Monday , April 29 2024

ቁጠባ

መበል 36 ሰሙን: ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ክሳብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ወርሒ መስከረም ዘሎ ግዜ፤ 646 ሰባት፤ ስራሕ ናይ ምቁራጽ መጠንቀቕታ ክወሃቦም እንከሎ፤ ብርክት ዝበሉ ሰባት ድማ ስራሕ ከምዝተቖጽሩ ቤት ጽሕፈት ኣርቤፎትስርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ መበል 36 ሰሙን፤ 8762 ሰባት ስራሕ ኣልቦ ምዃኖም ብምምዝጋቦም ንብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ናብ 397,660 ክብ ብምባል ንመጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.7% ከምዝኸውን ገይሩ ኣሎ። 9,768 ሰባት፤ ስራሕ …

Read More »

Harmony Media News 13/09/2021

Read More »

Harmony Media News 08/09/2021

Read More »

ኣልኮል ዘይብሉ ቢራ፡ ካብ ዕዳጋታት ናብ ፋብሪካ ተመሊሱ

ኤሪክስበርግ ሆቭማስታርላገር (Eriksberg hovmästarlager) ዝዓይነቱ ናይ ፍርያት ቁጽሩ 1954-03 ዝኾነ ኣልኮል ዘይብሉ ቢራ፡ ብጌጋ 5.4% ኣልኮል ዝብል ጽሑፍ ስለዝተለጠፎ፡ ካብ ዕዳጋታት ክምለስ ኩባንያ ሲስተምቦላገት ጸዊዑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ቢራ፡ ኣልኮል ዘይብሉ ስለዝኾነ፡ ኩሎም ዕለተ ጥቕሞም ክሳብ 09-03-2022 ዝኾኑ ፍርያት እቲ ተጠቒሱ ዘሎ ዓይነት ቢራ፡ ናብ ፋብሪካ ክምለሱ ምዃኖም፡ ሲስተምቦላገት፡ ኣብ ዘቃለሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። ኣብ ቅድሚት ናይቲ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ንድጎማ ዕዳጋታት ስራሕ፡ ቢልዮናት ክሮነር ሰሊዑ

መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ንዕዳጋታት ስራሕ ንምስሳን ብምባል፡ ኣስታት 8 ቢልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኤቫ ኖርድማርክ፡ ኣብ ዘካየደቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብቲ ተሰሊዑ ዘሎ መጠን ገንዘብ፡ 2,5 ቢልዮን ክሮነር ንደለይቲ ስራሕ ክምደብ ምዃኑ፡ 1.2 ቢልዮን ክሮነር ድማ ስራሕ ንምድላይ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ንኽወሃብ ተመዲቡ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ናይ ስራሕ ኣልቦነት ክፍሊት ውሕስነት …

Read More »

ኢንዱስትሪ ብሪጣንያ፡ ሕጊ ኢሚግሬሽን ክፎክስ ጸዊዑ

ብሪጣንያ፡ ነቲ ሓድሽን ተሪርን ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምፍኳስ፡ ተወሰኽቲ ወጻእተኛ ሰራሕተኛታት ናብታ ሃገር ንኽኣትዉ ክፈቀድ፡ ኮንፈደሬሽን ኢንዱስትሪታት ብሪጣንያ (CBI) ጸውዒቱ ኣቕሪቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ምጅማር ናይዚ ዓመት፡ ቀይድታት ለበዳ ኮሮና፡ ከምዝፎኽሱ ድሕሪ ምግባሮም፡ ኣብ ጽላት ሎጂስቲክን መግቢን ዝኣመሰላ ኢንዱስትሪታት፡ ሕጽረት ሰራሐተኛታት ኣጋጢሙ ከምዘሎ፡ ብርክት ዝበላ ኩባንያታት ጥርዓናተን የቕርባ ምህላወን ተፈሊጡ። ንኣብነት፡ ብምኽንያት ስእነት መራሕቲ ዓበይቲ መካይን፡ ኣስራሕቲ፡ ንሰራሕተኛታት …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ 11,394 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከምዝኾኑን 9,981 ሰባት ድማ ስራሕ ዝጀመሩ ከምዝኾኑ መዛግብቲ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ 400,117 ብምብጽሑ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.7% ምዃኑ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ብዝሒ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 ዓመት ዝርከቡ መንእሰያት …

Read More »

Harmony Media News 06/09/2021

Read More »

ንጸሓያዊ ምንጪ ኤሌክትሪክ ኣፍሪቃ፡ ዝኸውን ሓገዝ ክግበር እዩ

ብጸሓያዊ ምንጪ ጸዓት ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ኣብ ኦንላይን ዘየለዉ ሰባት ክሕገዙ ክኽእሉ እዮም። ነዚ ክዉን ንምግባር ሲዳ ናይ ለቓሕ ሓገዝ ክህብ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ’ሎ ክብል ማዕከን ዜን ተተ ሓቢሩ። ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ናእሽቱ ትካላት ቢዝነስ ምህናጽ ተጀሚሩ ዝነበረ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ከም እተቛረጸ ተመልኪቱ። በዚ ጸዓት ኣቢልካ ዝግበር ዝነበረ ምምላእ ባትሪ  ሞባይልን ናይ ገጠር ስርዓተ መብራህቲን፡ ብምኽንያት ምቊራጽ ፋይናንሳዊ ሓገዝ …

Read More »

Harmony Media News 03/09/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com