ኣብዚ ሰሙን ዚ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ዝምልከት ግጉይ ሓበሬታ ዝሓዘ ደብዳቤታት እንተወሓደ ናብ ሓደ ኣብ ሸለፍቲዮ ዝርከብ ቤት-ትምህርቲ...
ሓበሬታ
ኩባንያ ፋይዘር ባዮንቴክ፡ ኣንጻር እቲ ልዑል ናይ ምልባዕ ዓቕሚ ዘለዎ ጅር ኦሚክሮን ዘገልግል ሓድሽ ክታበት ንምርካብ ዘተኮረ...
ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት (European Medicines Agency-EMA)፡ ብኩባንያ ፋይዘር ዝፈረየ ፓክስሎቪድ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ሕማም ኮቪድ፡ መድሓኒት...
ሽሕ’ኳ እቲ ኦሚክሮን ተባሂሉ ዝፍለጥ ጅር፡ ከም ባርዕ ሓዊ ተላባዒ እንተኾነ፡ ኮቪድ-19 ግና ድሕሪ ደጊም ንማሕበረሰብ ዓለም...
ኣብዚ ሞራላዊ ተዛማድነት (moral relativism) ሰፊኑሉ ዘሎ ዘመን፡ ስርቂ ከም ንግዳዊ ክኢላነት፡ ቅትለት ከም ጸጥታ ግዴታ፡ ብልሽውና...
ኣብ ፊንላንድ ዝርከቡ ቤት መግቢታት፡ ብዘይ መስተ፡ ክሳብ ሰዓት 9 ናይ ምሸት ክኽፈቱ ይኽእሉ። ንሲነማታት፡ ጂምናዝዩማትን ናይ...
ሃገረ ዴንማርክ፡ ሰራዊታ ካብ ማሊ ክትስሕብ ከምዝጀመረት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ የፔ ኮፎድ፡ ገሊጻ ክብል ማዕከን...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ኖርወይ (Norwegian Folkehelseinstituttet-FHI) ንቀይድታት ኮቪድ፡ ቀስ ብቐስ ከልዕሎም ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ ክብል...
እቶም ኣብ ልዕሊ ናብ ሽወደን ዝኣትው ተጓዓዝቲ ተኣዊጆም ዘለዉ ግዜያውያን ቀይድታት ከም ዝናውሑ መንግስቲ ሽወደን ብሓሙስ ገሊጹ...