Saturday , May 4 2024

ስፖርት

ደሃይ ምስግጋር ተጻወቲ እንታይ ይበሃል ኣሎ!!

ክለብ ኢንተርሚላን ምስ በልጂማዊ ሉካኹ ውልቓዊ ስምምዕ ወዲኦም መዚ መሰረት ሰሙናዊ ደሞዙ 175 ሽሕ ክኽፈል እዩ። እንተኾነ ኣመስርሕ ምስግጋር እዚ ተጻዋትይ ማንቸስተር ዩናይትድን ኢንተርሚልንን ገና ኣብ ስምምዕ ኣይበጽሓን ኣለዋ ኢንተር ሚላን 50 ሚልዮን ፓውንድ ክትቅርብ ከላ ዩናይትድ ግን 70 ሚልዮን ፓውንድ ትብል ኣላ። Dailu Mirrorሊቨርፑል ን ተጻዋታይ በርንማውዝ ሪያን ፍሬዘር ንምስግጋር ምስ ክለብ ኣርሰናል ኣብ ውድድር ተጸሚዶም ኣለዉ። ዋጋ እዚ …

Read More »

ኣብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022: 32 ጋንታታት ጥራይ እዩ ከሳትፋ ተባሂሉ።

እብቲ ኣብ 2020 ኣብ ቐጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም 48 ዘይኮና 32 ጋንታታት ጥራይ እዩ ከሳትፋ ክብል ፊፋ ብረቡዕ ሓቢሩ። ፕረዚደንት ፊፋ ጃኒ ኢንፋንቲኖ ካልኦት ሃገራት ንኽሳተፋ እቲ መሕቈፊ ክሰፍሕ እማመ ኣቕሪቡ’ሎ። ብዘይካዚ ፊፋን ቐጠርን ናይ መካየዲ መሳለጥያን ህሉው ረቛሒታትን ብምቕያርን ተሳታፍነት ክዓብየሉ ብዛዕባ ዝኽእሉ ኲነታት ዘትዮም ኣለዉ። ገለ ካብቲ ዕንቅፋታት ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ፖለቲካዊን ቊጠባዊን ቊርቊስ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ስዑዲ ዓረብ …

Read More »

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ሄኖግ ጎይቶም መበል 200 ጸወትኡ ምስ ክለብ ኣይኮ ጸንቢሉ !!

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ሄኖግ ጎይቶም ማልያ ክለብ ኣይኮ (AIK) መልሱ ኣብ ዝገብሮ ጸወታ መበል 200 ግዜ ብምስላፍ ክለቡ ን ክለብ ፋልከንበርይ (Falkenberg) 2 ብ 0 ኣብ ሰዓረትሉ ብድምቀት ጸንቢልዎ። ብተወሳኺ ኣብዚ ግጥም ብ ክለቡ ዝተዳለወትሉ ፍሉይ 200 ዝብል ጹሑፍ ማልያ ተበርኪትሉ። ሄኖክ ኣብ’ዚ 200 ጸወታታት፡ 72 ኩዓሳሱ ምስ ሰኪዔት ከወሃሃድ ከሎ፡ 41 ሸቶታት ድማ፡ ቐረብ ጌሩ። ኣብዚ ብመዝነት ሓለቃ ጋንታ ኾይኑ  …

Read More »

ማንቸስተር ሲት እታ እንኮ ዋናኒቲ ሰለስተ ዘበታውያን ጽውኣት ኢንግሊዝ ሊግ!!

ማንቸስተር ሲት ብ ዕውት ኣሰልጣኒ ዝዓመት ዝኾነ ፔፔ ጋርዴላ ተመሪሓ ን ኩሉ ኣብዚ ዓመት ብ ኣካየድቲ ፕሪመርሊግ ዝተዳለወ ዋንጫታት ብምውናን ሓዲሽ ክብረ ወሰን ኣብ ኢንግሊዝ ሲቲ ሎሚ ድሕሪ ምዕዋታ እታ እን`ኮ ጋንታ ንኩለን ክብርታት ዓዲእንግሊዝ ዝዋሃባ ዋንጫ ዝዓተረት ጋንታ ኮይና ኣላ። ቅድሚ እዚ ብዝኾነ ጋንታ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ፕሪመር ሊግ ዘይተበጽሔ ክብረ ወሰን ወላ በቶም ዓቢ ታሪኽ ዘንጸፉ ኣሰልጠንቲ ሴር …

Read More »

ኣብ መስርሕ ምስግጋር እንታይ ይውረ ኣሎ!!

ክለብ ኣርሰናል ን ተኸላኻላይ ባርሰሎና ፈረንሳዊ ሳሙኤል ኡሙቲ ንምስግጋሩ መስርሕ ጀሚራ ።  ክለቡ ንመስርሕ ምስግጋት ክውን ንምግባሩ 40 ሚልዮን ፓውንድ ሓቲታ ኣላ። telegraghኣርሰናል ኣብ ሃገሩ ሊግ ብራዚል ዝንኣድ ብቕዓት ዘንጸባርቕ ዘሎ ተኽላኻልይ ክልብ ግረሚንዮ ዋልተር ካንማን ብ 10.5 ሚልዮን ፓውንድ ንምፍራም ተዳልያ ኣላ። the sunሞሮካዊ ኣጥቓዓይ ኣያክስ ሓኪም ዛይች ኣብ ክረምቲ ጋንትኡ ናብ መሸጣ ብምውርዳ ክለባት ኣርሰናል፣ባየርሙኒክን ሊቨርፑልን ንምስግጋሩ ምንቅስቃስ …

Read More »

ፐፐ ጋርዲዮላ ብሉጽ ኣሰልጣኒ ፕሪመር !!

ፐፐ ጋርደዮላ ንካልኣ ዓመቱ ኣከታቲሉ ን ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭን ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ኣርጀኒናዊ ፓቸቲኖ ብምስዓር ብሉጽ ኣሰልጣኒ ፕሪመር ሊግ ተባሂሉ ተሸሊሙ። እዚ ድማ ሳልሳይ ኣከታቲሉ ነዚ ክብሪ ዝበጽሔ ድሕሪ ሰር ኣሌክስ ፎርግሰን ሞሪኖን ክኸዉን ኪኢሉ ኣሎ። ጋርዲዮላ ነዚ ክብሪ ዝበጽሒ ኣብ ፕሪመርሊግ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ኣብ ሜዱ`ኡ 18 ግጥማት ዓወት ▶️ካብ ሜዱ`ኡ 18 ግጥም ዓወት፣ 95 ሹቶታት ዘመዝገበ …

Read More »

ተፈታውን ማራክን ግጥም ፕሪመርሊግ ብ ዓወት ኣፍሪቃውያን ተዛዚሙ!!

ልቢ ኩሉ ኣፍቓሪ ኩዕሶ እግሪ ስጋብ መዛዘሚ ዘንጠልጠለ ግጥም ፕርመር ሊግ ኢንግሊዝ ብዓወት ማንቸስተር ሲቲ ተዛዚሙ። ኣብ`ዚ ሎሚ ዝተዛዘመ ግጥም ፕሪመር ሊግ ተሸለምቲ ወርቂ ጫማ ኮይኖም  ዝዛዘሙ ሰለስተ ኣፍሪቃውያን ማለት ኣቡሞያንግ ካብ ኣርሰናል፣ ሳነን ሳልሕን ድማ ካብ ሊቨርፑል ነፍሲ ወከፎም 22 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኩርዓት ኣፍሪቃ ኮይኖም ደሚቖም። ኣብ`ዚ ብ ዓብላልነት ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲ ክቕለስ ዝጸንሔ ውድድር ኣብ መዛዘሚ ውድድር ካብ …

Read More »

ክለባት ኢንግሊዝ ንውድድር ዋንጫ ኤውሮጳ ይብሕትኦ!! ሎሚ ምሸት ውድድር ኤውሮጳ ሊግ ቀጺሉ ኣምዘምሰየሉ ኢንግሊዛውያ ክለባት ኣርሰናል ቸልስን ንመጋጥምተ ብምስዓር ነቲ ኣብ ሃገረ ኣዘርባጃን ዝካየድ ናይ ፍጻሜ ውድድር ብምሕላፍ ዓብላልነት ኢንግሊዛውያን ክለባት ኣብ ኩሉ ውድድራት ኤውሮጳ ክብ ኣብሌንኦ። በዚ መሰረት ኩዕሶ እግሪ ናብ መበቆል ሃገሩ ተመሊሱ ክብላ ማእከናት ዜና እካ እንተገለጻ ኩለን ክለባት ኣሰልጠንተን  ወጻእተኛ ብሙኻኖም ግን ሓቅነተ የብሉን ክብሉ ይገልጽዎ …

Read More »

ዋንጫ ቻምፒዮን ሊግ ኢንግሊዝ ከይዳ!!

ኣያክስ ኣምስተር ዳም ሓንቲ ካብተን ሓያላት ሰማንያትትን መጀመራያ ተስዓታትን ናይ ሎሚ ብመንእስያት ጋንታ ዝተሃንጸት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ጸወታ ቻምፒዮን ብዘእምን ውጺኢት ናይ 1ብ0 ኣብ ልዕሊ ቶተንሃም ዝተዓወተት ኣካል ጽሉል ምሸት ግጥም ርብዒ ፍጻሜ ቻምፒዮን ኮይና ኣምስያ። ኣብ ናይ ቅድሚ ዕረፍቲ ጸወታ ን ሜዳ ብምቁጽጻር ብ ማትያ ዲለይ ኣብ 5ይ ደቂቅ ከምእውን ኣብ መበል 36 ደቂቅ ብ ሃኪም ዛይች ሸቶ ብምምዝጋብ …

Read More »

ተኣምር ሊቨርፑላውያን ሕሊሚ ባርሰሎና ኣብኒኑ!!

ሊቨርፑል ናይ 3 ብ 0 ስዕረት ብ 4ብ0 ብምቕልባስ ከምወትሩ ታርኽ ትስርሕ። እዚ ዝኾነሉ ኣብ ናይ ትማሊ 2ይ እግሪ ጸወታ ቻምፕዮን ሊግ ግጥም ርብዒ ፍጻሜ ኣብ ሚዳ ካምፕ ኑ ብሰንኪ መስበርቲ ንወሰንቲ ተጻወታ ፈርሚኖ፣ ሳላሕን ከይታን ዝኸሰረት ሊቨርፑል። ተንተንቲ ኩዑሲ እግሪ መራከቢ ብዙሃን ባርሰሎና ን ፍጻሜ ካምዝሓለፈት ሕጊ ከተማልእ እምበር ብ ሊቨርፑል ዝመጽእ የለን ዝበሉሉ ጸወታ። ልዊስ ስዋሬዝ ከይተረፈ ጎል …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com