Tuesday , April 30 2024

ኮረና ቫይረስ

August, 2021

  • 31 August

    ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ኣብ ወቕቲ ጽድያ፡ 230 ሽሕ ኤውሮጳውያን ብኮቪድ ክሞቱ ይኽእሉ እዮም ክብል ገሊጹ

    ኣብ ወቕቲ ጽድያ ናይዚ ዓመት’ዚ ጥራይ፡ 230 ሽሕ ኣውሮጳውያን፡ ብሕማም ኮቪድ ክሞቱ ይኽእሉ እዮም ክብል ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ጨንፈር ኣውሮጳ፡ ሃንስ ክሉጅ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መጠን ግዳያት ሞት ኮቪድ ብ 11% ወሰኽ ከም ዘርኣየን ክሳብ ባሕቲ ታሕሳስ፡ እዚ ቊጽሪ ናብ 230 ሽሕ ክብ ክብል ከም ዝኽእልን እቲ ውድብ ገሊጹ’ሎ። በዚ ድማ ዛጊት ዘይተኸትቡ …

  • 31 August

    ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንኣሜሪካ ካብ ዝርዝር ውሕስነት ዘለወን ሃገራት፡ ኣልይዋ

    ካብ ናብን ኣሜሪካን ኤውሮፓጳዊ ሕብረትን ዝግበር ዝነበረ መገሻታት፡ ብሰንኪ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ምስ ለበዳ ኮሮና ብዝተሓሓዝ፡ ንኣሜሪካ ካብ ዝርዝር ውሕስነት ዘለወን ሃገራት ምእላዩ፡ ኣብ ዝተሓላለኸ ኩነታት ኣትዩ ከምዘሎ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እስራኤል፡ ኮሶቮ፡ ሊባኖስ፡ ሞንተነግሮን ሰሜን ማክዶንያን ውን ብኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ዝርዝር ውሕሰነት ዘለወን ሃገራት ምእላየን ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንታት፡ ካብ 100 ሽሕ ሰባት፡ 75 ጥራይ ብኮቪድ …

  • 31 August

    መንግስቲ ዴኒማርክ: ነቶም ናብ ሽወደን ዝገሹ ዜጋታት: ክጥንቀቑ ተላብዩ

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዴኒማርክ: ኣብ ሽወደን ዝረአ ዘሎ መጠን ምስፍሕፋሕ ኮሮና ከምዘሻቐሎ ብምግላጽ: ንሽወደን ካብቲ ዝነበረቶ ናይ ቀጠልያ ሕብሪ ዝርዝር (ኣቓልቦ ግበር): ናብ ናይ ብጫ ሕብሪ ዝርዝር (ተወሳኺ ጥንቃቐ ግበር) ከምዘሰጋገራ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ደቡብን ምዕራብን ሽወደን: ግን ጌና ኣብ ቀጠልያ ዝርዝር ከምዘለዋ እቲ መንግስታዊ ጸብጻብ ወሲኹ ገሊጹ። ትማሊ ሓሙስ: ኤውሮጳዊ በዓል መዚ ተመሓላለፍቲ ሕማማት: ንመጠን ምስፍሕፋሕ …

  • 31 August

    መልከፍቲ ኮቪድ: ካብ ክታበት ዝያዳ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ከምዝፈጥር ተሓቢሩ

    ብቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ዝሓወዩ ሰባት: ጸረ እቲ ቫይረስ ዘጥረይዎ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ: ልዕሊ እቲ ብኽልተ እብረ: ክታበት ፍይዘር: ዝጠሪ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ከምዝኾነ: እስራኤላዊ መጽናዕቲ ገሊጹ: ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ናይ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ሕክምናዊ ጸብጻባት ብምእካብ: ኣብ መንጎኦም ዘሎ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምንጽጻር ዝተረኽበ ውጽኢት ምዃኑ: እቲ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። እዚ ድማ: ነቲ ባህርያዊ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ: …

  • 30 August

    Harmony Media News 30/08/2021

  • 28 August

    Harmony Media News 27/08/2021

  • 27 August

    80% ካብ ዜጋታት ዴኒማርክ፡ ከምዝተኸትቡ ተሓቢሩ

    ኣብ ሃገረ ዴኒማርክ፡ ኣርባዕተ ካብ ሓሙሽተ፡ ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ ከምዝተኸትቡ ሚኒስተር ጥዕና ዴኒማርክ፡ ማግኑስ ህዩኒከ፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ልዕሊ ኣርባዕተ ሚልዮን ዴኒማርካውያን፡ ንክታበት ኮቪድ ምቕባሎም፡ ምስጋና ይብጻሓዮም ክብል፡ እቲ ሚኒስተር፡ ጽሒፉ። ኣብ ሃገረ ዴኒማርክ፡ መስርሕ ክታበት፡ ዕለት 27 ታሕሳስ 2020 ከምዝጀመረ ይዝከር። ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ መስከረም 2021 ድማ፡ ትሽዓተ ካብ ዓሰርተ ሰባት፡ …

  • 27 August

    ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ፡ ተናዊሑ

    ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቲ ተመሓላሊፉ ዝነበረ መምርሒታት መገሻ፡ ክሳብ ዕለት 15 ጥቅምቲ ከምዝተናወሐን፡ ብጀካ ናብተን ካብ ዝርዝር ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ዝተኣልያ፡ ናብተን ዝተረፋ ሃገራት፡ እቲ ገደብ ግዜ ናይ ምንዋሕ ውሳኔ፡ ግብራዊ ከምዝኾነ ተገሊጹ። …

  • 27 August

    ብሓድሽ ጅር ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ተረኺቦም

    ብሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ደልታ E484Q፡ ዝተለኽፉ ዓሰርተ ሰባት፡ ብበዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ከምዝተለለዩን በዚ ድማ፡ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም በዚ ሓድሽ ጅር ዝተለኽፉ ሰባት፡ 23 በጺሑ ከምዘሎ ንሕክምናዊ ጸብጻባት ዳገንስ ብምጥቃስ፡ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዞም ኣብ ወርሒ ነሓሰ ከም ዝተለለዩ ዓሰርተ በዚ ሓድሽ ጅር ዝተለኽፉ ሰባት፡ ነፍሲ ወከፎም፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት በጺሑ ዝመጸ ምዃኖም ድሕሪ ዝተኻየደ …

  • 27 August

    ምሉእ ሽወደን፡ ኣብ ናይ ኮቪድ ቀይሕ ዝርዝር ኣትያ

    ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብምውሳኹ፡ ብምሉአን ምምሕደራት ሽወደን፡ ኣብ ቀይሕ ዝርዝር ከም ዝኣተዋ፡ ኤውሮጳዊ በዓል መዚ ተመሓላለፍቲ ሕማማት (ECDC) ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻብ NRK ብምጥቃስ፡ ሓቢሩ። ሎሚ ዓርቢ፡ መንግስቲ ኖርወይ፡ ነቲ ብECDC ዝወጸ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር፡ ናይ መገሻ እገዳታት ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ ኣሎ። እቶም ክድንገጉ ተሓሲቦም ዘለዉ መምርሒታት ድማ ካብ ዝመጽእ ለይቲ ሰኑይ፡ ኣብ ግብሪ ክውዕሉ ምዃኖም ጸብጻባት NRK ሓቢሮም …

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com