Sunday , May 5 2024

ባህሊ

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ራብዓይ ክፋል ብ መም ሃገር ተክላይ SFI NYBÖRJARE

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Tigringa News 05/08/2020

https://youtu.be/62XeyjLDiWc

Read More »

53% ካብ ሽወደናውያን፡ ንዝምድና ግብረ-ሰዶመኛታት ይቋወም

ንጽምብል ብፕራይድ (Pride) ዝፍለጥ መዓልቲ ግብረ-ሰዶመኛታት ኣጋጣሚ ብምግባር፡ ጋዜጣ ዳግነዝ ነሂተር፡ ንተቐባልነት ግብረ-ሰዶመኝነትን መስርሕ ጾታዊ ለውጢን ኣብ ሽወደን ዝድህስስ ኣብ ዓምድታቱ ጽሒፉ። ኩነታት ናይ ግብረ-ሰዶመኛታትን ዝምባለ ናይ ጾታዊ ለውጢ ዘለዎም ሰባትን ምስ ኩነታት ናይቶም ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝሳቐዩን ዝቕተሉን ብምንጽጻር፡ ኣብ ሽወደን፡ ዝሓሸ ምዃኑን እቲ ኩነታት ግን ጌና ኣብነታዊ ከምዘይኮነን ጸሓፊት ናይዚ ዓምዲ ዝኾነት ሊዛ ማግኖሰን ገሊጻ። 98% ካብ ሽወደናውያን፡ …

Read More »

ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ንመላእ ኣመንቲ ምስልምና ተኸታተልቲ እዛ ገጽ…እንቋዕ ኣብቅዓኩም።

Read More »

መደብ ዝርርብ 50 ደቓይቕ ምስ፡መምህር ዮሴፍ ወርቀ ኣብ ጉዳይ ሞያ ምምሃርን ምስትምሃርን ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ሽወደን።

Read More »

ሓቀኛ ሓጺር ዛንታ፣ ሰብ ስኢነ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል

ብጸጋብርሃን ጎይትኦም“ትምህርቲ ድኣ ይጽላእ ድዩ?”“ሓደ ብሂል’ኳ ኣሎ፣ ‘ኣደ ኸላ ቐላል’ያ፣ ምስ ሓለፈት ግና ሓልዮታ ይርድኣካ’ ዝብል ብሂል፣ እዚ ኣበሃህላ ናብ ትምህርቲ’ሞ ንቐይሮ እቲ ዕድል ኣብ ኢደይ ከሎ ኣቕሊለ ርእየዮ፣ ኣብ ሕጂ ኮይነ ክርእዮ ከለኹ ግና፣ ወዲ ሰብ ኣብ ዓለም ብዘይ ትምህርቲ ከም ዘይከብር ተረዲኡኒ፣ ሕጂ እንዶ እነኹልካ ፊደላት እንግሊዝ ከማን ምቑጻሮም ስኢነ፣ ኣብ ሕጂ ኮይነ ብጣዕሳ’የ ዝሕመስ…” ጣዕሳኣ ኣብ ገጻ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም።ኮቪድ-19፥ ናይ ለውጢ ደወል

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ታሪኽ ዓለም፡ ኣብ ዳርጋ ኩሉ ዘመንን መዋእልን፡ ንኺምህር ወይ ዓይኒ ኪኸፍት ዝኸኣለ ፍሉይ ተፈጥሮኣዊ ፍጻመታት ተራእዩ እዩ። ንብድሕሪ ሕጂ እውን ኪቕጽል እዩ። ከም ኣብነት፡ ከቢድ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ከቢድን ሰፊሕን ኲናት፡ ናይ ምስፍሕፋሕ ወራር፡ ሰፊሕ ዝርጋሐ ዘለዎ ደርቅን ጥሜትን፡ ለበዳ፡ ወዘተ። ብወገን ፍልጠት እንተ ርኢና ድማ፡ ዓበይቲ መምህራንን፡ ሊቃውንትን፡ ፈላስፋታትን፡ መንፈሳውያን መምህራንን፡ ንኣእምሮ ሰብ ዚልውጥ ሓድሽ ትምህርትን ግንዛበን …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna. 22 juli 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ሃገራት ኤዉሮጳ ንምክፍፋል ሓገዝን ባጀትን እቲ ሕብረት፣ ዝነበረን ፍልልይ ብምፍታሕ ተሰማሚዐን። 2. ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዘይመለሾም ጉዳያት ኣሎዉ፣ ክብሉ ሰብ ዓዉዲ እቲ ሞያ ዝኾኑ ክኢላታት ገሊጾም። ብተወሳኺ ፣- ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ኣብ …

Read More »

ሓቐኛ ዛንታ፣ቐዳማይ ክፋል ሰብ ስኢነ

ጸጋብርሃን ጎይትኦም ብመንገዲ ሓደ ካብ ጋዜጠኛ ቲቪ ኤረ’የ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ብቖጸራ ክትረኽበኒ ክኢላ፣ ነቲ ኣብ መስርሕ ህይወታ ዘጋጠማ ዕንቕፋት፣ መፍትሒ ስኢና ምዕልባጣ ምስ ዛዘመት’ያ ድማ፣ ነቲ ከማይ መንእሰያት ክምሃራሉ ኣለዎ እትብሉ መሳጢ ዛንትኣ ክትጸውየኒ ዝተበገሰት። ልዝብ ዝበለ ኣዘራርብኣን መሳጢ መልክዓን ብማዕዶ ኮይኑ ንዝርእዮ፣ ጸገም ዘሕለፈት ኮይኑ ኣይስማዓካን፣ ሃዲኣ ምስ ኣዘንተወትልካ ግና፣ ልቢ ዝትንክፍ ጸገም’ዩ ገጢምዋ፣ ኣብ ካልኦት …

Read More »

ሓንቲ ዓለም፣ ህይወት ትርጉም ኣለዎዶ?

(ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን) ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ ንትርጉምን ዕላማን ህይወት ብዚምልከት፡ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ስሩጽ (intrinsic) ዕላማ ከምዘይብሉ፡ ግን ኣእምሮ ሰብ ነቲ ዕላማ ባዕሉ ከም ዚፈጥሮን ከም ዚምህዞን ገሊጸ ነይረ። ዕላማን ትርጉምን ምፍጣርካ፡ ከምኡውን ድሕሪ ሞት ዘሎ ኩነታት ዘይምፍላጥካ ናብ ከቢድ ስግኣትን ስነልቦናዊ ቀውስን ዘብጽሕ ብምዃኑ፡ ወድሰብ ካብ ጥንቲ ነቲ ቅርጺ ዝሰኣነሉ ሓቃውነት (reality)፡ ባዕሉ ቅርጺ እናሃበ ኣእምሮኡ ንኸዕርፎ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com