Tuesday , April 30 2024

ስፖርት

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣድሓኖም ኣብርሃ ክብረወሰን ማራቶን ሸወደን ድሕሪ 20 ዓመት ሰይርዎ!!

ኤርትራዊ መቦቀል ዘለዎ ሽወደናዊ ኣድሓኖም ኣብርሃ ን 20 ዓመውታት ናይ 42 ኪሜ ክብረወስን ሽወደን ኮይኑ ዝጸንሔ ግዜ ብ 1 ደቒቕን 43 ሰኮንድ ብምምሕያሽ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ብሽሙ ኣጽሒፉ። ኣትለት ኣድሓኖም ኣባል ስፖርት ኢስክሊስቱና ኮይኑ ነዚ ሽወደናዊዝቀልጠፈ ኣትለት 42 ኪሜ ክኸውን ዝኽኣለ ብ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ስቶክሆልም ብምስታፍ ውድድሩ ብ 2:16:48 ብምፍጻም ሻዱሻይ ደርጃ ብምሓዝ  ድሕሪ 20 ዓመት እቲ …

Read More »

ጀርገን ክሎቭ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ 4ይ ሽሙ ብ ወርቂ ዝጸሓፈ ኣሰልጣኒ!!

ኣሰልጣኒ ክለብ ሊቨርፑል ጀርመናዊ ክሎቭ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ግዜ ኣብ ፍጻሜ ስዕረት እንሆ በታ ዓባይን ረዚን ክብሪ ዘለዋ ድሕሪ ናይ ብዙሕ ዓመታት ኮለን ዋንጫ ቻምፕዮን ሊግ ተደቢሱ። ጀርገን ግሎቭ ኣብ ቃለ መሕተቱ ከምዚበሎ ዓመት መጸት ተሻላሚ ቡሩር መዳልያ ጥራይ ብሙኻን ክረምቲ መጸት ኣብ ዝገብሮ ዕረፍተይ ምስ ስድራቤትይ ርእሰይ ኣድኒነ ብሓሳብ ተዋሒጠ ይኸይድ ነይረ እንተ ሕጂ ግን ብ ንብዓት ሓጎስ ተዋሒጠ …

Read More »

ሕጂ ክልተ ዓበይት ክለባት ኢንግሊዝ ነታ ዝኸበረት ዋንጫ ቻምፒዮን ሊግ!!

ሎሚ 1 ሰነ ክልተ ክለባት ዓዲ እንግሊዝ፡ ሊቨርፑልን ቶተንሃምን ንዋንጫ ቻምፖዩንስ ሊግ ካብ ሃገረን ወጺአን ኣብ ርእሰከተማ ማድሪድ ክገጥማ’የን። እዚ ሎሚ ምሸት ዝኻየድ ግጥማ መኸተምታ ነቲ ን ኣስታት ሽዱሽተ ወርሒ ዝወስደ ግጥማት ቻምፒዮን ሊግ ኣብ ምንጎ ክለተ ኢንግሊዛውያ ክለባት ማለት ን መጀመርያ ግዜ ንፍጻሜ በጺሓ ዘላ ቶተንሃምን ን ሻዱሻይ ግዚኣ ዘውዲ ክደፍእ እቲመጣጠር ዘላ ሊቨርፑልን እዩ። ብኻልእ ወገን እዞም ናይዘን …

Read More »

ሪያል ማድሪድ እታ ዝሃብተመት ክለብ ዓለምና ኮይና!!

ብመሰረት ፋይናንሳዊ ጸብጻብ ኣብ ዓቕሚ ትካላት ዓለም ዝግምግም ትካል ከይ ኤም ጂ ዝገበሮ መጽናዕቲ  ኣብ ትካላት መዲያን ኩሉ መድይ ኣታውታትን ወጽእታትን ዛያድ ሃብቲ ዘደለበት ስፓኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ኮይና ኣላ። ክለብ ሪያል ማድሪድ ነቲ ብመርሕነት ክትቅልሶ ዝጸንሔት ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምብላጽ ሎሚ ዓመት ዋግኣ ብ ዓሰርተ ሚእታዊ ብምውሳኽ እያ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዔት። ሳልሳይን ራብዓይን ደረጃ ብክለባት ባየር ሙኒኽን …

Read More »

ባራክ ኦባማ ብዛዕባ ሜሲ ይዛርብ!!

ልዮነል መሲ ንሃገሩ ዋንጫ ዓለም ከዕወተሉ ዘይምኽኣሉ ምኽንያት ኣብ ዓለም በይንኻ ክብጻሕ ከምዘይክኣል ዘርእይ  ኣብነት እዩ ክብል ፕረዝደን ኣመሪካ ነበር ባራኽ ኦባማ ገሊጹ። ኦባማ ኣብ ርእሰከተማ ኮለምብያ ቦጋታ ን መንእሰያት ናይ መነቓቅሒ መደረ ኣብዘስምዓሉ ግዜ እዩ ን መሲ ከም ኣብነት ብምቕራብ ከረድኦም ፈቲኑ። እቲ ፕረዝደንት ወስኹ እቶም ንሕና ብሉጽታ ኢልና ን ኣምነሎም ከይተረፈ ዝያዳ ንኽብርትዑ ምስ ካልኦት ተሓባቢሮም ክሰርሑ እዮም …

Read More »

ከተማ ሎንደን ብ ሰማያዊ ኣብርቕሪቓ!!

ትማሊ ምሸት ዋንጫ ኤውሮጳ ንምዕታር ዝተፍጠጣ ክልተ ክለባት ከተማ ሎንደት ክለብ ኣርሰናል በዚ ዓወት ጌራ ናብ ቻምፒዮን ሊግ ናይ ምጽንባር መደባ ብ ክለብ ቸልሲ ተቕጽዩ። ኣብዚ ኣብ ከተማ ኣዘርባጃን ቦኩ ዝተኻየደ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ክለብ ቸልሲ ድሕሪ ዕረፍቲ ሓንቲ ካብ ጂሩድ ሓንቲ ካብ ፔድሮ ዝተርፈ ክልተ ሸቶታት ካብቲ ኾኸብ ኮይኑ ዘምስየ ሃዛርድ ብምርካብ ብገፊሕ 4 ብ 1 ተዓዊታ። ኣብዚ ውድድር …

Read More »

ሎሚ ምሸት ክልተ ሎንዶናውያን ኣብ ክርፍስ ዋንጫ ፍጻሜ!!

ናይ ሎሚ ፍጻሜ ኤሮፒያን ሊግ ፍሉይ ዝገብሮ እንተሃልዩ ክለተ ክለባት ደቂ ሓንቲ ከተማ ኢንግሊዝ መን ወነን እዩ። ብተወስኺ ነዛ ዋንጫ ኣሰልጣኒ ቸልሲ ሳሪ ንፈለማ ድዩ ኢዱ ከንብረልስ ወይ ከም ናይ ብሕቱ ገሩ ሰልስተ ግዜ ዝዓተር ን ራብዓይ ግዜ ዝመጣጠር ዘሎ ኣሰልጣኒ ኣርሰናል ኤምረ። እዚ ናይ ፍጻመ ግጥም ድሮ ነቶም ናይዘ`ን ክልተ መታሃላልክቲ ጋንታታት ዓለምቲ ዝነበሩ ቨንገር ምስ ሞሪኖ ኪኖ ናይተን …

Read More »

ራሞስ ብወግዒ ክፋኖ ሓቲቱ ይበሃል ኣሎ!!

ሓለቃ ጋንታ ዓባይ ክለብ ርያል ማድሪድ ስጳኛዊ ሰርጅዮ ራሞስ ወዕዓዊ መፋነዊ ንኣካይድቲ ክለቡ ሓቲቱ።  እዚ ናይ መሰናበቲ ወረቀት ኣብ ኢድ ፕረዝደንት እታ ጋንታ ፍሮየንቲኖ ፐረዝ ከምዝበጽሔ እውን  ሪያል ማድሪድ ቲቪ ሎሚ ኣብ ዜናታታ ሓቢራ። ካብ ዝበለጹ ተከላከልቲ ዓለምና ዝኮነ ተጻዋታይ ሪያል ማድሪድ ሰርጆ ራሞስ ምስ ኣካየድቲ እዛ ጋንታን ምስ ሓዲሽ ስትራተጂ ኣሰልጣኒ ዜይነዲን ዜይዳን ከምዘይተሰማምዔ እዩ ዝንገር ዘሎ። ዓበይቲ ክለባት …

Read More »

ድባብ ስዕረት ንባርሶሎናን ሜሲን ኣይገደፎምን!!

ግጥም ፍጻመ ኮፓ ዲ ረይ ኣብ ሞንጎ ባርሶሎናን፣ቫለንሻን ዝተካየደ ብዓወት ቫለንሽያ  2ብ1 ተዛዚሙ። ኣብዚ ወሰንቲ ተጻወቲ ባርሰሎና ማለት ሓልዊ ልዳት ስተገን፣ ስዋሬዝን ደንበለን ዝቦኾርሉ ቫለንሻ ቅድሚ ዕረፍቲ ብዘመዝገበትን ክልተ ሹቶታት እያ ክትዕወት ኪኢላ ዘላ። ቅድሚ ጸወታ ሜሲ ስዕረት ቻምፒዮን ሊግ በዛ ዋንጫ ክንድብሶ ኢና እካ እንተበለ ክሰምረሉ ኣይከኣለን ። ባርሶሎና ብ መገዲ ሜሲ ኣቢላ ወላ ሓንቲ ሸቶ እንተ ኣመዝገበት ንሽቶታት …

Read More »

“ኣብ ዘመነይ ጥበብ መሲ ምርኣየ ዕድለኛ እየ” ፍራንክ ሪበሪ !!

ንቡዙሕ ዓመታት ምስ ክለብ ባየርሙኒኽ ዝተጻወተን ወናኒ ብዙሕ ክብርታት ኮይኑ ካብ ኩዑሶ እግሪ ዝተፋነወ ፈረንሳዊ ፍራንክ ሪበሪ ኣብ ኩዕሶ ዘመነይ ጥበብ መሲ ምርኣየይን ተኻፋልን መስካሪን ዝንኡን ዝሰበሮ ሪከርድታት ምኻነይ ኣዝየ ሕጉስ እየ ምኽንያቱ ካብ ምስማዕ ዛንትኡ ስለስተጋላገልኩ ይብል ኣሎ። ሊዮነል ሜሲ ቤት ትምህርቲ እዩ።ኩሉ ሰብ ካቡ`ኡ ፍልጠት ናይ ኩዑሶ እግሪ ይረክብ። ድሕሪ 50 ዓመት ወይ ድሕሪ`ኡ 100 ዓመት ዝመጽእ ወለዶ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com