Sunday , May 5 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ባይደን፡ ንሓንቲ ጸላም ኣመሪካዊት፡ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንኽትከውን ሓጽይዋ

ጆ ባይደን፡ ንሓንቲ ጸላም ኣመሪካዊት፡ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንኽትከውን ከም ዝሓጸያ ዋይት ሃውስ ኣፍሊጡ። እዛ ሓዳስ ተሰያሚት፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን፡ ሰነ ጡረታ ክወጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሊበራላዊ ዳኛ፡ ስቲፈን ብራየር፡ ከም እትትክእ ተገሊጹ’ሎ። እንተኾነ ብራያን፡ ናይ ጡረታ ውጥኑ ገና ብዕሊ ከም ዘይተረጋገጸ እዩ ዝግለጽ ዘሎ። 51 ዓመት ዝዕድሜኣን ናይ ሚስተር ብረየር ክኢላ ሕጊ ዝነበረትን፡ ኬታንጂ ብራውን ጃክሰን፡ ነዚ …

Read More »

Harmony Media News 26/01/2022

Read More »

ምምሕዳር ናውቲ መከላኸሊ ሽወደን፡ መስርሕ ኲናትን ቅልውላውን ኣበጋጊሱ

ምምሕዳር ናውቲ መከላኸሊ ሽወደን (The Swedish Defence Materiel Administration- FMV) ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት መስርሕ ቅልውላውን ኲናትን ኣበጋጊሱ ከምዘሎ SvD ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። FMV ንሓይልታት ምክልኻል ሽወደን፡ ናይ ውግእ ነፈርቲ፡ ሳብማሪናትን ስርዓተ ምክትታልን ምጽንጻንን (ራዳር) ዝኣመሰሉ መሳርሕታት ዘቕርብ ትካል ኮይኑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ዝምልከቶም ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር፡ በሰንኪ እቲ ኣብ ከባቢ ሃገረ ሽወደን እንዳገደደ ዝመጽእ ዘሎ …

Read More »

ቆልዑት ብገመድ ተኣሲሮም . . . ናይ ሓጺር እዋን መዕቆቢ ኣባይቲ፡ ተሪር ነቐፌታ ዘኒብዎም

ኣብ ስሞላንድ፡ ንሓጺር እዋን ከም መዕቆቢ ገዛ ኮይኖም ኣብ ዘገልግሉ ዝነብር ዝነበረ ሓደ ኣካለ ስልንኩል ቖልዓ፡ ብተደጋጋሚ እእዳዉን ኣእጋሩን ይእሰር ከምዝነበረ ተቓሊሑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን እዚ ጉዳይ፡ ካብ ተቆጻጻሪ ጥዕናን ማሕበራዊ ሓልዮትን (Health and Social Care Inspectorate- Ivo) ተባሂሉ ካብ ዝፍለጥ ትካል ዓቢ ኣተኩሮ ረኺቡ ምህላውን እዚ ትካል ነዚ ኣመልኪቱ ተሪር ወቐሳታት ከምዘመሓላለፈን ስሞላንድስ-ቲድኒንየን ዝባሃል …

Read More »

Harmony Media News 24/01/2022

Read More »

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ልዕሊ ፖላንድ፡ ናይ 70 ሚልዮን ዩሮ መቕጻዕቲ በይኑ

ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ናይ ኣስታት 70 ሚልዮን ዩሮ (ልዕሊ 725 ሚልዮን ክሮኖር ዝግመት) ዝኸውን መቕጻዕቲ ከምዝበየነ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ምኽንያት ድማ፡ መንግስቲ ፖላንድ፡ ነቲ ብሕብረት ኤውሮጳ ‘ ንናይ ቤር ፍርዲ ናጽነት የዳኽም እዩ’ ዝበሎ Disciplinary Board of the Supreme Court ምፍራስ ስለዝኣበየት ከምዝኾነ እዩ ክፍለጥ ተኻኢሉ ዘሎ። ካብ ኮሚሽን ኤወሮጳ ተጸሒፉ ብሮቡዕ ዝተላእኸ ደብዳቤ ከምዝሕብሮ፡ ፖላንድ ነቲ …

Read More »

ኮቫክስ፡ ገንዘብ ወዲእና ኣለና ይብል

ኮቫክስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ብዓለምለኻዊ መስርሕ ምትሕግጋዝ ክታበት ዝፍለጥ ትካል፡ ሓደ ቢልዮን ዝኸውን ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝኾነ ብልቓጥ ክታበት ንዓለም ከም ዘከፋፈለ ይፍለጥ። ይኹን እምበር እዚ ኣሃዝ’ዚ፡ ፍርቂ ናይቲ ኣብ ዓመተ 2021 ንከከፋፍሎ ተሊሙዎ ዝነበረ መጠን ጥራሕ ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን እዚ ኮቫክስ ኣብ ኢዱ ዘለዎ ብልቓጣት ይውዳእ ከም ዘሎ እዩ ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ሳንቲም ዝባሃል ገንዘብ እኳ የብልናን” ክብል ሰት ቤርክሊ …

Read More »

Harmony Media News 21/01/2022

Read More »

ዓዲ እንግሊዝ . . . እዋን ውሸባ፡ ናብ ሓሙሽተ መዓልታት ከም ዝጎድል ተጌሩ

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደሞም ንእተረኽቦም ሰባት ዝግበር ናይ ውሸባ ግዜ፡ ናብ ሓሙሽተ መዓልታት ክጐድል ከም እተገብረ BBC ሓቢራ። እዚ ናይ ውሸባ ግዜ ክጐድል ዝተገብረሉ ምኽንያት፡ ክኢላታት ሕክምና ድሕሪ ዝገበርዎ ሓፈሻዊ ገምጋም ኮይኑ፡ ኣብ ቊጠባ ዘሎ ሕጽረት ሰብ ንምምሕያሽ ተባሂሉ ዝተገብረ ውን እዩ። እንተኾነ ግን፡ ኣብ መበል ሓሙሻይን ሻድሻይን መዓልቲ ውሸባ መርመራኦም ኣሉታዊ ምዃኑ ክረጋግጽ ከም ዘለዎ እቲ …

Read More »

Harmony Media News 19/01/2022

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com