Sunday , May 12 2024

ዜና

ኮሚሽን ሓቂ ንህዝቢ ሳሚ ብዛዕባ ሕሉፍ በደላት ፍልጠት ንምዝርጋሕ ዝደሊ

  ኣብ ልዕሊ ደቀባት ሳሚ ኣብ ገለ ክፋል ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ፊንላንድን ሩስያን ዝዝርጋሕ ሰፊሕ መሬት ዝፍጸም ዘሎ ታሪኻዊ በደል ዝምርምር ሓደ “ኮሚሽን ሓቂ” ቆይሙ ። እቲ ኮሚሽን፡ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ፖሊሲታት ሽወደን ኣብ ሽወደን ንዝነበሩ ዓሌት ሳሚ ብኸመይ ከም ዝጸለዎምን፡ እቲ ጽልዋ ብቐጻሊ ኸመይ ይትንክፎም ምህላዉን ንምብራህ ዝዓለመ እዩ። "ኣብ ዲሞክራሲ፡ ብዛዕባ ሓደ ዝተወሰነ ጉዳይ ዝኾነ ነገር እንተዘይፈሊጥካ፡ ከመይ ጌርካ …

Read More »

ብሰንኪ ለበዳ፥ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ኣብ ሓደጋ ይወድቕ።

ወቕታዊ ድግስ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ጀሚሩ፡፡ ኣብ ምሉእ ወርሒ ነሓሰን መስከረምን ድማ ሽወደናውያን እናተኣከቡ ንባህላዊ ድግሳት 'ክራፍትስኪቫ' ብ ስልማት፡ ቆብዕ ድግስ፡ መስተታትን መግብን ከብዕልዎ እዮም። እቲ መበቆሉ ኣብ ሽወደን ዝኾነን ኣብ ዘይጨዋም ማይ ዝነብርን ዓይነት ክራስታሻን፡ በቲ ኣብ 1960ታት ዝተኣታተወ ዓሌት ሰሜን ኣመሪካ ዝኾነ ክርስታሻን ኣቢሉ ዝመጸ “ለበዳ ክሬይፊሽ” ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ኣብ ሓደጋ ይርከብ ኣሎ። እቲ ሕማም፥ ካብ ግዜ …

Read More »

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ “ኣብ ቤይሩት ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ሽወደን ፈተነ መጥቃዕቲ ነታጒ ተፈጺሙ.. ዝተጎድአ ሰብ የለን”

ብቕድሚ ትማል ረቡዕ፥ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን መጥቃዕቲ ነታጒ “ሞሎቶቭ ኮክቴል” ዝፈጸመ ሰብ፥ ክሃድም ከም ዝኸኣለ ዲፕሎማስያዊ ምንጪታት ሓቢሮም። “ትማሊ ምሸት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲና ዝተደርበየ “ሞሎቶቭ ኮክቴል” ዝተባህለ ነታጒ ከም ዝነበረ ኣረጋጊጽና’ለና። እንተኾነ ግና ብዕድል ኣይተፈንጀረን” ክብል ሓደ ዲፕሎማስያዊ ምንጪ እቲ ኤምባሲ፥ ትማሊ ሓሙስ ገሊጹ። እቲ "ገበነኛ ሃዲሙ’ሎ" ክብል እቲ ምንጪ ወሲኹ ሓቢሩ። ኣብ ስቶክሆልም ድሕሪ ዝተኻየደ ምቅጻል ቊርኣን …

Read More »

መንግስቲ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ከስፍሕ ይደሊ።

ኣብ ዝቕጽሉ 20 ዓመታት መንግስቲ ህሉው ዓቕሚ ኒዩክለራዊ ጸዓት ብሰለስተ ዕጽፊ ከዕቢ ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። እዚ ድማምስ 10 ሓደስቲ ልምዳውያን ሪኣክተራት ዝመጣጠን እዩ። ሚኒስተር ኣከባቢ ሮሚና ፑርሞክታሪ ምስ “በዓል መዚ ድሕነትጨረርታ፥ ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፥ ነዚ ዕላማ ከሳልጡ ምዃኖም ኣፍሊጣ። ሮሚና ፑርሞክታሪ ንሬድዮ ሽወደንኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ናይ 10 ሪኣክተራት ገደብ ሓዊሱ፥ ዝተወሰኑ ሕጋዊ ክልከላታት …

Read More »

ምምሕዳራት ከተማ ሓደስቲ ኣጋይሽ ክንክን ምቕባል ከቋርጻ ይኽእላ እየን ተባሂሉ።

ናይ ዕረፍሪ ተቐማጦ ዘለዉወን ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ፡ ኣብዚ ሓጋይ ናይ ጥዕናን ድሕነትን ጉዳያት እንተተኸሲቱ፡ዓመት ምሉእ ኣብኡ ዘይነብሩ ኣረጋውያን፡ ዘእትዉዎ ሕቶ ክንክን ክነጽጋ ከም ዝኽእላ ገሊጸን። ኣብዚ ምምሕዳር ከተማ ግቡእሓገዝ ምሃብ ዝኣመሰሉ ጒዳያት ዝብሉ ብድሆታት ምህላዎም፥ በዚ ድማ ኩነታት ስራሕ እዞም ኣባይቲ ክንክን ኣብ ሃደጋ ክወድቕከም ዝኽእል ተሓጋጋዚት ነርስ ኣኔት ሶደርበርግ ትገልጽ።ኣብ ቦርግሆልም ኦላንድ 320 ሰባት ኣብ ኣባይቲ ክንክን ይረኽቡ፣ …

Read More »

ኣብ ማእከላይ ኦረ ዕልቕልቕ ኣጋጢሙ።

ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን ኣብ እትርከብ በራኽ መዘናግዒት ከተማ ኦረ ብ እምባታት ኣቢሉ ዝሓልፍ ሩባ ሱሳባከን፥ ብሰንኪ ርቱዕዝናብ ትማል ለይቲ ኣቕለቕሊቑ። ጉጅለታት ህይወት ኣድሕንን ፖሊስን ብምኽንያት እቲ ክስተት፥ ኣብ ቦታኦም ተረኺቦም ኣለዉ፡፡ብሰንኪ እቲ ዕልቕልቕ መንገዲ ተሽከርከርቲ E14 ን ኩሎም ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ጽርግያታትን ተዓጽዮም ኣለዉ። እቲ ኲነታትነቶም ተቐማጦ ስንባደ ከም ዝፈጠረሎም፥ ጋዜጠኛ P4 ያምላንድ ሉዊስ ፎርስሊክ ጋርበርግስ፥ ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ’ላ።ኣገልግሎት ኩነታት …

Read More »

ኣብ ሳትራ ድሕሪ ዝተፈጸመ ሞት ዘስዓበ ተኹሲ ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

ትማሊ ኣብ ሳትራ (ደቡባዊ ምዕራብ ስቶክሆልም) ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብረት ሓደ ሰብ ተቐቲሉ። ምስዚገበን ብዝተሓሓዝ ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ኣለዉ። እቲ ተኹሲ ከባቢ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ ዝተፈጸመ ኮይኑ፡ ቅድሚምዕጻው እቲ ማእከል እዩ ተኻዪዱ። ፖሊስ ገበነና ንምልላይ መርመራ ይገብሩ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። Credit: Robin Bäckman/TT

Read More »

“ህሉው ወቕቲ ንምህርቲ ቃንጥሻ እቲ ዝበለጸ እዩ”–ክኢላታት።

ጠሊን ዝናብን ዝመልኦን ኲነታት ኣየር ኣብ ምህርቲ ቃንጥሻ ጽቡቕ ኩነታት ፈጢሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብዚ ወቕቲ፥ብዙሓት ሽወደናውያን ምህርቲ ቃንጥሻ ብምእካብ ጽቡቕ ናይ ምዝንጋዕ ግዜ ከም ዘሕልፉን፥ ምስ ምቕራብ ቀውዒ ብርክትዝበለ ምህርቲ ቃንጥሻ ሒዞም ክምለሱ ተስፋ ብምግባር ናብ ጫካታት ከም ዝኸዱን ዝፍለጥ እዩ።“ብዛዕባ ቃንጥሻ ክትፈልጥ ምድላይካ ካብ ዘይተረፈካ ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ክትመሃር ኣለካ፡፡ ድሕሪኡ ድማ እዞም ኣትክልቲወቕቶም መኣስ እዩ ክትፈልጥ ከድልየካ …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት -04-08-2023

Read More »

ኣኽላባት ኣዕሩኽ እንተሃልይዎም ዝነውሐ ዕድመ ይነብሩ– ሓደ መጽናዕቲ።

ምስ ካልኦት ኣኻልብ ሕብረትን ብጻይነትን ዘለዎ ከልቢ ነዊሕን ጥዑይን መዋእል ከም ዘሕልፍ ሓደ መጽናዕቲ ገሊጹ። እዚኣመሪካዊ መጽናዕቲ ልዕሊ 21 ሽሕ ወነንቲ ኣኽላባት ዘሳተፈ እዩ። ካልኦት ንጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ከልቢ ኣገደስቲ ተባሂሎምእተጠቕሱ ረቛሒታት ዓቕሚ ፋይናንስ ስድራቤት ፡ ዕድመ ዋናን ብዝሒ ቆልዑን እዮም። ብዙሓት ቆልዑ ዘለዉዎም ስድራቤታት ንኸልቦም ብዙሕ ግዜ ስለ ዘይህልዎም፥ ጥዕና ኣኻልብ ከም ዝህሰ እቲ መጽናዕቲ ኣጣሊሉ’ሎ። ማሕበራዊ ተነጽሎ ካብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com