Monday , April 29 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ቤትፍርዲ ዒራቕ ን ወዲ 15 ዓመት ሽወደናዊ ን ዓሰርተውሓሙሽተ ዓመታት ክእሰር ፈሪዱ!!

ቤትፍርዲ ዒራቕ ን ወዲ 15 ዓመት ሽወደናዊ ን ዓሰርተውሓሙሽተ ዓመታት ክእሰር ፈሪዱ። ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን እዚ ኰተቴን ካልእ 29 ዝዕድሚኣ ሽወደናዊትን ናብ ግዝኣት ዒራቕ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ምእታዎም ብኸመይ ከምዚ ዝበለ ፍርዲ ከም እተበየነሎም ንምምርማርን ንምሕጋዞምን ኣብ ምምካር ከም ዝርከብ ኣፍሊጡ’ሎ። እታ ጓለንስተይቲ ቅድሚ ናብቲ ሰብኣያ ዝነጥፈሉ ዝነበረ ቦታታት ዒራቕን ሶርያን ኣብ ዮተበሪ ምስ ክልተ ኣዋልድ ደቃ ትነብር ምንባራ ተፈሊጡ’ሎ። …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 28 ግንቦት 2019

Read More »

መኽንያት ምውሳክ ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሽወደን ስደተኛ ከምዘይኮኑ ተገሊጹ!!

ብመስረት መጽናዕቲ ኣብ ምጉዳል ገበናትን ምውሓስ ጸጥታ ኣብ ሕብረተስብ ዝነጥፍ መንግስታዊ ትካል ብሮ (Brå) ስደተኛን ጠንቂ ምውሳኽ ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ሽወደን ከምዘይኮኑ ሓቢሩ።  ሽወደን ኣብ 2015  ኣሸሓት ስደተኛታት ብምቅባላ ጠንቂ ምውሳኽ ጸጥታዊ መጥቃዕቲ ከምዘይኮይነን  ቀንድ ጠንቂ ምውሳኽ እዚ ገበን ብቀዳምነት ምውሳኽ ድሌታት ወይ ባህጊ ሰባት ንጾታ ምኻኑ እዚ መጽናዕቲ እዚ ትካል  ሓቢሩ። ጎሳጛስ ኣንጻር ጾታዊ መጥቃዕቲ ብመገዲ ሰለማዊ ሰልፍን ካልእ …

Read More »

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ብፍቓዶም ስልጣኖም ሓዲጎም!!

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪቲ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ ወረ ጾታዊ ቅለት ካብ መዝነቶም ብፍቓዶም ወሪዶም ተባሂሉ። እቲ ግሉጽ ጾታዊ ስእሊታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሰባት ክቀባበልዎ ከም ዝተራእዩን ካብ ሰልፎምን ህዝብን ሰፍ ዘይብል ነቐፌታ ከም ዝወረዶምን ተፈሊጡ። ኤሚሊ ፒትሃመር ሓላፊ ምምሕዳር ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪዚ ቅለት ካብ መዝነታ ክትወርድን ድሕሪ 20 ዓመት ካብ ፖከቲካዊ ህይወት ክትሰናበትን ድሌት ከም ዘለዋ ገሊጻ’ላ።

Read More »

ሃገራዊ በዓልመዚ ኦዲት ንገለ ኣሰራርሓ Sida ይነቅፍ!!

ሃገራዊ በዓልመዚ ኦዲት ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ገለ ካብ ኣገባብ ኣሰራርሓ Sida (ዓለማዊ ሽወድናዊ ምትሕግጋዝ ማዕባለ) ኣብ ብዙሓት መዳያት ርኡይ ጒድለታት ኣለዎ ብምባል ነቒፍዎ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ እዚ ኤጀንሲ ግዜኡ ብስሉጥ ኣገባብ ኣይጥቀምን እዩ። እዚ ድማ ናይ ሓባር ዕላማን ንነዊሕ ዝጥምት ዕዮን ከም ዘይብሉ ዘመልክት እዩ ድማ ኢሉ። ኣብቲ ኤጀንሲ ክህልዉ ዝግብኦምን ብጥምረት ዝዕየዩን ዝነበሩ ናይ ትንተና፥ ውጥንን ምወላን ንጥፈታት …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምትሕብባር ኣንጻር ሕሉፋት ክህሉ ጻውዒት ኣቅሪቡ!!

ሓድሽ ኣውሮጳዊ ባይቶ ሕሉፋት የማናውያን ንምውጋድ ከምቲ ኣብ ሽወደን እተራእየ ናይ ምትሕብባር መንፈስ የድልዮ’ሎ ክብል ሉቨን ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስተፈኣን ሎቨን ኣብ መንጐ ባይቶኣዊ ቀጽሪታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓደስቲ ዓይነታት ምትሕግጋዝ የድሊ ኣሎ ምባሉ ተገሊጹ። “ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት እውን ከምቲ ኣብ ሽወደን ዝገበርናዮ ምፍጻም የድልየና’ሎ።” ዝበለ ሉቨን ” ብኸምዚ መንገዲ ኢና ሃናጺ ናይ ምትሕግጋዝ፥ ውሕስነትን ድሕነትን ብምፍጣር ኣንጻር ሕሉፋት የማናውያን …

Read More »

ውጽኢታት ምርጫ ባይቶ ኣውሮጳ ኣብ ሽወደን ተዛዚሙ!!

 ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራሲ ብልዕሊ 23.6 ሚእታዊት 5 መናብር ብምዕዋት ዝዓበየ ሽወደናዊ ሰልፊ ኣብ ኣውሮጳዊ ባይቶ ክኸውን እዩ። ናይ ዓቃባውያን መርገጺ ዘለዎም ስልፊ ስቫርያ ድሞክራት 15.4  እታዊት  ብምርካብ ዛዚሙ’ሎ። እዚ ድማ ኣብ ባይቶ ኣውሮጳ ካብ ዘለዉ ሰልፊታት ሽወደን ብዕቤቱ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ከም ዝስራዕ ጌርዎ’ሎ። እቲ ካልኣይ ዝዓበየ ሰልፊ ሞደራትና 16.8  ሚእታዊት ኣርባዕተ መናብር ሓምላይ ወይ ሚልዮ ሰልፊ …

Read More »

ሽወደን ኣብ 2020 ን ጽልኢ ኣይሁድነት ዝዝቲ ዋዕላ ከተእንግድ እያ!!

ሽወደን ኣብ 2020 ኣብ ጽልኢ ኣይሁድነት ዝዝቲ ኣህጒራዊ ዋዕላ ከተእንግድ እያ። እዚ ዋዕላ ጥቅምቲ 27 ከምኡ’ውን 28 2020 ዝካየድ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስተፋን ሎቨን ብሰኑይ ሓቢሩ። ንሱ ምስ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት ጸረ ኣይሁድነት ኣብ ሽወደንን ዓለምን እናዓበየ ምምጽኡ ገሊጹ። እዚ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ማልሞ እዩ ክካየድ። እዚ ድማ ምስ ምጽንባል መበል 20 ዓመት …

Read More »

ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ 30000 ሰባት ናይ ሽወደን ዜግነት የመልክቱ።

ኢመግረሽንስቨርከት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ከምዝሓበሮ ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ ማለት ካብ ጥሪ ከሳብ ሚያዝያ 2019 ኣብ ዘሎ ግዝየ 30000 ሰባት ናይ ሽወደን ዜግነት ከምዘመልከቱን ካብዚኦም ድማ 5014 ዜግነት ከምዝወሰዱን ተገሊጹ። ክሳብ ሕጂ ኣብ ናይ ዜግነት ክፍሊ ተመልኪቱ ክፉት ዘሎ ጉዳያት ብዝሒ ድማ 87551 ምኻኑ ተፈሊጡ። ካብቶም ዝተወሰኖሎም ጉዳያት እቶም 88 % ዜግነት ከምዝረኽቡ ብተወሳኺ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ከምዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ …

Read More »

ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ግብረ ሽበራ ዝፈጸመ ኣኪሎቭ ብሚልዮናት ዕዳ ይኽሰስ!!

ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ስቶክሆልም ዝፈጸመ ሒክማት ኣኪሎቭ እቲ ዝበዝሐ መጠን ዕዳ ኣብ ርእሱ ከም ዘለዎ ዝርዝር ሳይረን ኣመልኪቱ። ኣኮሎቭ በቲ ኣብ 2017 ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ዝፈጸሞ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ በቲ ዘብጽሖ ጒድኣት ናይ 11.4 ሚልዮን ክሮነር ዕዳ ኣብ ርእሱ ከም ዘለዎ እቲ ጸብጻብ ኣመልኪቱ’ሎ። እዞም ኣብ ርእሶም ብዙሕ ዕዳ ኣለዎም ተባሂሎም ዝተዘርዘሩ 100 ሰባት ገበነኛታት ጾታዊ መጥቃዕቲን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com