Sunday , May 5 2024

ስፖርት

ብ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ሄኖግ ጎይቶኦም ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ጽባሕ ሮብዕ ኣንጻር ናሚብያ ንመጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ክትገጥም እያ!!

ድሕሪ ናይ ነዊሕ ቡኩራት ናብ ውድድድር ዝተመልሰት ኣገራዊት ጋንታ ኤርትራ ን መጻረዪ 2022 ኣብ ሃገረ ቐጠር ዝካየድ ውድድር ዋንጫ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ንምኽያድ ጽባሕ ሮቡዕ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ከተካይድ እያ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ  ሄኖግ ጎይትኦም ዝረከቦም 14 ተጻወት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ክለባትን ከምእውን 13 ተጻወቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጻወቱ ተጻወቲ ብምጥርናፍ ብ ኣሰልጣኒ ኣለምስገድ ኤፍረም እንዳ …

Read More »

ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ ን ዓብየቲ ክለባት ርያል ማድሪድን ፒኤስጂ የራኽብ ን ቫንዳይክ ብሉጽ ተጸዋታይ ኤውርጳ ይምርጽ!!

ሎሚ ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ሞንኮ ኣብ ዝተካየድ ምውዳቕ ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ 2019/20 ን 24 ጋንታታት ኣብ ሸሞንተ ምድብ ብምምዳብ ን ዓበይቲ ክለባት ማድሪድን ፒኤስጂ፣ ባየርሙኒክ ምስ ቶተንሃም ከምእውን ክለባት ባርሶሎና ደርትሞንድን ኢንተርሚላን ኣብ ሓደ ምድብ ኣራኺብወን ኣሎ። ብተወሳኺ ናብ ሎሚ ሰነርዓት ምውዳቕ ኣብ በቦቶኦም ኾኸብ ዝኾኑ ተጻወቲ ተሰምዮም ካብ ሓለውቲ ልዳት ብራዚላዊ ኣሊሶን ካብ ሊቨርፑል፣ ካብ ተኸላኸልቲ ሆላንዳዊ ቫንዳይክ …

Read More »

ዓበይቲ ክለባት ባየርሙኒኽን ባርሶሎናን ውድድረን ብ ነጥቢ ምጥፋእ ይጅምሮኦ!!

ትማሊ ምሸት ንመኽፈቲ ግጥም ላ ሊጋ ንምጅማርን ክብራ ንምዕቓብን ናይ ዓሚ ተዓዋቲት ክለብ ባርሶሎና ናብ ሜዳ ሜሞስ ኣቕንዓ ምስ ክለብ ኣትለትኮ ቢልባኦ ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ ኣብ መበል 89 ደቅቕ ብ ተጻዋታይ ኣድሩዚ ብዘተመዝገበታ ሸቶ ብ ስዕረተ ነዚ ሓዱሽ ውድድር ዘመን ጀሚራቶ። ኣብዚ ግጥም’ዚ ክለብ ባርሶሎና ን ስዋረዝ መጉዳእቲ ጸወታ ከቛርጽ ከሎ መሲ እውን ኣብ ጸወታ ምሕዝነታ ብዘጋጠሞ ማሕሰይቲ ኣይተሰለፈን። ተዓዋቲት …

Read More »

ዓበይቲ ክለባት ፕረመርሊግ ውድድረን ብ ዓበይቲ ዓወት ይጅምርኦ!!

ን ውድድር ፕሪመርሊግ ዝመወሰቶ ዝሓለፈ ዓመት 97 ነጥቢ ኣዋህሊላ ክንሳ ግን ካልኣይ ደረጃ ዝዛመት ክለብ ሊቨርፑል ን ነርውች ዓዲማ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ብ ገፊሕ ዓወት ካብ ሳላሕ፣ ቫንዳይክ፣ ኦሪግን ናብ ገዛኣ ልዳቱ ዘመዝገቡ ግራንት ተሓጊዛ 4 ብ 1 ብምዕዋታ ድሕሪ 30 ዓመትን ነዛ ዋንጫ ንምልዓል ቆሪጻ ዝተበገሰት ትመስል። ብ ቐዳም ዘካይደት ተዓዋቲት ፕሪምርሊግ ዘኾነት ሃብታም ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ሕጂ እውን …

Read More »

ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ ሎሚ መጋረጅኡ ብምቕንጣጥ ንዓበይቲ ክለባት ማንቸስተር ዩናይትድን ቸልስን የፋጥጥ!!

ግጥም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ ዓመተ 2019/20 ሎሚ ምሸት ክለብ ሊቨርፑል ኣብ  ሜድኣ ኣንፊልድ ን ሎሚ ዓመት ካብ ተሓተዋይ ድቪዝዮን ሰገረት ክለብ ነርዊች ኣእንጊዳ ትገብሮ ጸውታ ብወግዒ ክጅምር እዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ብዝግባእ ከምዝተዳለዉ ዝገልጽ ዘሎ ዓላሚ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭ ነዛ ጽዋዕ ድሕሪ 30 ዓመታት ንምዕዋት ዝኽኣሎም ከምዝገብሩ ገሊጹ። ዝተረፈ ጸወታታት ጽባሕ ቀዳም ዝቕጽል ኮይኑ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃብ፣ቶተንሃም ምስ …

Read More »

ማንቸስተር ዩናይትድ ክብረወሰን ብዝሰበረ ተኸላኻላይ ኣፈሪማ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ  ን ኢንግሊዛዊ ተኸላኻላይ ሃሪ ምጉዌር ክብረወሰን ብዝሰብረ ዋጋ ብ 80 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ክለብ ሌስተር ሲቲ ኣፈሪማ። እዚ ወዲ 26 ዓመት ተኸላኻላይ ን 6 ዓመታት ምስ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ንክጻወት እዩ ክታሙ ኣንቢሩ ዘሎ። ሃሪ ምጉዌር ምስ ክለብ ሌስተር ስቲ ኣብ ዝጸንሓሉ ግዜ ካብ ዝተሰለፈሉ 76 ጸወታታት 5 ሸቶታት ብምቑጻር ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ጋንታ ብምእታው እዩ …

Read More »

ግጥም ፍጻሜ ኤውሮጳ ሱፐር ካብ ንመጀምርያ ግዜ ብጓለንስተይቲ ዳኛ ክምራሕ ኢዩ!!

ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ቸልስን ኣብ 14 ነሓሰ ዝካየድ ግጥም ሱፐር-ካፕ ኤውሮጳ፡ ብፈረንሳዊት ዳኛ ስቲፋኒ ፍራፓርት ክምራሕ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ኣፍሊጡ። ዳኛ ስቲፋኒ ኣብ ግጥም ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም 2019 ኣብ መንጎ ሃገራውያን ጋንታታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሆላንድ ብብቕዓት ድሕሪ ምምርሓ ኣብ ታሪኽ ናይ መጀመርያ ግዜ ን ግጥማት ደቂ ተባዕትዮ ዝዳነት ንሙዃን ኣብ ምድላው ትርኸብ። ሊቨርፑል ንቶተንሃም 2ብ0 ረቲዓ ተዓዋቲት ሻምፕዮንስሊግ …

Read More »

ክለብ ቸልሲ ንሓደ ደጋፊኣ ናይ ዕድመ ልክዕ እገዳ ገራትሉ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ኣብ ልዕሊ ኢንግሊዛዊ ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተርሲቲ ዝኾነ በራሂም ስተርሊንግ ናይ ዓለትነት ጽተጻረፈ ደጋፊኣ ዕደመ ልክዕ ናብ ሜዳ ኣትዩ ጸወታ ከይከታተል ኣጊዳቶ። እዛ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሜድኣ ስታንፎርድ ምስ ማንቸስተር ሲት ኣብ ዝነብራ ጸወታ ፕሪመርሊግ እዩ እዚ ደጋፊ ዓለትነት ዝተሐወሶ ጸርፊ ኣብ ርእሲ እዚ ተጻዋታይ ዘውረደሉ። ከምተወሳኺ እዉን ኣብ ካልኦት ሓሙሽተ ደገፍቲ ተመሳሳሊ መቕጻዕቲ ንምውሳድ …

Read More »

ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝኾነ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያ ደሚቅ ኣቀባብላ ተገሩላ!!

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣልጀርያውያን፡ ነታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዓቲራ፡ ትማሊ ቀዳም ናብ ኣልጀርያ ዝተመለሰት ሃገራዊት ጋንትኦም ኣብ ከተማ ኣልጀርስ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምላ።እታ ሃገራዊት ጋንታ ብዓርቢ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ንሰኔጋል 1 ብ 0 ብምስዓር’ያ ነታ ዋንጫ ወሲዳ። ንእንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ዝጻወት ሪያድ ማህሬዝ ዝርከባ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያ፡ ብቀዳማይ ሚንስትር ኑረዲን በዶይ’ውን ኣቀባብላ ተገይሩላ’ዩ።ንተጻወትቲን ኣባላትን ዝሓዘት ኣውቶብስ ብስእሊ ክልተ …

Read More »

ኤርትራዊ ናትናኤል ዝበለጸ ተቓላሳይ 10 መድረኽ ዙር ፈረንሳ 2019 ተባሂሉ!!

ኣብ ውድድር ቱር ዲ ፍራንስ 2019 መበል 10ይ መድረኽ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኮፊድስ ዝበለጸ ተቀዳዳማይ ናይቲ ዕለት ብምዃን ደሚቁ ኣብ ፖድየም ደይቡ። ኣብቲ ናይ ልዕሊ 217 ኪሜ ዝርሕቀቱ ውድድር ናትናኤል ምስ ካልኦት 6 ተቐዳደምቲ ብምዃን ካብ ፈለማ ብምህዳም ንነዊሕ ርሕቀት በይኖም ክጉዓዙ ከለዉ፡ ተዳልየን ዝነበራ ናይ ዓቀብ ኣብ ሰለስተ ቀዳማይ ብምእታው 7 ነጥቢ ብምውሳኽ ከሲቡ። ብድምር 20 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com