Saturday , April 27 2024

ዜና

“ወልፊ ጌይም” ከም ሕማም ክምዝገብ እዩ

ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፡ ወልፊ ቪድዮን ኮምፒዩተር ጸወታን ኣብ ሽወደን ብወግዒ ዝተረጋገጸ ጸገም ክኸውን እዩ ዝብል ትጽቢት ኣሎ። እዚ ናይ ገዛእ ርእሱ ሕክምና ዘለዎ ሕማም እዩ ክብሉ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሉንድ ንሕማም ክሊኒካዊ ወልፊ ዝመርሕ ፕሮፌሰር ኣንደርስ ሃካንሶን ገሊጹ። ንሱ ነዚ ጸወታ ጌይም ከም ሕማም ወልፊ ምምዳብ ነቶም ወልፊ ዲጂታላዊ ወይ ቪድዮ ጸወታ ዘለዎም ሰባት ተስፋ ዝህብ ኲነታት ዝፈጥር እዩ ክብል …

Read More »

ቤት ማእሰርቲ ሻኒንገ፥ ብሓለውቲ ግህሰትን ይፍጸም እዩ ዝብል ክሲ ይቐርበሉ

ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን ዝሰርሑ ዘለዉን ኣቐዲሞም ዝሰርሑን ሰባት እሱራት ብሓለውቲ ከም ዝግፍዑን ከም ዝዋረዱን ኣቃሊዖም። መርማሪት መደብ ራድዮ ሽወደን “ካሊበር” ምስ ዓሰርተታት ሰራሕተኛታት ከምኡ’ውን እሱራት እቲ ቤት ማእሰርቲ ነዚ ጒዳይ ኣልዒላ ኣዘራሪባ’ሎ። ሓላፊ እቲ ቤት ነዚ ክሲ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ምስክርነት፥ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ሽግራት ከምዝነበሩ ይፈልጥ እኳ እንተኾኑ፡ ን ምጽራፍን ምግፋዕን ግን ዜሮ ዝኾነ ዝስከም …

Read More »

መረጽቲ ሽወደን “ክሊማ”፡ “ቓዛ” ን “ስደት” ን ቀዳምነታት ዝህብዎም ዛዕባታት ይኾኑ

ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ኣብ ሽወደን ድሕሪ ክልተ ወርሒ 9 ሰነ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ። ጎስጓስ ምርጫ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ሽወደን ንመረጽቲ ዘገድሱ ጉዳያት እንታይ እዮም ዝብል ዛዕባ ብምልዓል ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዮተቦሪ ንዝርከቡ ሰባት ሕቶታት ኣቕሪባ’ላ። ዝበዝሑ ካብዞም ተሓተትቲ ምርጫ ክግበር ምዃኑ ከም ዝፈልጡ እቲ ልክዕ ግዜ ግና ኣነጺሮም ከም ዘይፈልጥዎ እዮም ዝገልጹ። እዞም ተሓትተቲ ኲነታት ጸጥታ፥ …

Read More »

ልዕሊ 500 ሕቶ ፍቓድ ስራሕ ተነጺጉ

ቁሩብ ልዕሊ 500 ሰባት ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዝተኣታተወ ሓድሽ ረቛሒ ደሞዝ ስለዘየማልኡ ናይ ስራሕ ፍቓድ ሕቶኦም ከምዝተነጽገ፥ ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዝወጸ ኣሃዛት ይሕብር። መብዛሕትኡ እዚ ምንጻግ ኣብ ቀዳማይ ወርሒ ናይቲ ሓድሽ ሕጊ ዝተገብረ ኮይኑ፡ ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ግን ብማእከላይ ገምጋም 68 ሰባት ኣብ ወርሒ ፍቓድ ስራሕ ክረኽቡ ከምዘይክእሉ ተነጊርዎም ኣሎ፡፡ ምኽንያት ናይዚ ኸኣ እኹል …

Read More »

ድሕሪ ምህሮ ዩኒቨርሲቲ ተጠላብነት ዘለዎም ስርሓት ተለልዮም

15 ሚያዝያ ኣብ ዩኒቨርሲቲታትን ኮለጃትን ሽወደን ናይ ጽድያ ትምህርቲ ንምምልካት እታ ናይ መወዳእታ መዓልቲ እያ። ኣብ መጻኢ ጠለብ ክህልዎም ትጽቢት ዝግበረሎም ብዙሓት ዓይነታት ስራሓት ዝለዓለ ትምህርቲ ከምዘድልዮም ኤጀንሲ ህዝባዊ ስራሕ ሽወደን ይሕብር። ኣብቲ ትካል ተንታኒት ዕዳጋ ሽቕለት ከርስቲን ኤሪክሰን ንሽወደናዊት ሬድዮ ፒ 4 ስቶክሆልም ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ከም ራድዮሎጂ ነርሲንግ፡ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግን ተርጓሚን ዝኣመሰሉ ናይ ሞያ መንገድታት ኣብ ዕዳጋ ስራሕ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ኣትከኽቲ ይውሕዱ – ሕሙማት መንሽሮ ሳንቡእ ግን ኣይንኪን ኣሎ።

ኣብ ሽወደን ምስቲ ኣዝዮም ብዙሓት ደቂተባዕትዮ ኣትከኽቲ ዝነበሩሉ ዓመታት 1960ታትን 70ታትን ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝወሓዱ ኣትከኽቲ ምህላዎም ተሓቢሩ። እዚ ይዂንምበር ቁጽሪ ሕሙማት መንሽሮ ሳንቡእ ግን ልዑል ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ፡፡ ብፍላይ ገለ ዓይነታት መንሽሮ ሳንቡእ ብጭቡጥ ከምዝወሰኸ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኡሜዮ ዝተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ይሕብር። ኣብ መንጎ ምትካኽ ሽጋራን መንሽሮ ሳንቡእን ዘሎ ምትእስሳር ንጹር እዩ። እንተኾነ ግን ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተሓሰበ ዝያዳ ዝተሓላለኸ …

Read More »

ኣብ ናይ ሓሶት ምርጫ ዘሎ ተገዳስነት የንቈልቊል

ኣስታት 420 ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምስቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ ዝካየድ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ኤውሮጳ ተተሓሒዙ ናይ ተማሃሮ ናይ ሓሶትት ምርጫ ንምክያድ ተፈሪመን። እዚ ኣገባብ ካብ ዝሓለፈ ግዜ ምምሕያሽ እኳ እንተተገብረሉ ምስቲ ኣብ 2022 ዝተኻየደ 1,449 ኣብያተ ትምህርቲ ዝተሳተፋሉ ሓፈሻዊ ናይ ሓሶት ምርጫ እንክወዳደር ዝተሓተ እዩ። “ንሕና ዕጉባት ኢና፡ ርግጽ’ዩ ዝያዳ ኣብያተ ትምህርቲ ክሳተፋ ምደለና” ትብል ዋና ዳይረክተር ናይቲ …

Read More »

ህቦብላ በረድ ዓበዪ ጸገማት ትራፊክ የስዕብ

ትማሊ ሰሉስ ዝወረደ በረድ ኣብ ማእከላይን ደቡብን ሽወደን ኣብ ጽርግያታት ዓበይቲ ጸገማት ኣስዒቡ። ኣብ ማእከላይ ደቡባዊ ሽወደን ካብ ዮንሾፒንግ ብሰሜን ሸነኽ ኣብ ዝርከብ ጽርግያ E4 ፡ ዘሎ ምስጋድ ትራፊክ ክሳብ 25 ኪሎ ሜተር ይዝርጋሕ። “ኣብዘን ሰዓታት ክሰርሕ ትጽቢት ኣይነበረንን” ትብል መራሒት ሎሪ ኢቫ ኪንቶማ ካብ ካቢና ንሃገራዊት ሬድዮ ሽወደናዊት ቻነል P4 i Jönköping ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ።

Read More »

ባጤራ ኖርወይ መሊሱ ይደክም

ዋጋ ባጤራ ኖርወይ ክሮነር ኣብ መወዳእታ ​​በዓል ፋሲካ ምንቊልቋል ኣርእዩ። እቲ ናይ መወዳእታ ምንቁልቋል ትማሊ ሰኑይ ፋይናንሳዊ ዕዳጋታት መብዛሕትኡ ክፋል ዓለም ክፉት ኮይኑ ኣብ ዝወዓለሉ እዩ ተኸሲቱ። ገለ ፋይናንሳውያን በዚ ክስተት ንጸጋማይ ማእከል መንግስቲ ኖርወይ ይወቕስዎ ኣለዉ። ክሳብ ትማል ሰኑይ ምሸት፡ ሓደ ዶላር ኣመሪካ 10.96 ክሮና፡ ሓደ ዩሮ ድማ 11.77 ክሮና ተሸይጡ። ካብ ሎሚ መፋርቕ ንግሆ፡ ክሮነር ቁሩብ ሓይሉ’ኳ እንተነበረ፡ …

Read More »

ፊንላንድ፥ ዋጋ ኣባይቲ የንቈልቊል

ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ዝሓለፈ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ጸብጻብ፡ ዋጋታት ዝኣረገ ኣባይቲ ኣብ ኩባንያታት ኣባይቲ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት  ኣብ ቫንታ ብ 10.4%፡ ኣብ ሄልሲንኪ ብ7.1%፡ ኣብ ኦውሉ ድማ ብ 6.8% ከምዝወረደ ሓቢሩ። ሽዱሽተ ዓበይቲ ከተማታት እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብ 6.1% ምንቁልቋል ክምዝገባ እንከለዋ፡ ርእሰ ከተማ ዞባ ድማ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብ 6.7%፥ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ወጻኢ ዝርከባ ከባቢታት ግን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com