Saturday , May 4 2024

ቁጠባ

 ዋጋታት ጸዓት ኤሌክትሪክ: ዓቢ ወሰኽ ኣርእዩ

ከም መዐቀኒ ዋጋታት ናይ ኖርዲክ ጸዓት ኤክስቸንጅ ኖርድ ፑል (Nordic electricity exchange Nord Pool) እንተኾይኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ: እንደገና ይውስኽ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ምኽንያት ናይዚ ዋጋ ወሰኽ፡ ዝሑል ኩነታት ኣየር ምስ ዋሕዲ ዋሕዚ እቲ ካብ ሩስያ ናብ ኤውሮጳ ዝስደድ ጋዝ ተደሚሩ ከምዝኾነ ክፍለጥ ተኻኢሉ’ሎ። ንማልመ ሓዊሱ እቲ ጨረታ ናይ ዞን SE4 ዋጋታት ጸዓት ኤሌክትሪክ፡ ካብቲ ብሮቡዕ 1.12 ክሮኖር ኣብ ሰዓት ዝነበረ …

Read More »

Harmony Media News 05/01/2022

Read More »

OPEC . . . ፍርያት ነዳዲ ከደንፍዕ ተሰማሚዑ

ከምቲ ብዙሓት ዝጽበይዎ፡ OPECን መሻርኽቲ ሃገራትን፡ ፍርያት ናይ ነዳዲ ናብቲ ቅድሚ ናይ ኮቪድ ምልዓብ ዝለዓለ ብርኪ በጺሑሉ ዝነበረ እዋን፡ ክብ ከብሉዎ ምዃኖም ከምዝተሰማምዑ ተፈሊጡ’ሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ ጠለባት ናይ ነዳዲ ዕዳጋ እንዳተማሓየሸ ስለዝመጸን እቲ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ከኣ ኣብ ጠለብ ናይ ነዳዲ እዚ ዝባሃል ኣሉታዊ ጽልዋ ዘሕድር ስለ ዘይመስልን ምዃኑ ተገሉጹ’ሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ዝተበጽሐ ውሳኔ፡ …

Read More »

Harmony Media News 29/12/2021

Read More »

ዋጋታት ሃልኪ ኤሌክትሪክ፡ ኣብ ልዑል ደረጃ ይርከብ

ዋላኳ ዋጋታት ሃልኪ ኤሌክትሪክ ገና ብክብ ዝበለ ደረጃ ይቕጽል እንተሃለወ፡ ኣብ ንቡር ደረጃ ከም ዝርከብ እዩ ዝሕበር ዘሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ሶኑይ መዓልቲ፡ መዓልታዊ ህይወት ከም ብሓድሽ ክጅምር እንከሎ፡ ብመሰረት እቲ ኣብ ኖርድፑል ዘሎ መምዘኒ ምልውዋጥ ዋጋታት ሃልኪ ኤለክትሪክ፡ ኣብተን ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ዝርከባ ክልተ ናይ ዕዳጋ ዞባታት ማለት ስቭያላንድን ደቡብን፡ ንሓደ ኪሎዋት ኣብ ሰዓት ዝግበር ወጻኢ 1.54 …

Read More »

በዓል መዚ ውሕስነት መድሕን ሽወደን …ንኣሽሓት ሰባት ብዘይክፍሊት የጸብዮም!

ኣስታት 6,000 ሰባት ካብ ፎርሼክሪንካሳን ክረክብዎ ዝግበኦም ናይ ካሕሳ ክፍሊት ቕድሚ በዓል ልደት ክቕበልሉ ዝክእሉ ግዜ ከምዘይብሎም፡ ሬድዮ ሽወደን  P4 ዮቶቦሪ ጸብጺቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ከኣ፡ ብምክንያት እቲ በዓል መዚ፡ ንኩሎም ጉዳያት ከማሕድሮም ስለዘይከኣለ’ዩ። በዓል መዚ ውሕስነት መድሕን ሽወደን፡ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ግዜ ብምንጽጻር፡ ካብ ጥቅምቲ ንደሓር ጥራይ፡ ከባቢ 500,000 ተወሰክቲ ምልክታታት ካብ ንግዜኡ ናይ …

Read More »

ዋጋታት ኤሌክትሪክ፡ ክብረ ወሰን ሒዙ

ዋላ’ዃ ብቁሩብ እንተቐነሰ፡ ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ሽወደን፡ ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣብ ዘይፍለጥ ደረጃ ‘ዩ ዘሎ። እዚ ዝተራእየሉ ኣብ ናይ ኖርድፑል ጽዓት ኤሌትሪክ ናይ ሮቡዕ ዕዳጋ ምቕይያር ኣብ ዝነበረ ምዃኑ ተፈሊጡ። ሎሚ፡ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ዋጋ ጽዓት ኤሌክትሪክ 4.25 ክሮኖር ንሓደ ኪሎ ዋት ዊዒሉ፡ እዚ ማለት ካብ ናይ ሰኑይ ዋጋ ቁሩብ ብምውሳኩ ከቢሩ ማለት ‘ዩ፡ እቲ ናይ ሰኑይ ዝነበረ …

Read More »

ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ መጠን ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 414 ሽሕ ከምዝበጸሐን እዚ ድማ፡ 7.5% ከምዝሽፍን ጸብጻባት ሚኒስትሪ ዕዩ ይሕብሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብዝሒ ናይቶም ኣብ ስራሕ ተዋፊሮም ዘለዉ ሰባት 5,109,000 ከምዝበጽሐን እቲ መጠን ድማ 67.9% ከምዝሽፍን እቲ ጸብጻብ ገሊጹ። ብመሰረት ወቕታዊ ዝተመዓራረየ ሓበሬታ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይ ወርሒ ሕዳር፡ 8.5% ክበጽሕ እንከሎ፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ግን እቲ …

Read More »

Harmony Media News 10/12/2021

Read More »

ዋጋታት ሃልኪ ኤሌክትሪክ፡ ሰማይ ዓሪጉ

ካብ ዓመተ 2011 ጀሚሩ፡ ሃገረ ሽወደን፡ ኣብ ኣርባዕተ ናይ ዋጋ ከባቢታት ከምዝተመቕለት ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡ ዋጋታት ሃልኪ ኤሌክትሪክ፡ ልዑል ምህላዉ እኳ እንተተፈልጠ፡ ካብ ሎሚ ስኑይ ጀሚሩ፡ ገምጋም ማእከላይ ዋጋ ሃልኪ ኤሌክትሪክ፡ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ገምጋም ማእከላይ ዋጋ ሃልኪ ኤሌክትሪክ ናይ ክልተ ኣብ ሰሜን ሽወደን ዝርከባ ናይ ዋጋ ከባቢታት፡ 2.40 ክሮነር/ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com