Friday , May 10 2024

ኮረና ቫይረስ

July, 2020

  • 11 July

    ዜና ሽወደን ብትግርኛ 10 ሓምለ 2020 Swedish News in tigrigna 10 juli 2020

  • 10 July

    ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ኣብ ከክልተ ሰሙን ሓደስቲ ናይ መገሻ መምርሒታት ክወጽእ ምኻኑ ወሲኑ

    ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ነዚ ሒዝናዮ ዘለና ክረምቲ ዘገልግል ናይ መገሻ መምርሒታት ኣብ ከክልተ ስሙን ከመሓላልፍ ምኻኑ ሓቢሩ። እቲ ውሳነ ካብ 15 ሓምለ ጀሚሩ ኣብ 29 ሓምለ ንኻልኣይ ግዜ ስዒቡ ድማ ኣብ 21 ነሓሰ ክመሓላለፍ እዩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ዘስዓቦ ተቐያየሪ መምርሒታት መገሻ ናይ ሃገራት ምኻኑ TT ሓቢሩ። እዚ ዘሎ ኩነታት፡ ክግምገም ዘይክእልን ተቐያያርን እዩ። ከምዚ ኢሉ …

  • 9 July

    መራሕቲ ኣውቶቡሳት፡ ዝያዳ ተሳፈርቲ ንኸይስቀሉ ንምኽልካል ዘፍቅደሎም ሕጊ ንኽህሉ ይሓቱ

    ኣብ ኣውቶቡሳት ዝረአ ብዝሒ ተሳፈርቲ ንምቁጽጻር፡ መራሕቲ ኣውቶቡሳት፡ ዝያዳ ተሳፈርቲ ንኸይስቀሉ ክኽልክሉ ዘኽእሎም ሓድሽ ሕጊ ንኽፍቀድ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ስቶክሆሎምን ኩባንያ SL ከምዝሓተቱ TT ሓቢሩ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ስልጣን መራሕቲ ኣውቶቡሳት ንምውሳኽ ዘኽእል ጠለብ ናብ መንግስቲ ኣቕሪቡ ኣሎ። ናብ ከባቢ ኣውቲስታ ዝቐረቡ መናብር ተኸልኪሎም እካ እንተሃለዉ፡ ኣብ ኩለን ኣውቶቡሳት ግን ኣይኮነን። እዞም ዝተኸልከሉ መናብር ብጠለብ ኣውቲስታ እምበር ብሕጊ ዝተደገፉ …

  • 9 July

    ኣወንታዊ ምዕባሌታት. . .ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዘለዉ ሕሙማት ትሕቲ 100 ኮይኑ

    ቁጽሪ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝእለዩ ዘለዉ ሕሙማት ንፈለማ ግዜ ትሕቲ 100 ብምዃን ናብ 92 ሕሙማት በጺሑ። ብዝሒ ሕሙማት ኮቪድ-19፡ ኣወንታዊ ዝኾነ ዘገምታዊ ምጉዳል  የርእዩ ምህላዎም ኣብ ምምሕዳር ማሕበራዊ ውሕሰነት ሓላፊት ኣሃዱ ቅልውላው ዝኾነት ዮሃን ሳንድፋል ገሊጻ። ብጀካ ቁጽሪ ሕሙማት ኮቪድ-19 ናብ ዜሮ ምውራድ ካልእ ዝኾነ ዕላማ የብልናን ክትብል ሳንድፋል ወሲኻ። ኣብ ዝሓለፈ ጽድያ፡ ኣብ …

  • 9 July

    ኣብ ኤውሮፓ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 200 ሽሕ በጺሑ

    ኣብ መላእ ኤውሮፓ፡ ምዝጉብ ቁጽሪ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 200 ሽሕ ምብጽሑን ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ድማ 2.7 ሚልዮን ምብጽሑ ጋዜጣ ፍራንስ ፕረስ ገሊጹ ክብል TT ሓቢሩ። ቁጽሪ ናይቶም ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 516 ሽሕ በጺሑ ኣሎ። ካብዚኣቶም እቶም 40% ኣብ ኤውሮፓ ዝሞቱ እዮም። ስለዚ፡ ኤውሮፓ፡ እታ ቀንዲ ብቫይረስ ኮሮና …

  • 9 July

    ዴኒማርክ፡ ብፍሉይ ምስ ኮሮና ዝተሓሓዝ ናይ መገሻ ቪዛ ዘርጊሓ

    ሰብ መዚ ጥዕና ሽወደን፡ ነቶም ካብ ዴኒማርክ ወጻኢ ክገሹ ዝደልዩ ዜጋታታ ዝኸውን ብፍሉይ ምስ ኩነታት ኮሮና ዝተሓሓዝ “ኤሌክትሮኒካዊ ናይ መገሻ ቪዛ” ከምዝዘገሐት TT ሓቢሩ። ዕላማ ናይቲ ሓሳብ፡ ንወጻኢ ክገይሽ ዝደሊ ሰብ መርመራ ኮሮና ድሕሪ ምግባሩ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ነጻ ምዃኑ ዝሕብር ኤሌክትሮኒካዊ መስክርነት ንምርካብ እዩ። እዞም ገያሾ፡ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ነጻ ምዃኖም ዝሕብር ኤሌክትሮኒካዊ ምስክርነት ነተን ነዚ ጉዳይ ሓደ ካብ …

  • 8 July

    ግሪኽ፡ ንቅልውላው ኮሮና ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብእትፍጽሞ ዘላ በደላት ተኸሲሳ ተባሂሉ

    ዶክተርስ ዊዝኣውት ቦርደርስ ዝተህለ ትካል ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ግሪኽ ንዘሎ ኣገባብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኮኒኖሞ። ጀርመን ካብ ደሴታት ግሪኽ 6 ትሕቲ ዕድመ እኳ እንተወሰደት እዞም ስደተኛታት ካብቲ ክበጽሕዎ ዝግበኦም ዝነበረ ብኣዋርሕ ድሒሮም ዝኸዱ እዮም ክትብል ግሪኽ ኣፍሊጣ። ግሪኽ ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ዘሎ ጭቕጭቕ ዝበለ ኣገባብ መነባብሮን ቅልውላው ለበዳ ኮሮናን ኣብቶም ስደተኛታት ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ንምንባር ትጥቀመሉ ምህላዋ ድማ ከሲሶም። ዕለት …

  • 8 July

    ኣብ ዝተኻየደ ፈተና (tentorna) ብዙሓት ተማሃሮ መሕለፊ ነጥቢ ረኺቦም

    ኣስታት 50 ዝኾኑ ናይ ሕክምና (ሜዲካል) ተማሃሮ ኣብ ኮለጅ ካሮሊኒስካ ናይ ምቕጻል ተኽእሎታቶም ኣብ ሓደጋ ከምዝኣተወ ተገሊጹ። እዚ ድማ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው፡ ተማሃሮ ንበይኖም ኮይኖም ኣብ ዝገበርዎ ፈተና ካብ ንቡር ንላዕሊ፡ ብዙሓት ተማሃሮ ኣብቲ ዝተኻየደ ፈተና መሕለፊ ነጥቢ ብምርካቦም እዩ። ዓመታዊ፡ ውሱን ቁጽሪ ተማሃሮ መሕለፍ ነጥቢ ዘይረኽቡ ክህልዉ እተን ዩኒቨርስታት ትጽቢት ነይርወን። እዚ ዓመት’ዚ ግን ትጽቢት ዩኒቨርሲታት ስለ …

  • 8 July

    ካብ ቀዳም ጀሚሩ፡ ዶባት ዴኒማርክ ንነበርቲ ምምሕዳር ስኮና ክፉት ክኸውን እዩ ተባሂሉ

    ካብ ቀዳም ጀሚሩ፡ ዴኒማርክ፡ ንነበርቲ ምምሕዳር ስኮና ዝኾኑ ናብ መሬታ ክኣትዉ ከተፍቅደሎም ምዃና ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ምምሕዳር ስኮና፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ርኡይ ዝኾነ ምጉዳል ቁጽሪ ናይ ግዳያት ኮሮና ከምዘርኣየትን ኣብ ዝቕጽል መዓልታት እቲ ቁጽሪ እንተ ዘይወሲኹ፡ ነቲ ዴኒማርክ ትሓቶ ብዝሒ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ክተማልኦ እያ። ዴኒማርክ፡ ዶባታ ንነበርቲ ስኮና ክፉት ምዃኑ እትሕብረሉ እዋን፡ ዝመጽእ ሓሙስ ክኸውን ከምዝኽእል ሬድዮ ሽወደን ግምታቱ …

  • 8 July

    ኣሃዱ ጥዕና፡ ኣብ እዋን ክረምታዊ ዕረፍቲ . . . ምስ ዘይንፈልጦም ሰባት ዝምድናታት ካብ ምፍጣር ንቆጠብ

    ብዝሒ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ዘለዉን ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዝርከቡን ሰባት እናጎደለ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ጎደናታት፡ ገማግም ባሕሪን ናይ ቱሪዝም ቦታታትን ዝእከቡ ሰባት እናበዝሐ ይኸይድ ምህላዉ ሃገራዊ ስግኣት ይፈጥር ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብ እዋን ዕረፍቲ፡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ዝምድናታት ክንምስርት ከምዘይብልናን ከምቲ ልሙድ ድማ ንመምርሒታት ኣሃዱ ጥዕና ተኸቲልና ክንቅጽል ይግበኣና ክብል ላዕለዋይ ሓላፊ ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና፡ …

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com