸወታታት ብድምር 364 ሸቶታትን 173 ቀረብ ንሸቶታት ከምዝገብረት ዝዝከር ኮይኑ ብሕሪኡ ነዛ ጥምረት ትትክእ ዝኮነ መስመር ምጥቓዕ ዛጊድ ኣይተራእየን። ብተወስኺ እዛ ጥምረት ኣብ 2014/15 …

Read More »

ብ ግሎባል ሶከር ዝወሃብ ሽልማት ን ክርስትያኖ ሮናልዶ ብሉጽ ተጻዋታይ እዚ ዘመን ብምባል ይረቚሖ

ኣብ ዱባይ ዝመደበሩ ብሽም ግሎባል ሶከር ዝወሃብ ሽልማት ንህዝቢ ማእክለ ብምግባር ንቡሉጻት ናይዚ ዘምነ ዝበሎም ብሉጽ ተጻዋትይ፣ ወኪል ተጻወቲ፣ ኣሰልጣኒን ጋንታን ረቑሑ። በዚ መሰረት ብሉጽ ተጻዋታይ ኣዚ ዘመን ንመሲን ሳላሕን ዝቀደመ ክርስትያኖ ሮናልዶ ብሉጽ ወኪል ተጻወቲ እዚ ዘመን ጆርጅ መንድስ ብሉጽ ኣሰልጣኒ እዚ ዘመን ድማ ፔፐ ጋርድዮል ንሰር ኣለክስ ፈርጉሰ ከምኡ ድማ ን ሞሪኖ ብምክታል ዕውት ኮይኑ ከምእውን ብሉጽቲ ጋንታ …

Read More »

ሙቑር ህያብ በዓል ልደት ኣርሰናል ንደገፍታ

ኣርሰናል ኣርእስቲ ማእከናት ዜና ኮይና ድሕሪ ምቕናያ ን ጸወታ ደርቢ ሎንደን 3 ብ 1 ኣብ ልዕሊ ቸልሲ ብምዕዋት ሙቑር ክያብ በዓል ልደት ን ደገፍታ ለጊሳ። ን ኣርሰና ድሕሪ ባሕቲ ህዳር ኣብ ፕሪመርሊግ ናይ መጀመርያ ዓወታ ኮይኑ ኣብ ርእስኣ ዘንቢዩ ዝቀነየ ነቐፍታታት ብዝተፈላለየ ተንተንቲ ስፖርት ኣፎም ብምትሓዛ ብ ጸወታን ብምዕብላል ኣእማኒ ዓወት ብምሕፋሳ፣ ጸቕጢ ኣብ ኣሰልጣኒ ኣርተታ ዳግመ ግምት ክገብሩሉ ዝተሓሳሰብ …

Read More »

ክልተ ተጻወቲ ማንቸስተር ሲቲ ብ ኮቪድ 19 ተለኺፎም

ተጻወቲ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ እቲ ምስ ኣርሰናል ኣብ ካራቦኣ ካብ ዘካየደቶ ጸወታ ኣብ ተጻወታ ኣብ ዝገብረቶ መርመራ ኮቪድ 19 ክልተ ተጻወቲ ማለት ኣጥቃዕቲ እዛ ክለብ ብራዚላዊ ጋብርኤል ሄሱስን ኢንግሊዛዊ ካየል ወከር በዚ ቫይረስ ብምልካፎ ካብዚ ዝቕጽል ሰልስተ ተኸታታሊ ናይ ቦክሲንግ ማች ከምዝበርኽሩ ክለቦም ኣፍሊጣ።

Read More »

ጉዕዞ ኣርሰናል ናብ ዓወት ዶ ወይስ ንቑልቁል ?

ሎሚ ቀዳም ኣብ ሰሜን ሎንደን ተዶኪነን ናይ ደርቢ  ጸወታ  ዝጽበየን ዓበይቲ ጋንታታት ኣርሰናልን ቸልሲን ኣብ ሜዳ ኢማራት ዝገብርኦ ጸወታ ብዙሕ ኣቃላቦ ካብ ዝረኸበ ጸወታ ኮይኑ ኣሎ። ንቡዙሓት ሕንቅልሕንቅሊተይ ኮይኑሉ ዘሎ ብቕዓት ኣርሰናል ኮይኑ ቡዙሓት ካብ ዝሰማምዕሉ ጸገም እዛ ጋንታ ኣሰልጣኒ ዘይኮነስ እቶም ብስዕረታ ወላሓንቲ ዘይስምዖም ተጻወቲ እዛ ጋንት ሙዃኖም ገማቲ ቢቢሲ ላውሮ ብምግላጽ ውጺኢት ናይ እዚ ግጥም ድማ 1 ብ …

Read More »

ብሜሲ ዝተመዝገበሎም 160 ሓለውቲ ልዳት ከከም ዝተመዝገበሎም ሸቶ ቢራ ይዕደሉ

ውሩይ ትካል ቢራ ቡድዋይሰር ብድሕሪ ን ክብረ ወስን ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ ክለብ ማለት 644 ዘመዝገቦ ሓድሽ ክብረ ወሰን ብሽም ልዮነል ሜሲ  644 ዝተጻሕፎ ቢራ ብምፍራይ፣ ሜሲ ዘምዝገበሎም 160 ሓለውቲ ልዳት ዝተፈላለያ ጋንታታት ከከም ዝተመዝገቦም ብዝሒ ሸቶ ቢራ ልደት ተዓዲሎም፣ በዚ መሰረት ሓላዊ ልዳት ክለብ ማድሪድ ዝነበረ ኢከር ካሲያስ ዓሰርተ ሸውዓት ብራታታት ክወስድ ከሎ፣ ሓላዊ ልዳይ ክለባት ኣለመርያ ቫለንሽያ ዝነብረ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com