Wednesday , May 15 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

“ናጻ ሕርያ” ብናስሮቪች

ትምል ምሸት “ሰብ ክሳብ ክንደይ ናጻ ሕርያ ኣለዎ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ሓደ ብጻየይ ደስ ዝብል ዕላል ጌርና። ዕላልና ብረቂቕ ህላዌን ደራኺ ሓይልን “ገዛኢ መንፈስ” ( Zeitgeist) ዝተቓነየ እዩ ኔሩ። ወከፍ ወለዶ ንመላእ ድርኺቱን ሓሳቡን፡ ብቐንዱ ድማ ንህይወቱ ትርጉም ዝህበሉን ዘማእዘነሉን” ገዛኢ መንፈስ” (spirit of the age) ኣለዎ። ኣብ መወዳእታ 60ታትን መፋርቕ ሰብዓታትን ዝነበሩ ኣያታትና በቲ ኣብ ዓለም ኣዝዩ ገኒኑ …

Read More »

ትፈልጡ’ዶ?

ብኣማኑኤል ሳህለ 1. ደፋእቲ ኣብ ቶኮዮ ርእሰከተማ ጃፓን፡ ኣብቲ ቱነልባና ወይ ናይ ትሕተምድሪ ባቡራት፡ በታ ኩባንያ እተቖጽሩ ደፋእቲ ኣለዉ። ስርሖም ከኣ ነቶም ኣብተን ባቡራት ብብዝሒ ዝኣትዉ ሰባት፡ ደፊእካን ደፋፊእካን እኹል ቦታ ንምርካብ እዩ። ክዳን ሰብ ከየበላሽዉ ብማለት፡ ጓንቲ ይግብሩ እዮም። ኣብቲ ውሽጢ ባቡራት፡ ኣይትዳፋእ ዚብል ቃል ትርጉም የብሉን ብኣንጻሩስ ተዳፋእ ምባል እዩ ዚቐለካ። 2. ተስቲፋይ (ምስክርነት ምሃብ) ተስቲፋይ (testify) ወይ …

Read More »

ፍልስፍናን ሓርነትን

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ናስሮቪች ብምልኣት ሕስብ እንተቢልና ወዲሰብ እታ ዘነአሰት”ውን ሓርነት ኣላቶ ድያ ናብ ዝብል ሕቶ ክመርሓና ይኽእል እዩ፡፡ ብሩኽ ሰፒኖዛ ዝተባህለ ፈላስፋ “ሰባት ናጻ ሕርያ ዘለዎም እዩ ዝመስሎም፤ ምኽንያቱ ባህጎምን ሸውሃቶምን ብውኖም ብዝውስንዎ ፍቓድ ዝድረኽ ከም ዝኾነ እዮም ዝኣምኑ፡፡ እንተኾነ ግና እቲ ባህጊን ሸውሃትን ካብ ፍቓዶም ወጻኢ ምዃኑ ክሓስቡ ብዙሕ ኣይግደሱን እዮም” ይብል፡፡ ዘደለናዮ ክንገብር ናጻ ዲና? እቲ …

Read More »

ፓስፖርት ሽወደን ንምሕዳስ ነዊሕ ግዜ ይወስድ ኣሎ ተባሂሉ!!

 ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ ሽወደን ፓስፖርት ንምውጻእ ዝህሉ ናይ መጸበዪ ግዜ ልዕሊ ሓደ ወርሒ በጺሑ’ሎ። ሽወደናዊ ፓስፖርቱ ግዚኡ ዝሓለፎ ሰብ ንምሕዳስ ብመርበብ ሓበሬታ ፖሊስ ኣቢሉ ቈጸራ ክሕዝን ከመልክትን እዩ እቲ ዝጸንሕ ኣሰራርሓ። እንተኾነ ግና ኣብ ወርሓት ሓጋይ እዚ ሰልፊ ምሕዳስ ኣዝዩ ነዊሕ ከም ዝኸውን ፖሊስ ይሕብር። ኣብ መብዛሕትኡ ቦታትታ ናይ መጸበዪ ግዜ ኣርባዕተ ሳምንቲ ኮይኑ ኣብ ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ግና …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 06 ሰነ 2019

Read More »

ምስ ምእጋድ ምትካኽ ሽጋራ ኣብ ዕዳጋታት ሽወደን ሓደስቲ ኣማራጺታት ይቕልቀሉ!!

 ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ትግባረ ዝውዕል ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ሸየጥትን ዘርጋሕትን ሽወደን ትኪ ዘይብሎም ናይ ኒኮቲን ውጽኢታት ኣብ ምድላው ምህላዎም ይንገር ኣሎ። ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን እዞም ውጽኢታት ዓማዊል ሽጋራ ክገዝኡ ንዘይደልዩ ወይ ኣብ ኣብያተ መግቢ ከትክኹ ንዘይደልዩ ዓማዊል ንምኽሳብብ ተባሂሎም ዝውሰዱ ዘለዉ ኮይኖም፡ ከም መማረጽቲ ክውሰዱ ጀሚሮም ኣለዉ። ሽወደን ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ካብ ምትካኽ ናጻ ዝኾነ …

Read More »

ብኢሜል ካብ ዝለኣኽ ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ ክጥንቀቑ ፖሊስ ሽወደን ኣተሓሳሲቦም!!

ፖሊስ ሽወደን ብኢሜል ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ እተላእከሎም ሰባት ገንዘብ ካብ ምሕዋል ክጥንቀቑን አረ”ውን መልሲ ካብ ምሃብ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲቦም። ከምዚ ዝኣመሰለ መልእኽቲ ዝመጾም ሰባት ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሕ ስምዕታ ከቕርቡ ምጽንሒምን ክሳብ 2000 ዶላር ክኸፍሉ ዘስገድድ መልእኽቲ ምቕባሎምን ምሕባሮም ፖሊስ ትገልጽ።

Read More »

ኣብዚ ዘለናየ ዓመት ብዝሒ ብተኹሲ ዝተቐትሉ ሰባት ኣስታት 20 በጺሖም!!

ኣብ ፍርቂ ዓመተ 2019 ክሳብ 100 ዝበጽሑ ናይ ተዂሲ ምልውዋጣት ከምዝተኸሰቱን በዚ ድማ 20 ሰባት ምሟቶምን ፖሊስ ሽወደን ዝሰርሖ ናይ ቀረባ ግዜ ስታትስቲክ ኣመልኪቱ። እዞም ናይ ብረት መጥቃዕቲታት ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ሽወደን ምግጣሞም እንተኾነ ግና ካብዘን ከተማታት ሓሊፎም ካልኦት ማሕበረሰባት’ውን ክጽለዉ ከምዝተጸለዉ እውን እዚ ስታቲስቲክስ ፖሊስ ኣመልኪቱ’ሎ። እዞም ተዂሲትታ መርበባት ወንጀለኛታትን ጒሒላታትን ዝፍንውዎም ኮይኖም ስፍሕ ዝበለ ጂኦግራፍያዊ ክሊ እናሓዙ ምምጽኦምን …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቋ ሽወደን ምስ ደጀን

Read More »

ሽወደን ዘለዋ መርገጺ ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ፍልስጤም ኣነጺራ!!

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ቅልውላው እስራኤል-ፍልስጤም ናይ ክልተ ሃገራት ፍታሕ ዝብል መትከል ከም እትድግፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ምክትል ዳይረክተር ጀነራል ማእከላይ ምብራቕ ኣምባሳደር  ኣና ደስሙር እያ ነዚ ዝገለጸት። ንሳ መርገጺ ሽወደን ካብ መርገጺ ኣውሮጳዊ ሕብረት ከም ዝቕዳሕ ብምምልካት ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ዝሓይሽ እዚ መርገጺ እዩ ዝብል እምነት ከም ዘለዋ’ውን ኣስሚራትሉ። ንሳ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com