Monday , May 13 2024

ዜና

ሽወደን ኣብ ርብዒ ፍጻመ ግጥም ዋንጫ ዓለም ንጃፓን 2 ብ 1 ረቲዓታ።

ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ፥ ሽወደን ን ጃፓን 2 ብ 1 ስዒራ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ’ላ። በዚ ድማ፥ ኣብ ዝመጽእ ጸወታ ሽወደን ምስ ስፔይን ክትገጥም ኢያ። እዚ ጸወታ ብኣቆጻጽራ ሽወደን ሰዓት 9.30 ቀዳም ንግሆ እኳ እንተ ተጀመረ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ደገፍቲ ሽወደን ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ኣብ ሞሰባ ከተራሰን ኣብ ክፉት ኣየር ኣብ ዝርከብ ባር፥ ነቲ ጸወታ …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት -11-08-2023

https://youtu.be/k-lJ9CQwhXw

Read More »

ጀርመናዊ በዓል ስልጣን ንሩስያ ሚስጥራዊ ሓበሬታ ብምትሕልላፍ ተኸሲሱ።

ካብ ጀርመን ናብ ሩስያ ሚስጢራዊ ሓበሬታ ብምትሕልላፍ ዝተኸሰሰ በዓል ስልጣን መንግስቲ፥ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። እቲ ሰብኣይ፥ ሕጊ “ዕቃበ ብሕታዊነት” ጀርመን ንዘይምጥሓስ፥ ንግዜኡ “ቶማስ ኤች” ተባሂሉ ተሰይሙ’ሎ። ተኸሳሲ፥ ወተሃደራዊ መሳርሕታትን ቴክኖሎጂ-ሓበሬታን ኣብ ዝምልከቱ ጒዳያት ኣብ ዝነጥፍ ቤት ጽሕፈት እዩ ዝሰርሕ ነይሩ። ብናይ ገዛእ ርእሱ ተበግሶ ናብቲ ኣብ በርሊን ዝርከብ ኤምባሲ ሩስያ፡ ጸኒሑ ድማ ኣብ ከተማ ቦን ናብ ዝርከብ ቆንስልን ብምኻድ፥ ስለያዊ …

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 11-08-2023

Read More »

ኮሚሽን ሓቂ ንህዝቢ ሳሚ ብዛዕባ ሕሉፍ በደላት ፍልጠት ንምዝርጋሕ ዝደሊ

  ኣብ ልዕሊ ደቀባት ሳሚ ኣብ ገለ ክፋል ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ፊንላንድን ሩስያን ዝዝርጋሕ ሰፊሕ መሬት ዝፍጸም ዘሎ ታሪኻዊ በደል ዝምርምር ሓደ “ኮሚሽን ሓቂ” ቆይሙ ። እቲ ኮሚሽን፡ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ፖሊሲታት ሽወደን ኣብ ሽወደን ንዝነበሩ ዓሌት ሳሚ ብኸመይ ከም ዝጸለዎምን፡ እቲ ጽልዋ ብቐጻሊ ኸመይ ይትንክፎም ምህላዉን ንምብራህ ዝዓለመ እዩ። "ኣብ ዲሞክራሲ፡ ብዛዕባ ሓደ ዝተወሰነ ጉዳይ ዝኾነ ነገር እንተዘይፈሊጥካ፡ ከመይ ጌርካ …

Read More »

ብሰንኪ ለበዳ፥ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ኣብ ሓደጋ ይወድቕ።

ወቕታዊ ድግስ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ጀሚሩ፡፡ ኣብ ምሉእ ወርሒ ነሓሰን መስከረምን ድማ ሽወደናውያን እናተኣከቡ ንባህላዊ ድግሳት 'ክራፍትስኪቫ' ብ ስልማት፡ ቆብዕ ድግስ፡ መስተታትን መግብን ከብዕልዎ እዮም። እቲ መበቆሉ ኣብ ሽወደን ዝኾነን ኣብ ዘይጨዋም ማይ ዝነብርን ዓይነት ክራስታሻን፡ በቲ ኣብ 1960ታት ዝተኣታተወ ዓሌት ሰሜን ኣመሪካ ዝኾነ ክርስታሻን ኣቢሉ ዝመጸ “ለበዳ ክሬይፊሽ” ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ኣብ ሓደጋ ይርከብ ኣሎ። እቲ ሕማም፥ ካብ ግዜ …

Read More »

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ “ኣብ ቤይሩት ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ሽወደን ፈተነ መጥቃዕቲ ነታጒ ተፈጺሙ.. ዝተጎድአ ሰብ የለን”

ብቕድሚ ትማል ረቡዕ፥ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን መጥቃዕቲ ነታጒ “ሞሎቶቭ ኮክቴል” ዝፈጸመ ሰብ፥ ክሃድም ከም ዝኸኣለ ዲፕሎማስያዊ ምንጪታት ሓቢሮም። “ትማሊ ምሸት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲና ዝተደርበየ “ሞሎቶቭ ኮክቴል” ዝተባህለ ነታጒ ከም ዝነበረ ኣረጋጊጽና’ለና። እንተኾነ ግና ብዕድል ኣይተፈንጀረን” ክብል ሓደ ዲፕሎማስያዊ ምንጪ እቲ ኤምባሲ፥ ትማሊ ሓሙስ ገሊጹ። እቲ "ገበነኛ ሃዲሙ’ሎ" ክብል እቲ ምንጪ ወሲኹ ሓቢሩ። ኣብ ስቶክሆልም ድሕሪ ዝተኻየደ ምቅጻል ቊርኣን …

Read More »

መንግስቲ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ከስፍሕ ይደሊ።

ኣብ ዝቕጽሉ 20 ዓመታት መንግስቲ ህሉው ዓቕሚ ኒዩክለራዊ ጸዓት ብሰለስተ ዕጽፊ ከዕቢ ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። እዚ ድማምስ 10 ሓደስቲ ልምዳውያን ሪኣክተራት ዝመጣጠን እዩ። ሚኒስተር ኣከባቢ ሮሚና ፑርሞክታሪ ምስ “በዓል መዚ ድሕነትጨረርታ፥ ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፥ ነዚ ዕላማ ከሳልጡ ምዃኖም ኣፍሊጣ። ሮሚና ፑርሞክታሪ ንሬድዮ ሽወደንኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ናይ 10 ሪኣክተራት ገደብ ሓዊሱ፥ ዝተወሰኑ ሕጋዊ ክልከላታት …

Read More »

ምምሕዳራት ከተማ ሓደስቲ ኣጋይሽ ክንክን ምቕባል ከቋርጻ ይኽእላ እየን ተባሂሉ።

ናይ ዕረፍሪ ተቐማጦ ዘለዉወን ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ፡ ኣብዚ ሓጋይ ናይ ጥዕናን ድሕነትን ጉዳያት እንተተኸሲቱ፡ዓመት ምሉእ ኣብኡ ዘይነብሩ ኣረጋውያን፡ ዘእትዉዎ ሕቶ ክንክን ክነጽጋ ከም ዝኽእላ ገሊጸን። ኣብዚ ምምሕዳር ከተማ ግቡእሓገዝ ምሃብ ዝኣመሰሉ ጒዳያት ዝብሉ ብድሆታት ምህላዎም፥ በዚ ድማ ኩነታት ስራሕ እዞም ኣባይቲ ክንክን ኣብ ሃደጋ ክወድቕከም ዝኽእል ተሓጋጋዚት ነርስ ኣኔት ሶደርበርግ ትገልጽ።ኣብ ቦርግሆልም ኦላንድ 320 ሰባት ኣብ ኣባይቲ ክንክን ይረኽቡ፣ …

Read More »

ኣብ ማእከላይ ኦረ ዕልቕልቕ ኣጋጢሙ።

ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን ኣብ እትርከብ በራኽ መዘናግዒት ከተማ ኦረ ብ እምባታት ኣቢሉ ዝሓልፍ ሩባ ሱሳባከን፥ ብሰንኪ ርቱዕዝናብ ትማል ለይቲ ኣቕለቕሊቑ። ጉጅለታት ህይወት ኣድሕንን ፖሊስን ብምኽንያት እቲ ክስተት፥ ኣብ ቦታኦም ተረኺቦም ኣለዉ፡፡ብሰንኪ እቲ ዕልቕልቕ መንገዲ ተሽከርከርቲ E14 ን ኩሎም ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ጽርግያታትን ተዓጽዮም ኣለዉ። እቲ ኲነታትነቶም ተቐማጦ ስንባደ ከም ዝፈጠረሎም፥ ጋዜጠኛ P4 ያምላንድ ሉዊስ ፎርስሊክ ጋርበርግስ፥ ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ’ላ።ኣገልግሎት ኩነታት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com