Sunday , May 12 2024

ዜና

ሽወደን ስርዓተ ፍቓድ ነታጒ ከተተኣታቱ እዩ።

ኣብዚ ዓመት ዛጊት ልዕሊ 100 ምፍንጃር ቦምባ ከም ዘጋጠመ ናይ ቀረባ እዋን ስታቲስቲክስ ፖሊስ ሓቢሩ። እዚ ድማ፡ ካብ ናይዝሓለፈ ዓመት ምሉእ ጸብጻብ ዝልዕል እዩ። ነዚ ኲነታት ኣብ ግምት ብምእታው፥ ኢንዱስትሪ ነታጒ፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣጽዋርዝተብረ ሕጊ ዝመሳስል፥ መን ነታጒ ክሕዝ ይፍቀደሉ ኣብ ዝብል ትርር ዝበለ ሕጊ ከውጽእ እዩ። ዳይናሚት (ሚና) እቲ ዝበዝሑገበነኛታት ዝጥቀሙሉ ነታጒ ምዃኑ፥ ሃገራዊ ጉጅለ ቦምብ ፖሊስ ይሕብር፡፡ …

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 04-08-2023

Read More »

AI ኣብ ሽወደን ኣብ ሕክምና ኣብ ጠቕሚ ይውዕል ዘይምህላዉ ተገሊጹ።

ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ሕክምና ከምጽኦ እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ ብርቂ ኣገልግሎትን ስሉጥነትን፥ ይደናጎ ምህላዉ ተገሊጹ።ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ወይ “AI” ኣብ ሽወደን ኣብ ሕክምና ዳርጋ ኣብ ጠቕሚ ይውዕል ዘይምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ን ኲባንያታትክንክንን ሰብመዚ ዞባታትን ብምውካስ ኣጣሊላ’ላ። ብውልቂ ኣብ ዝመሓደር ኩባንያ ክንክን “ሁማና” ኣመሓዳሪ ኣርቲፊሻልኢንተሊጀንስ ኣዳም ኔረል፡ ብሓፈሻ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዝዩም ሒደት ጒዳያት እንተዘይኮይኑ፥ ካብ ደቂሰባት ዝሓሸ ስራሕ ዝዓመሉ ደረጃ …

Read More »

ስቶክሆልም፡ ፈስቲቫል ኤርትራ ብተቓወምቲ መንግስቲ ተበቲኑ።

ትማሊ ሓሙስ ኣጋ ምሳሕ፥ ኣብ ያርቫ ሰሜን ስቶክሆልም፥ ንኣርባዕተ መዓልታት ክጸንሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ፈስቲቫልኤርትራውያን፡ ዕግርግር ከም እተፈጥረ ተፈሊጡ። እቲ ፈስቲቫል ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዝድግፉ ሰባት ዝተኣኻኸቡሉ እዩ ብዝብልበቶም ነቲ መንግስቲ ዝቃወሙ ኤርትራውያን ክንቀፍ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። ነቲ ዝግበር ፈስቲቫል ዘይድግፉ ሰባት ጥቓቲ ጽንብልዝካየደሉ ቦታ ብ ናይ 50 ሜትሮ ርሕቀት ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዱ ብ ፖሊስ ፍቓድ ከም እትዋህቦም …

Read More »

Transfer Galaxy

ንብስራት   ኣብ ሰሜን አውሮፓ ዝመደበሩ ትራንስፈር ጋላክሲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ልምዲ ኣብ  ዲጂታላዊ መፍትሒ ናይ ሓዋላ ወይካኣ ዝውውር ገንዘብ  ዘታኣታተወ ትካል ኮይኑ ሕጂ  ድማ ጠለብ ዓማዊሉ ንምምላእ  ካብ  ሙሉእ ኤውሮፓ ናብ ኤርትራ እውን ገንዘብ  ክትልእኩሉ  ትኽእሉ ቅልል ዝበለ መስርሕ ፈጢሩልኩም ኣሎ። እዚ ስርሒት እዚ ነቲ ኣብ አውሮፓ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራ፡ ኣብ ዓዱ ንዝርከብ ስድራቤቱ ንምድጋፍ ዝፅዕር  ዓቢ እፎይታ ይህቦ። ትራንስፈር …

Read More »

ናብ ወለዲ ናይ ሓሶት መልእኽቲ SMS ይግበር ኣሎ።

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሽወደናውያን ወለዲ፡ ደቆም እናተመሰሉ መታለልቲ ሰባት ገንዘቦም ይምንዕዎም ምህላዎም ተፈሊጡ። እዞምግዳያት ዓሎቕ፥ ካብ ውሉዶም ሕሳብ ክኸፍል ደልየ ሓግዘኒ ዝብል ሕቶ ገንዘብ ዘለዎ ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ይመጾም ኣሎ።“ዝኸበርኪ ኣደይ! ሞባይለይ ተበላሽያ ስለ ዘላ፡ ሓዳስ ንኽገዝእ ገንዘብ ልኣኽለይ፥ እዚኣ ሓዳስ ቊጽረይ እያ፡ በዚኣ ጌርኪልኣኽለይ” ዝብሉ ናይ ሓሶት መልእኽቲታት ኤስኤምኤስ በርኪቶም ኣለዉ። ካብ ወርሒ መስከረም ናይ ዝሓለፈ ዓመትኣትሒዞም፥ ኣስታት 5000 ከምዚ …

Read More »

ኣብ ቱርክ ቆንስል ሽወደን እትሰርሕ ጓለንስተይቲ ሕቶ ቪዛኡ ብዝተነጽገ ሰብ ተጠቒዓ።

ኣብ ከተማ ኢዝሚር ቱርክ ኣብ ዝርከብ ቆንስል ሽወደን ተቖጺራ እትሰርሕ ዝነበረት ጓል ኣንስተይቲ፥ ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ኣብሰዓት ምሳሕ፥ ኣብ ኣፍልባ ብጥይት ተወቒዓ። ነዚ ናይ ብረት መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ ካብ ሶርያ ዝመጸ ስደተኛ ኮይኑ ፡ ናይ ቪዛሕቶኡ ስለ ዝተነጽገ ተቖጢዑ ነቲ ገበን ከም ዝወዓሎ ገሊጹ’ሎ። እታ ቱርካዊት ሰራሕተኛ ቆንስል፥ ኣብ ደረታን እግራን ብዝወረዳናይ ጥይት መጥቃዕቲ ኣብ ሆስፒታል ጽዑቕ ክንክን ይካየደላ’ሎ። ሚኒስትሪ …

Read More »

ሓያሎ ኢንዱስትሪታት ደረት ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ከማልኣ ኣይክእላን እየን ተባሂሉ።

መንግስቲ ንፍቓድ ስራሕ ዝሃቦ “ሓድሽ ደረት ዝተሓተ ደሞዝ” ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፥ ብርክት ዝበላ ኢንዱስትሪታት ሰራሕተኛታትምርካብ ብድሆ ክኾነን እዩ ዝብል ትጽቢት ተጌሩ’ሎ። ኣብ ሽወደን ኣስታት 100 ሓባራዊ ውዕላት ኣብ ወርሒ ትሕቲ እቲ ሓድሽደረት ደሞዝ ዝኸፍላ እየን። እዚ ድማ፥ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾኑ ዜጋታት ፍቓድ ስራሕ ንምርካብ፥ ወይ ነቲ ዝጸንሐፍቓድ ንምንዋሕ ካብ ዘድልዮም መጠን ደሞዝ ዝትሕት ምዃኑ፥ ማዕከን ዜና TT …

Read More »

“ሽወደን ቁጽጽር ዶባት ከተትርር እያ”–ቀ/ሚ ኡልፍ ክሪስተርሾን።

ሽወደን፥ ምስታ ሃገር ዝኾነ ምትእስሳር ዘይብሎም፡ ከምኡ’ውን ገበን ንምፍጻም መዲቦም ዝጓዓዙ ሰባት ንኸይኣትዉ፥ ኣብዶባታ ዕቱብ ቊጽጽር ክትገብር እያ። ብምኽንያት እቶም ኣብ ዝሓለፉ ሳምንታት እተኻየዱ ምቅጻል ቊርኣን ዘጠቓልሉ ሰልፊታትተቓውሞ፥ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ዝጸንሐ ስግእታት ግብረ-ሸበራ ምውሳኹ ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን–ሳፖ–ክገልጽ ጸኒሑ’ሎ።በዚ ድማ መንግስቲ ሓደገኛታት እዮም ዝበሎም ሰባት ናብ ሽወደን ከይኣትዉ ን ፖሊስ ጥብቂ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ’ሎ። ኣብቲትማሊ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ ዋዕላ እተሳተፈ ሚኒስተር ፍትሒ …

Read More »

ብሰንኪ ምስንባት ሰራሕተኛታት፥ ክፍሊት ሓገዝ ህጻናት ይደናጐ።

ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን፥ ገንዘብ ንምቑጣብ ብዝብል ምኽንያት ኣብ ናይ ፈተነ ግዜ ዝነበሩ ኣስታት 450ሰራሕተኛታት ኣሰናቢቱ። ይኹን’ምበር እዚ ኲነታት፥ ነቶም ምስ ንጽል ወላዲኦም ዝዓብዩን ካብቲ ክልኣይ ወላዲኦም ሓገዝንዘይረኽቡን ህጻናት ዝወሃብ ክፍሊት ደገፍ፥ ንኽናዋሕ ምኽንያት ይኸውን ኣሎ፡፡ ኣንደርስ ኤክዳል-ኦልሰን፡ ናብቲ ክፍሊ ዘእተዎመመልከቲ ውሳነ ኽወሃቦ ዳርጋ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ከም ዝተጸበየ ይዛረብ። ብምኽንያት እዚ ምድንጓይ፥ ካብ ሕሳብ ባንኩእናውጽአ ክጥቀም ከም እተገደደ፥ ወሲኹ ይገልጽ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com