Saturday , May 11 2024

ኮረና ቫይረስ

February, 2021

  • 16 February

    ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ተወሳኺ ጸረ ኮሮና ክታበት ንምርካብ ዝርርብ ጀሚሩ

    ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ካብቲ ኣዚዝዎ ዝነበረ 160 ሚልዮን ብልቃጥ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ናይ 150 ሚልዮን ተወሳኺ ብልቃጥ ክታበት ንምግዛእ ምስ ኩባንያ ሞደርና ዝርርብ ከምዝጀምረ ኣፍሊጡ ክብሉ ኣብ ብራስለስ ዝርከቡ ሰበስልጣን ንማዕከን ዜና ሮይተርስ ሓቢሮም። እቲ ዝዝረበሉ ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ንኽንርከቦ ተስፋ ንገብር ክብል እቲ ኮሚሽን ሓቢሩ። ኤውሮፓዊ ኮርሚሽን፡ ካብ ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ኩባንያታት፡ ኣስታት …

  • 15 February

    Harmony Media News 15-02-2021

  • 15 February

    8.5 ቢልዮን ክሮነር ንምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን

    ምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን ሽወደን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዘውጽአኦ ወጻኢታት ንምሕዋይ፡ ብውሕስነት መንግስቲ፡ ካብ በዓል መዚ ሃገራዊ ቦርድ ጥዕና ሽወደን፡ ናይ 8.5 ቢልዮን ክሮነር ሓገዝ ክረኽባ ምዃነን ተገሊጹ። እዚ ማለት ድማ፡ ኩለን ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን፡ ንኹሉ ዘጽደቐኦ ወጻኢታተን፡ ምሉእ ብምሉእ ከምዘሕወያ ኣብ ሃገራዊ ቦርድ ጥዕና ሽወደን፡ ተመራማሪት ዝኾነት ሊንዳ ኤልድስትራንድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ በዓል መዚ ገሊጻ። ብመሰረት መግለጺ …

  • 15 February

    ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ክወቕዖ ዝግባእ ዝነበረ ናይ ክታበት ሸቶ፡ ኣሰጋጊርዎ

    ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ንኹሎም ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ መፋርቕ ወቕቲ ክረምቲ፡ ክታበት ኮሮና ከቲቡ ክውድእ ከም ዕላም ሒዙ ክሰርሓሉ ጀሚሩ ከምዘሎ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን፡ እቲ ወጢንዎ ዝነበረ ደረት ግዜ ናብ መፋርቕ ወርሒ ሓምለ ከምዘሰጋገሮ ሓቢሩ ክብል ጋዜጣ ዳገንስ ኒሀተር ኣቃሊሑ። ኣብ መስርሕ ምርኽኻብ መድሃኒት ክታበት፡ ምድንጓያት ብምግጣሙ፡ እቲ ተወጢኑ ዝነበረ ዕላማ፡ ኣብ እዋኑ ክንወቕዖ ኣይክንክእልን ኢና። ፍርቂ …

  • 15 February

    ጆንሶን. . . . ታዓጽዩ ዘሎ ንጥፈታት ሃገር ንምኽፋት፡ ብዘገምታ ክስራሕ ምዃኑ ይመባጻዕ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና፡ ንነዊሕ እዋን ተዓጽዮ ዝጸንሐ ጥፈታት ሃገሩ ንምኽፋት ዘኽእል ሓድሽ መደብ፡ ኣብ ዕለት 22/02/2021፡ ከቕርብ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ናይ ምኽፋት መደብ፡ ጥንቃቐ ዝመልኦን ቀጻልነት ዘለዎን ክኸውን ምዃኑ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ተመባጺዑ ኣሎ። ክሳብ እዚ ዝተጠቕሰ ዕለት፡ መጠን ናይቶም ዝልከፉ ሰባት፡ ከም እንደገና ክውስኽ እንተድኣ ተራእዩ፡ እቲ ናይ ምኽፋት መደብ ክሰጋገር ከምዝኽእል ብተወሳኺ …

  • 15 February

    መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ዝተረረ ቀይድታት ኮሮና የተኣታቱ

    መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ናብቲ ሃገር እናተመላለሱ ዝሰርሑ ውልቀሰባት፡ ዝተረረ ቀይድታት ኮሮና ኣጽኒዑ። እዞም ካብ ካልእ ሃገር ናብ ዴኒማርክ እናተመላለሱ ዝሰርሑ ውልቀሰባት፡ ንሓደ ሰሙን ተገልግል፡ ኣሉታዊ ውጽኢት ኮሮና ዝሓዘት ምስክር ወረቐት ሒዞም ይመላለሱ ከምዝነበሩ ይፍለጥ። ካብ ረቡዕ ዕለት 17/02/2021 ጀሚሩ ግን፡ ዕድመ ናይታ ምስክር ወረቐት፡ ንሰለስተ መዓልታት ጥራይ ዘገልግል ክኸውን ምዃኑ፡ መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ሓቢሩ ኣሎ። እዚ ሓድሽ መምርሒ፡ ነቶም …

  • 15 February

    ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ቆጸራ ክታበት ኮሮና፡ ብቴሌፎን ክሕዙ ከምዝኽእሉ ክግበር እዩ ተባሂሉ

    ነቶም ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ክታበት ኮሮና ምውጋእ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን፡ ብመንገዲ ቴሌፎን ኣቢሎም ቆጸራ ክሕዙ ከምዝኽእሉ ክግበር፡ ኩለን ምምሕዳራት ሽወደን ተሰማሚዐናሉ ከምዘለዋ መደበር ሬድዮ ኢኮት ገሊጹ። ካልኣይ መድረኽ ክታበት፡ ነቶም ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት ዝወሃብ ኮይኑ፡ ኣቐዲሞም፡ ምስቶም ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ይኹን ኣብ ገዝኦም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝረኽቡ ሽማግለታት፡ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ክታበት ኮሮና ዘይተወግኡ እዮም። እዞም …

  • 13 February

    ሓድሽ ኣፍሪቃዊ ጅር (ዓሌት) ቫይረስ ኮሮና ሻቕላ ይፈጥር

    ምምጻእ ሓድሽ ኣፍሪቃዊ ጅር ቫይረስ ኮሮና ብመጽንር ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እታ ኣህጒር ዘኸተሎ መጠን መልከፍትን ሞትን ዓብዪ ሻቕላ ፈጢሩ ምህላዉ ክኢላታት ገሊጾም። ብውሕዱ 40 ሃገራት ብፍላህ ድማ እተን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኣህጒር ኣፍሪቃ  ዝርከባ ካልኣይ ማዕበል መልከፍቲ ከም ዘጋጠመን ትካል ማእከል ምቊጽጻር ሕማማት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። “እዚ ሓድሽ መልከፍቲ ምስ ምምጻእ እቶም ብቐሊሉ ዝላበዱ ጅራት እቲ ቫይረስ ዝተተሓሓዘ እዩ” ድማ ተባሂሉ። …

  • 12 February

    Harmony Media News 12-02-2021

  • 12 February

    ክልተ ምምሕዳራት ሽወደን ጀሚረንኦ ዝነበራ መስርሕ ክታበት ኮሮና ኣቋሪጸን

    Sakuna: Where’s the vaccine ?! The Regional Director of Skona Prefecture, Alef Yunson, expressed his frustration at the slow delivery of Corona vaccines. He said in a press conference today that “the provinces are under unjust criticism because of the slow pace of vaccinations. We have the capabilities and employees, but where is the vaccine ?! According to the transfer …

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com