Sunday , May 5 2024

ኩነታት ኣየር

ሙቐት ዝዓብለሎ ክሊማ፡ ናብ ሽወደን ገጹ ይምርሽ ኣሎ ተባሂሉ

ኣብ መብዛሕታኡ ክፋላት ሽወደን፡ ድሕሪ ናይ ሳምንታት ዝናብን ዝሑል ኩነታት ኣየርን፡ ካብ ምጅማር ናይዚ ሰሙን ኣትሒዙ ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ብዘገምታ ይምለስ ምህላዉን ክሳብ 300c  ክበጽሕ ከም ዝኽእልን ተሓቢሩ። ክኢላ ኩነታት ኣየር መርበብ ሓበሬታ SVT ዝኾነት ጆሰፊን በሪስቴድት፡ ኩነታት ኣየር ሽወደን ካብ ኣውሮጳ ብዝመጽእ ማዕበል ሙቐት ክጽሎ ምዃኑን ንብዝሕ ዝበለ መዓልታት ከም ዝቕጽል ድማ ገሊጻ። ኣብ ዝመጽእ ረቡዕ፡ ሙቐት ብርኡይ …

Read More »

ሜትሮሎጂ፡ ህቦብላ ዝዓብለሎ ዝናብን ባርዕ ጫካታትን ከጋጥም ከምዝኽእል ሓቢሩ

ድሕሪ ልዑል ዝኾነ መጠን ሙቐትን ክረምታዊ ክሊማን፡ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን ህቦብላ ዝዓብለሎ ዝናብ ክህሉ ከምዝኽእል ኣሚቱ። ካብ ምብራቕ ጎትላንድ ክሳብ ሰሜናዊ ከባቢታት ዝዝርጋሕ ዛሕልን ህቦብላ ዝዓብለሎ ዝናብን ክህሉ ከምዝኽእል ክኢላ ኩነታት ኣየር፡ ሙዋ ሃሊልበሪ፡ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበረቶ ርክብ ገሊጻ። ብመሰረት ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን፡ ኣብ ምብራቓዊ ኣከባቢ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዕልቕልቕ ከጋጥም …

Read More »

“ጸሓይ ክረምቲ” ኣብ መወዳእታ ናይ ዝቕጽል ሰሙን ክምለስ እዩ ተባሂሉ

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን፡ ዝናብን ንፋስን ዝዓብለሎ ክሊማ፡ ነቶም ናይ ክረምቲ ጸሓይ ከስተማቕሩ ዝደልዩ ሰባት ስምዒቶም ኣባላሽዩ ከምዝቐነየ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ካብ መወዳእታ ናይ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ ግን ምዉቕን ጸሓይ ዝዓብለሎ ክሊማ ክህሉ ከምዝኽእል ሜትሮሎጂካዊ ትምቢታት ከም ዝሓበሩ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ገሊጻ። ኣብዘን ተሪፈን ዘለዋ ናይዚ ሰሙን መዓልታት ክሳብ መወዳእታ ናይ ዝቕጽል ሰሙን ዘይርጉእን ትሕት ዝበለ መጠን ሙቐት ዘለዎ ክሊማ ክህሉ ምኻኑን …

Read More »

ኣውሮጳ፡ ብሰንኪ ልዑል መጠን ሙቐት ጻዕርታት ጸረ ኮሮና ዕንቅፋት ይገጥሞ ምህላዉ ተፈሊጡ

ምስ ምውሳኽ መጠን ሙቐት ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ኣውሮጳ ዘለዉ ሰባት ነቲ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዝወጸ ሕግታት ክጥሕስዎ ይኽእሉ እዮም ዝብል ስክፍታ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ መጠን ሙቐት ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልታት ልዕሊ 30°c ምዃኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ስፔይንን ፖርቱጋልን ድማ 35°C በጺሑ። ኣብ ብሪጣንያ ድሕሪ’ቲ ኣብ ዓመተ 1976 ዝተመዝገበ፡ ዝለዓለ መጠን ሙቐት 35.9°C ተመዝጊቡ’ሎ። ሕጊ ማሕበራዊ ምፍንታት ገና ከይተላዕለ ኣብ …

Read More »

መጠንቀቕታ ካብ መደበር ኩነታት ኣየር (ሜትሮሎጂ)፡ ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ እዩ

መደበር ኩነታት ኣየር ሽወደን፡ “ብጣዕሚ ልዑል ዝኾነ መጠን ሙቐት” ክህሉ እዩ ክብል ቀዳማይ ደረጃ መጠንቀቕታ ከምዘመሓላለፈ TT ሓቢሩ። ኣብ ምብራቕ ስቪያላንድ፡ ደቡባዊ ምብራቕ ኖርላንድን ሰሜናዊ ክፋል ምምሕዳር ኦስተርዮላንድን ካብ ጽባሕ ረቡዕ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሰሙን ልዑል ሙቐት ክህሉ ከምዝኽእል የጠንቅቕ። ቀዳማይ ደረጃ መጠንቀቕታ ማለት መጠን ሙቐት ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልታት ልዕሊ 300c ክኸውን ከምዝኽእልን ኣብ ልዕሊ ንሓደጋ ቅሉዓት ዝኾኑ ሰባት …

Read More »

ሽወደን፡ ልዑል ዝኾነ መጠን ሙቐት ይጽበያ

ኣብ ዝቕጽል ውሑዳት መዓልታት መጠን ሙቐት ኣብ ሽወደን ክሳብ 300c ክበጽሕ ከምዝኽእል መደበር ኩነታት ኣየር ሽወደን (SMHI) ትምቢታቱ ገሊጹ። መጠን ሙቐት ክውስኽ እንከሎ ኣብ ጫካታት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ናይ ባርዕ ሓደጋታት ክውስኹን ኣረጋውያን ድማ ናይ ጥዕና ጸገማት ከጋጥሞም ከምዝኽእልን እዩ ዝሕበር። ኣብቲ ብነጎዳታት ዝተሰነየ ዝናብ ክዘንቦ ዝቐነየ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ካብ ጽባሕ ሰሉስ ጀሚሩ መጠን ሙቐት ቀስ እናበለ ክውስኽ ከምዝኽእልን ኣብ …

Read More »

ሓደጋታት ባርዕ ጫካ ክኽሰት ስለዝክእል ሰባት ዝያዳ ጥንቓቅር ክገብሩ ይሕበር፣ ምምሕዳር ስቶክሆልም ግርል ምግባር ይእግድ።

በዚ ኣብ መላእ ሽወደን ተኸሲቱ ዘሎ ስጋብ 25 ድ.ሴ ዝዓቀኑ ሙቐት፣ ኣብ ደቡባውን ማእከላይ ክፋል እዛ ሃገር ተክእሎ ባርዕ ጫካ ኣዝዩ ልዑል ስለዝኾነ ዝኮነ ሰብ ዝያዳ ጥንቓቐ ክገብር በዓል መዚ ሜትሮሎጂ እዛ ሃገር የተሓሳስብ። እዚ በዓልመዚ ብምውሳኽ ኣብ ከባቢታት ያምትላንድ ( Jämtland), ዳላርና (Dalarna), ቫርምላንድ (Värmland),  ቬስትራ ጎትላንድ (Västra Götaland), ካልማር (Kalmar),  ኦስተርጎትላንድ (Östergötland) och Gotland ከምእውን ኣብ ስቶኮልም (Stockholm) …

Read More »

ሰራሕተኛታት መናበዪ ሽማግለታት ናይ ቋንቋ ምልከት ክህልዎም ሰልፊ ሊበራል ጻውዒት የቕርብ።

ኣብ መናበዪ ሽማግለታት ናይ 100 ሚልዮን ክሮና ተወስኺ ባጀት ክምደበሉ ኣለዎ ክብክ ዝጸውዐ ሰልፊ ሊበራል ሽማግለታት ቀወምቲ ሰራሕተኛታትን ክቚጸሩሎምን ዶክተራት ኣብ ኣባይቶም ወይ ኣብ መናበይኦም ክህልዉን ይግባእ ኢሉ’ሎ። ኣብ ኣባይቲ መናበዪ ዘሎ ኲነታት ክመሓየሽ ሃገራዊ ስትራቴጂ ክንደፍን ዝያዳ ነርሲታት ክቚጸራን ድማ ለበዋ ቀሪቡ። ሽማግለታት ኣብ ክልተ ሳምንቲ ዝኸውን ግዜ ብማእከላይ ገምጋም 16 ዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታት ከም ዝኣልይዎም መራሒ ሰልፊ ኒያምኮ ሳቦኒ …

Read More »

ተኽእሎ ባርዕ ኣብ ቡዝሕ ቦታታት ክኽሰት ስለዝኽእል ጥንቃቐ ክግበር ጻውዒት ይቀርብ።

በዚ ዘሎ ልዑል ሙቐት ብነቕጺ ዝተዓብለለን ኲነታት ኣየር ኣብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ሽወደን ናይ ባርዕ ሓደጋ ከምጽእ ከም ዝኽእል ተሓቢሩ። “እዚ ሓደጋ ከጋጥም ልዑል ተኽእሎ ኣሎ” ክትብል ኣብ ዞባ መድሕን ምክትል ኣካያዲት ስርሒታት ሞኣ ሁመልጋርድ ገሊጻ። ድሕሪ ዝሕሊ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር እቲ ንነዊሕ እዋን ሰባት ብሃንቀውታ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሳመር እኳ እንተኣተወ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል እታ ሃገር ሙቐት ክሳብ 20 ዲግሪ …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 27 May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ቁጠባ ድኻታት ሃገራት ብሰንኪ ኮቪድ 19 ብኸቢድ ከምዝተሃሰየን፣ ህዝብታት እተን ሃገራት ኣብ ጸገም ከምዝወደቐን ተገሊጹ። 2. ካብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ንዝግበር ንግዲ ሰደድ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ከምዝተላዕለ ተሓቢሩ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com