Tuesday , April 30 2024

ስፖርት

ፈረንሳዊ ግሬዝማን 6ይ ዝኸብረ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ኮይኑ!!

ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ብሙኻና ተዓዋቲ ዋንጫ ዓለም ዝኾነ ኣንቶንዮ ግረዝማን ብ107 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ኣትለቲኮ ማድሪድ ናብ ባርሴሎና ብምስግጋር 6ይ ዝኸበረ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ኮይኑ። እዚ ምስ ክለብ ኣትለቲኮ ማድሪድ ን ሓሙሽተ ዓመት ዝተጻወተ ግሬዝማን ኣብ 257 ግጥማት 133 ሸቶታት ከምብዝጋብ ኣብ ዝተፈላለየ መስመር ምጥቃዕ ዝስለፍ ኮይኑ ህጂ ድማ  ን ሓሙሽተ ዓመታት ብ 720 ሚልዮን ፓውንድ መስበሪ ውዕል …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሸወደን ደሚቅ ኣቀባብላ ተገሩላ!!

ታዓዋታቲ ነሓስ መዳልይ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2019 ዝኾነት ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሸወደን ሎሚ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ዮተበሪ ኣብዝ ኣተወትሉ ደሚቅ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ኣብዚ ቡዙሓት ኣፍቀርቲ ሰፓርት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተረኺቦ ኣቀባብላ ከምዝገብሩላን ሓለቃ ጋንታ እዛ ሃገራዊት ጋንታ ካሮሊን ሰገር ብ ደሚቅ ደርፊን ሳዕሲዕትን ተሰንያ ቀይሕ ሪባን ቆሪጻ። ኣብዚ ቡዙሓት ደገፍቲ ዝተረኸቡሉ ኣጋጣሚ ጀጋኑና ኮርዕኽን ኣኹሪዕኽናና እኽን እሞ ተሓበኒና …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ተዓዋታት ዋንጫ ብሙኻን ክብራ ዓቒባ!!

ትማሊ ኣብ ከተማ ሊዮን ፈረንሳ ዝተኻየደ ውድድር ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብዓወት ሕ/መ/ኣሜሪካ ብምዝዛም ዳግማይ ክብራ ዓቂባ። ሕ/መ/ኣሜሪካ ነዚ ክብራ ዝዓቀበት ንመዘኔን ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ 2 ብ 0 ብምስዓር እየን ።ራፒኖይን ላቨለን ንክልተ ሸቶታት ኣሜሪካ ድሕሪ ዕረፍቲ ብምምዝጋብ ኾኸብ ኣመዝጋቢት ሸቶ ተሸላሚት ወርቂ ጫማ ክትከውን ከላ ሓልዊት ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ሳሪ ቫንቨንዳል ድማ ዝበለጸት ሓላዊት ልዳት ብሙኻን ተዓዋቲት …

Read More »

ብራዚል ተዓዋቲት ኮፓ ኣመሪካ ኮይና!!

ኣእንጋዲት ሃገር ብራዚል ን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ብምስዓር ምስ ንሃገራዊት ጋንታ ቺለ ስዕራ ናብ ግጥም ፍጻሜ ዝሰገረት ፔሩ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 3 ብ 1 ብምዓር ድሕሪ 12 ዓመታት ንጽዋእ ኮፓ ኣሜሪካ ዓቲራታ። ሶኣረስ፡ ጀሱስን ሪቻርልሰንን ን3 ሸቶታት ብራዚል ን ዘመዝገቡ  ክኾኑ ከለዉ ጉሬሮ ድማ ነታ ብፍጹም ቅላዕ ን ፔሩ ዘመዝገበ እዩ። ኣብዚ ጸወታ ጋብሬል  ጀሱስ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኣብ 70 …

Read More »

መሳጢ ግጥም ጁቬንቱስን ኣትለትኮ ማድሪድን ኣብ ከተማ ስቶኮልም!!

ኢጣልያዊት ክለብ ጁቬንቱስ ምስ  ስጳኛዊት ክለብ ኣትለቲኮ ማድሪድ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ን 10 ነሓሰ ካብ ሰዓት 18:00 ጀሚረን ናይ ቅድመ መዳለዊ ምሕዝነታዊ ጸወት ከካይዳ እየን። ክለብ ጁቨንቱስ ን ናይ ዓለምና ሓሙሽተ ግዜ ኾኸብ ዓለምና ዝኾነ ክርስትያኖ ሮናልዶ  ኣኽቲታ ንሓደሽቲ ተጻወቲ ከም ኣሮን ራምሲን ኣድርያን ራቦት ዝጸንበረት ነዛ ብ ሞራታ ዝምርሕ መስመር መጥቃዕቲ ምስ ብ 120 ሚልዮን ፓውንድ ዝዓደገቶ ወዲ 19 …

Read More »

ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሽወደን ተዓዋቲት ነሓስ መዳልያ ኮይና!!

ኣብ ተወሳኪ ደቒቕ ብ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ብዝተመዝገበታ ሸቶ ካብ ግጥም ዋንጫ ዝተዓንገጸት ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ  ሽወደን ሎሚ ን ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢንግሊዝ 2ብ 1 ብምርታዕ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ  ታዓወቲት ነሓስ መዳልያ ኮይና። ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሽወደን መበል 11 ደቒቕ ካብ ኣስላኒ ከምእውን ኣብ መበል 22 ካብ ሶፍያ ጃኮብሶም ነታ ኣብ መበል 31 ካብ ፍራን ኪርቢ ሓንቲ …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሽወደን ካብ ውድድር ፍጻሜ ጸወታ ተኣልየን!!

ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ትማሊ ምሸት ናብ ፈጻሜ ጸወታ ንምሕላፍ ምስ ሓገራዊት ጋንታ ሆላንዳ ኣብ ከተማ ልዮን ፈረንሳ ኣብ ዝገብረኦ ጸወታ ኣብ ተወሳኺ ግዜ ብዝተመዝገብተን ሸቶ 1 ብ 0 ዝኾነ ውጺኢት ስለዝተስዓራ ካብ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ተዓንቂጼን። ሽወደናውያን ንመሉእ ዘወጻ ተቕጻጺረን ሚዛን ጸወታ ዓብሊለንኦ እካ እንተወዓላ ካብ ተደጋጋሚ ፈተነ ሓሊፈን ሸቶ ከቑጽራ ብዘይ መኽኣለን ን ሙድብ ድሕሪ ብ ማዕረ ምዝዛመን …

Read More »

ኤርትራዊት ሽወደናዊት ኣትሌት ምዕራፍ ባህታ ብጌጋ ን ሓደ ዓመት ተቐጺዓ!!

ኤርትራዊት ሽወደናዊት ተወዳዳሪት ናይ 5 ሸሕን 10 ሸሕ ሜትራ ብሰንኪን ምሕደራዊ ጸገም ኣብ ሃንደበታዊ ዝግበር መርመራ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት  ዘላቶ ቦታ ብልክዕ ብሰንኺ ዘምሕባራ ካብ መስከረም 2018 ዝሕሰብ ንሓደ ዓመት ኣብ ዝኾነ ዓይነት ውድድር ከይትሳተፍ መዝተኣገደት ፈደረሽ ኣትለቲክስ ሽወድን ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኣትለቲክስ ሽወደን ሞዕራፍ እዚ መቕጻዕቲ ዝተበየነላ ብልክዕ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዳ ዘይኮነትስ ብስንኪ ጉጉይ ምምሕዳራዊ ጸገም ዘላቶ ቦታ ልክዕ …

Read More »

ኤርትራ ብ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቱር ድ ፈረንሳ ክትሳተፍ እያ!!

ምስ ክለብ ኮፊዲስ ተሓቒፉ ኣብ ዓበይቲ ዙራት ከም ዙር ካሊፎርንያን ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ ዝጸንሔ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2019 ከምዝሳተፍ ክለቡ ኣፍሊጣ። ክለቡ ነዚ ዘፍለጠት ድሕሪ ኣብ ኩሉ ዙራት ዘንጸባሮቖ ብቕዓት ትማል ሰንበት ኣብ ቻምፕዮን ሃገሩ ድሕሪ ሙኻኑ ተወሲኽዎ ነዚ ናይ ምስታፍ ዕድል ዝረኸበ። ናትናኤል ሎሚ ንካልኣግ ግዜኡ ዝሳተፍ ኮይኑ ቅድሚ ሕጂ ኣብ 2015 ምስ ክለብ ዳያመንሽ ዳታ …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም ሓሊፈን!!

ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ዋንጫ ዓለም ደቀ ኣንስትዮ ሃርኣዊት ጋንታ ሽወደን ን መዘንኤን ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ጀርመን 2 ብ 1 ብምርታዕ ናብ ፈርቂ ፈጻሜ ሓሊፈን። በዚ መሰረት ምስ ንሃገራዊት ጋንት ጥልያን ዝሰዓረት ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ብምርኻብ ን ዋንጫ መን ሓለፈ ሰሉስ ክገጥማ እየን። ሃገርዊት ጋንታ ሽወደን ኣቀድመን ኣብ መበል 16 ደቒቅ እካ ሸቶ እንተተመዝገበን ጸንሔን ብምውህሃድ ኣከታቲለን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com