Thursday , May 2 2024

ኮረና ቫይረስ

April, 2021

  • 15 April

    ሽወደን፡ ምጥቃም ፍርያት ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ደው ኣቢላ

    ሃገረ ሽወደን፡ ነቲ ብኩባንያ ጆንሶን ዝፈሪ ክታበት ኮቪድ-19፡ ቅድሚ ናብ ሃገራ ምእታዉ፡ ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃገረ ሽወደን፡ ክሳብ ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት ብዛዕባ እዚ ክታበትን ምርጋእ ደምን ዘለዎም ዝምድናታት ብዝምልከት መጽናዕቱ ዝውድእ፡ ክትጽበ ወሲና ምህላዋ ገሊጻ። ክሳብ ሕጂ፡ 31 ሽሕ ብልቃጥ ፍርያት ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ከይተጠቀመትሉ ኣብ ኢዳ …

  • 14 April

    Harmony Media News 14/04/2021

  • 14 April

    Harmony Media Voice News 13/04/2021

  • 14 April

    ፕረሲደንት ደቡብ ሱዳን፡ ክትባት ኮቪድ-19 ይወስድ

    ዜጋታት ደቡብ ሱዳን፡ ንኽኽተቡ ንምትብባዕ ብምባል፡ ፕረሲደንት ሳልቫ ኬር ጸረ ኮሮና ክትባት ከም ዝወሰደ ተገሊጹ። ደቡብ ሱዳን ዝሓለፈ ዓመት እያ ክትባት ጀሚራ። ሓካይምን ልዕሊ 65 ዝዕድሜኦም ሰባትን ቀዳምነት ከም እተዋህቦም ድማ ተሓቢሩ። ደቡብ ሱዳን ዛጊት 132 ሽሕ ዶዝ ክትባት ጸረ ኮሮና ከም ዘእተወት ዝፍለጥ ኮይና፡ ሳልቫ ኬር፡ እናተክርትበ ዘርኢ ስእልታት ብሰፊሑ ይዝርጋሕ ምህላዉ የመልኪቱ። ኣብ ደቡብ ሱዳን ልዕሊ 10 ሽሕ …

  • 14 April

    ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ምስ ኣስትራ ዘለዎ ውዕል ኣይከናውሖን እዩ ተባሂሉ

    ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ንኽቕርባ ምስ ኩባንያታት ኣስትራ ዘነካን ጆንሶንን ዝነበሮ ውዕል ከምዘየናውሕ፡ ኢጣልያዊት ጋዜጣ ላ ስታምፓ፡ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኢጣልያ፡ ዝረኸበቶ ምንጪ ብምጥቃስ ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ እቲ ክታበት ኣብ እዋኑ ንኸይርከቦም ዘጋጥሙ ምድኑጓያትን ነቲ ሓድሽ ጅር ኮሮና ብግቡእ ክፍውሶ ብዘይምኽኣልን ምዃኑ፡ ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ይገልጽ። ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ኣብ ልዕሊ እቲ …

  • 14 April

    እስራኤል፡ ህዝባዊ ባህርያዊ ምክልኻል ኮሮና ኣጥርያ ክትከውን ትኽእል እያ ተባሂሉ

    ሃገረ እስራኤል፡ ህዝባዊ ባህርያዊ ምክልኻል ሕማም ኮሮና (herd immunity) ናብ ምጥራይ ተጸጊዓ ክትከውን ከም እትኽእል ሓደ ላዕለዋይ ዶክተር እስራኤል ገሊጹ። ኣብ ሓደ ሃገር እዂል ቊጽሪ ዘለዎም ሰባት ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ባህሪ ምስ ዝፈጥሩ እዩ ሀርድ ኢምዩኒቲ ማዕቢሉ ዝበሃል። ኣብ ሕማም ኮሮና ዕድላት ምምዕባል ሀርድ ኢምዩኒቲ ካብ 65-70% ከም ዝብጽሕ ይግመት። ተመራመርቲ ብሪጣንያ ግን፡ ኣብዚ ጒዳይ ኣዝዩ ጥንቃቐ ክግበር ኣለዎ …

  • 14 April

    ምምሕዳር ካልማር፡ ሳልሳይ መድረኽ ክታበት ክትጅምር ትዳሎ

    ምምሕዳር ካልማር፡ ቀዳማይን ካልኣይን መድረኻት ክታበት ወዲኣ፡ ናብ ሳልሳይ መድራኽ ክትሰጋገር ምዃና ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ክታበት፡ ካብቶም 80 ዓመት ዝዕድሚእዕም ሰባት እቶም 90% ክታበት ክወስዱ ክኢሎም። ካብቶም ኣብ ካልኣይ መድረኽ ክኽተቡ ዝተመደቡ ኣብ ክሊ ዕድመ 70 ክሳብ 79 ዓመት ዝነበሩ ሰባት ድማ ኣስታት 60% ክታበት ክወስዱ ከምዝኸኣሉ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ክኽተቡ …

  • 13 April

    ቦትስዋና፡ ኣብ ገለ ዞባታት ዝነበረ ውጥን ክታበት ኮቪድ-19፡ ደው ኣቢላቶ

    መንግስቲ ቦትስዋና፡ ብልቃጥ ክታበት ተጸንቂቑ ብዝብል ምኽንያት፡ ኣብ ገሊኡ ዞባታት እታ ሃገር ክገብሮ ወጢንዎ ዝነበረ መደብ ክታበት ደው ምባሉ ተሓቢሩ። እታ ሃገር፡ ዛጊት 17808 ሰባት ከቲባ ኣላ ክብል ጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር የመልክት። ኣብዘን ዞባታት ዝነብሩ ዜግታት ነታ እትመጽእ መርከብ ብትዕግስቲ ክጽበዩ ተነጊርዎም ኣሎ። መንግስቲ ሾብዓተ በዚ ሕማም ብፍሉይ ክጥቅዓ እየን ዝበለን ዞባታት ምልላዩ ይፍለጥ። እዛ መርከብ ክትመጽእ ምናልባት …

  • 13 April

    ኣሜሪካ፡ ንክታበት ጆንሶን፡ ንግዝይኡ ከተቋርጾ ወሲና

    መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነቲ ልዕሊ 7 ሚልዮን ኣሜሪካውያን ዝተኸትብዎ፡ ፍርያት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ኮቪድ-19 ንግዝይኡ ከምዘቋረጸቶ ጋዜጣ ዘ ኒውዮርክ ታይምስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነዚ ውሳነ ዝወሰነ፡ ድሕሪ ኣብ ልዕሊ 6 ደቂ ኣንስትዮ ዝተራእየ ደም ናይ ምርጋእ ኣጋጣሚ ምዃኑ ጸብጻባት ይሕብሩ። እዘን ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 48 ዓመት ዝርከባ ሽዱሽተ ደቂ ኣንስትዮ፡ ክታበት ጆንሶን …

  • 12 April

    Harmony Media News 12/04/2021

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com