Thursday , May 2 2024

ኮረና ቫይረስ

April, 2021

  • 27 April

    ግዳያት መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ሽወደን፡ ናብ ሓደ ሚልዮን ተጸጊዑ

    ኣብ ሽወደን፡ ግዳያት መልከፍቲ ኮሮና ዝኾኑ ሰባት፡ ቁጽሮም 953,254 ምብጽሑን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ድማ ቀጻሊ ምህላዉን ኣማኻሪ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ሽወደን፡ ኣንደሽ ቲግነል፡ ኣብ ዝተኻየደ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። ክሳብ ሕጂ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19፡ ኣብ ሽወደን፡ 13986 ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ሽወደን፡ ክታበት ዝተኸትቡ ሰባት፡ 3,019,266 ክኾኑ እንከለዉ እቶም  2,288,269 ሰባት፡ ሓንሳብ ክታበት ዝተኸቡ ኮይኖም እቶም 730,997 ሰባት ድማ ክልተ ግዜ ክታበት …

  • 27 April

    ፍረድሪክሰን፡ ፍርያት ዴኒማርክ ዝኾነ ክታበት ክህሉ ትደሊ

    ቀዳመይቲ ሚኒስተር ዴኒማርክ፡ መተ ፍረድሪክሰን፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ጀምራ፡ ዴኒማርክ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበት ከተፍሪ ድሌት ከምዘለዋን ነዚ ንምትግባር ድማ፡ ዴኒማርክ፡ ድሉው ዝኾነ ትሕተ ቅርጺ ከምዘለዋ ምስ ጨንፈር ሳይነሳዊ ሂወት፡ ኣብ ዝገበረቶ ምዝርራብ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ፍረድሪክሰን፡ ዝርዝር ናይቲ ክፈሪ ዝሕሰብ ክታበት’ኳ እንተ ዘይሓበረት፡ ልክዕ ከምተን ኩባንያታት ፋይዘርን ሞደርናን ዝተጠቀማሉ ኣብ ናይ mRNA ቴክርኖሎጂ ምርኩስ ብምግባር …

  • 27 April

    Harmony Media News 26/04/2021

  • 26 April

    መንግስቲ ህንዲ፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትዊተር ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፡ ተቓውሞ ይገጥሞ

    ሃገረ ህንዲ፡ ንኣታሕዛ ለበዳ ኮቪድ-19 ብዝምልከት፡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ፡ ዝፍነዉ ዘለዉ ናይ ነቐፌታ ትሕዝቶታት፡ ትዊተር፡ ከይልጥፍ ብምእዛዙ ተቓውሞ ይገጥሞ። ኣሽሓት ህንዳውያን ነዚ ውሳነ መንግስቲ ዝቃወም ጽሑፋት ይልጥፉ ምህላዎም ተፈሊጡ። ኣፈኛ ትዊተር ገለ ትሕዝቶታት ኣብ ህንዲ ከይረአ ከም ዝዓጸወ ሓቢሩ’ሎ። ህንዲ መጠነ ገዚፍ ሓድሽ ደግሲ ኮሮና ኣጋጢምዋ ሆስፒታላት ብሕጽረት ኦክሲጂን ይሳቐዩ ምህላዎም ይፍለጥ። ሓደ ካብ ተጠቀምቲ ትዊተር ” ኣብ ክንዲ …

  • 26 April

    ቀጠልያ መረጋገጺ ወረቐት “Gröna beviset”፡ ንገያሾ፡ ኣፍደገ ክኸፍት ክኽእል እዩ

    ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ከም ዝወሰዱ ዘረጋግጽ ኤሌክትሮኒካዊ ምስክር ወርቐት፡ ቀጠልያ መረጋገጺ ወረቐት (“Gröna beviset” ወይ ድማ Green proof) ተባሂሉ ክጽዋዕ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። እዚ መረጋገጺ ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ ሳንዱቕ ፖስታ፡ ቺቭራ (Kivra)፡ ኣቢሉ ክቐርብ ምዃኑ ኤሌክትሮኒካዊ በዓል መዚ ጥዕና ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።   ቀጠልያ መረጋገጺ ወረቐት፡ ክታበት ዝወሰድካሉ ዕለትን ውልቃዊ ሓበሬታኻን ዝሓዘ ክዩ-ኣር ኮድ (QR …

  • 26 April

    እስራኤል፡ ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዘጋጥም መጠን ሞት፡ ናብ ባዶ ወሪዱ ተባሂሉ

    ስሉጥ ናይ ክታበት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ እትርከብ እስራኤል፡ ድሕሪ 10 ኣዋርሕ ዝኾነ ሓድሽ ተለካፊ ኮቪድ-19 ዘይምርካባ ገሊጻ። ዛጊት ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቊጽሮም 6346 ምዃኑን ምውሳኽ ከም ዘይርኣየን ሓበሬታ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ኣመልኪቱ። እስራኤል፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ቀዳማይ ማዕበል ኮቪድ-19 ብዕጽዋ ድሕሪ ምምካታ፡ ሓደስቲ ሕሙማት ከም ዘይተራእዩን ተገሊጹ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ምስ ምስላጥ መስርሕ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19፡ …

  • 26 April

    Harmony Media News 25-04-2021

  • 23 April

    Harmony Media News 23-04-2021

  • 23 April

    ልዕሊ 21 ሚልዮን ዜጋታት ዓዲ እንግሊዝ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ተኸቲቦም

    ሃገረ ዓዲ እንግሊዝ፡ ክሳብ ዕለት 14 ሚያዝያ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ 21.2 ሚልዮን ካብ ዜጋታታ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ከምዝኸተበት ኣብ ሎንዶን ዝመደበሩ ጋዜጣ ኢቭኒን ስታንዳርድ ኣብ ዓምድታቱ ኣስፊሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ካብዞም 21 ሚልዮን ብክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ሰባት፡ 168 ምስ ደም ናይ ምርጋእ ዝተሓሓዝ ተርእዮታት ከጋጥሞሞ እንከሎ፡ ካብዞም ከምዚ ዓይነት ኩነት ዘጋጠሞም ሰባት ድማ 32 ሰባት ምሟቶም ተቖጻጻሪ …

  • 23 April

    ምምሕዳር ከባቢ ኡርንኹልድስቪክ፡ ቤት ትምህርታት ዓጽዩ

    እታ ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድ፡ ብመልከፍቲ ኮሮና ዝተጠቕዑ ሰባት ከም ዘለዋ ዝንገረላ ምምሕዳር ከባቢ ኡርንኹልድስቪክ፡ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ንኹለን ልዕሊ ካልኣይ ደረጃ ዝኾና ቤት ትምህርታት፡ ክትዓጹ ከምዝተገደደት ሓላፊት ቤት ትምህርታት፡ ክሪስቲና ራስትባክ ን allehanda.se.ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። በዚ ውሳኔ መሰረት፡ ኩሎም ኣብዘን ቤት ትምህርታት ዝመሃሩ ተማሃሮ፡ ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሮም፡ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም፡ ብናይ ርሕቀት …

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com