Saturday , May 4 2024

ስፖርት

ኣርሰናልን ማንቸስተር ዩናይትድን ዕድል ምስታፍ ናይ ቻምፕዮንን ሊግ ይቕህም!!

ኣርሰናል ኣብ መበል 17 ደርጃ ትርከብ ክለብ ብርንጊቶን ኣልቤን ኣብ ገዛእ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን  ዝገብረቶ ጸወታ ነቲ ኣቀዲማ ዝረከብቶ ዕድል ናይ 1 ብ 0 ብዘይምዕቃባ ምስ ቡሉጻት ኣርባዕተ ኮይና ውድድራ ናይ ምዝዛም ተክእሎ ቅሂሙ። ኣርሰናል ተጻዋታያ እዛ ጋንታ ግራንት ዛካ ብዝገብሮ ጌጋ እያ ብናይ 1 ብ 1 ውጺኢት ክትፈላለ ተገዲዳ።  ብቁጽራዊ ሓቂ ኣርሰናል ናይ ራብዓይ ደረጃ ቦታ ከተውሕስ ኣብ …

Read More »

Frolunda HC ናይዚ ዓመት ተዓወቲ ምንሽርታት በረድ (ISHOCKEY) ኮይኖም።

Frolunda HC ሓሙስ ንሓሙሻይ ግዚኦም ተዓወቲ ምንሽርታት በረድ (ISHOCKEY) ኮይኖም። እዛ ናይ ዮተበሪ ጋንታ ንጋንታ ስቶክሆልም 6 ብ 2 ድሕሪ ምስዓራ እዩ እዚ ዝኸውን ዘሎ። “በዞም ተጻወትቲ ኣዝየ ሕቡን እየ። ኣብዚ ደረጃ ክበጽሑ ኣዝዮም ብዙሕ ጻዕሪ እዮም ኣካይዶም” ክብል ኣሰልጣኒኡ ገሊጹ’ሎ።

Read More »

ባርሶሎና ቻምፕዮን ላሊጋ ኮይና

ክለብ ባርሳ ኣብ ታሪካ መበል 26 ግዜ ን መሲ ድማ መበል 10 ግዜ ኮይኑ ዝተሰንደ ብ እንኮ ሸቶ መሲ ትጽንብል ኣላ። ንግጥም ላሊጋ ብዓብላልነት፣ጀሚራ ብዓብላልነት ክትቅጽል ዝጸነሓት ዓባይ ክለብ ባርሶሎና ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሌቫንተ ብእንኮ ሊዌኔል ሜሲ ሸቶ ብምዕዋታ ቻምፕዮን ላሊጋ ሙካና ኣረጋጊጻ።ሜሲ ነዛ ናይ ሎሚ ሸቶ ድሕሪ ዕረፍቲ ንኮንቲኖ ተኪኡ ናብ ሜዳ ድሕሪ ምእታዉ እዩ ኣብ መበል 62 ደቂቅ …

Read More »

ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፕዮን ሊግን ኤውሮጳ ሊግ ብ ክለባት ኢንግሊዝ ይዕብለል!

ኣብቲ ድራማቲካዊ ጸወታ ዝተራእየሊ ግጥማት ቻምፒዮን ሊግ ቶተንሃም ብ ዘገርም ውጺኢት ን ማንቸስተር ክትስዕራ ከላ ከምእውን ካሊእ ኢንግሊዛዊት ክለብ ሊቨርፑል ብገፊሕ ኣብ ልዕሊ ፖርቶ ብምዕዋት ናይ ፍርቒ ፍጻሜ ሓሊፈን። ታማሊ ምሸት ግጥም ርብዒ ፍጻሜ ቀጺሉ ኣብ ዘምሰየሉ ኢንግሊዛውያት ጋንታታ ሰሊጥወን ኣሎ። ክለብ ኣርሰናል ካብ ኢጣልያዊት ክለብ ናፖሊ ገይሻ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ላካዘይቲ ቅድሚ ዕረፍቲ ዘመዝገባ ቅላዕ መቅጻዕቲ ተሓግጊዛ ብድምር ውጺጥ …

Read More »

ሊቨርፑልን ቶተንሃምን ይዕወታ!

ቀዳማይ እግሪ ጸወታ ቻምፒዮን ኤውረጳ ትማሊ ምሸት ቀጺሉ ኣብ ዘምሰየሉ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ፓርትጋላዊት ፖርቶ 2ብ0 ከምእውን ቶተንሃም ንጛል ሃገራ ማንቸስተር ሲቲ 1ብ 0 ብምስዓር መንገደን የጣጥሓ። ሊቨርፑል ንጸወታ ዓብሊላ ገፊሕ ዓወት ክተመዝበሉ እትክእል ዝነበረት ግጥም ሊቨርፑል ብዙሕ ዕድላት ከተብክን እያ ተራእያ።ሊቨርፑል ነዚ ናይ ሎሚ ዓወት ቅድሚ ዕረፍቲ ናይሮ ኬታን፣ፈርሚኖን ብዘመዝገብወን ሹቶታት እያ 2ብ0 ተዓዊታ። ቅድሚ ዕረፍቲ ንዝረከበታ ፍጽም ቅላዕ …

Read More »

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ኣብ የዕይንቲ ባርሳን ቸልሲን ይኣቱ!

እዚ ኤርትራዊ መቦቆል ዘለዎ ሽወደናይዊ ናብ ክለብ ዊልያም 2 ብመልክዕ ልቓሕ ተሰጋጊሩ ኣብዝጻወተሉ ዘሎ እዋን ብዘመዝግቦ ዘሎ ብዝሒ ሸቶታታ ድሮ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ባርሰሎናን ቸልሲን ብወከልተን ገይረን ኣብ ምክትታሊ ተጸሚደን ኣለዋ። ግን እዚ ተጻውታይ ዋንነት ክለብ ዶርትሞንድ ብሙኻኑ ምስዚ ኣብ ክራማት ብዙሓት ተጻውቲ እዛ ጋንታ ብዓበይቲ ጋንታ ኣብዝህደንሉ ዘለው ግዜ ኣለክሳንደር እውን ብቀሊል ዋጋ ከምዘይተፋንዎ ትገልጽ ኣላ። ክለብ ባርሳ ከም …

Read More »

ማንቸስተር ዩናይትድ ንኦሊገናር ሶልሻየር ብቀዋምነት ኣፈሪማቶ!

ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ንኦሊገናር ሶልሻየር ብቀዋምነት ን ሰለስተ ዓመት ንከሰልጥና ኣፈሪማቶ። እዚ ወድ 45 ዓመት ነርወጃዊ ድሕሪ ኣሰልጣኒ መሪኖ ምብራሩ ስዒቡ ከም ግዝያዊ ኣሰልጣኒ ብሙኻን ነዛ ጋንታ ክመርሓ ጸኒሑ። ሶልሻየር ኣብ ፕሪመርሊግ 6 ተኸታታሊ  ዓወት ብምምዝጋብ ናይ መጀመርይ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ክኸውን ዝኻኣለ እዩ። ሶልሻየር ኣብ ናይ ጸወታ ዘመኑ ምስ ክለብ ዩናይትድ ን 11 ዓመት ዝተጻወቲ ኮይኑ ተዓዋቲ ስሉስ ዓወት  ናይ …

Read More »

Swedish News on Tigrigna ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 26 መጋቢት 2019

Read More »

ን ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ዘሰለፈት ሽወደን ማዕረ ተፈላልያ!

ሕሪይቲ ጋንታ ሽወደን ናብ ጎርቤታ ነርወይ ብምኻድ 2ይ ውድድር መጻረዪ ዋንጫ ኤውሮጳ ብ ድራማትካዊ ውጺኢት ብናይ ሓባር ዓወት 3 ብ 3 ተፈላልያ። ድሕሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ተቀይሩ ናብ ሜዳ ምእታዉ ዝተረጋግእትን፡መጥቃዕታ ዘሐየለት ሽወደን ነታ ቅድሚ ዕረፍትን፡ድሕሪ ዕረፍትን ኣከታቲላ 2 ሹቶታት ዘመዝገበት ነርወይካብ ድሕሪት ተበጊሳ 3ብ2 ክትመርሕ ኪኢላ ኔራ። ሽወደን እቲ ቀጽሩ 10 ብዘላታት እትልበስ ዝነበረት ቁጽሪ ማልያ ለቢሱ ተቀይሩ ዝኣተወ ኣሌክሳንደር …

Read More »

Swedish News on Tigrigna ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 03 18

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com