Sunday , May 5 2024

ኩነታት ኣየር

ብዝናብ ዝተሰነየ በረድ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ክህሉ ሙዃኑ ተሓቢሩ።

ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ኣርክቲክ ዝመጽእ ዛሕሊ 15 ሰንቲሚተር በረድ ክፈጥር ይኽእል እዩ ተባሂሉ። እዚ ካብ ኣርክቲክ ዝመጽእ ዛሕሊ ውርጪን ንፋስን ከኸትል ከምዝኽእልን፣ በዚ ድማ ቀዳም ደበና ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ዝህሉ  ኮይኑ ኣብ ደቡባዊ ክፋላት ሽወደን ግን ዝናብ ክህሉ ትጽቢት ከምዘሎ  እዚ በዓል መዚ ይትንበ። በዚ መሰረት ደርጃ ሙቐት ካብ 10°-15°C ዝበጽሕ ክህሉ፣ ኣብ ሰሜን ሽወደን ከባቢ ዶብ …

Read More »

ኣብ ስቶክሆልም መጠነ ሞት ኮሮና ይንኪ ኣሎ።

እቲ ህቦብላ ንፋስ ግን ይቕጽል ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንታት ብዝሒ ናይቶም ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ክጎድል ከምተራእየን ናይቲ ሕማም ህቦብላ ንፋስ ግን ይቕጽል ከምዘሎን ሓላፊ ጥዕና ስቶክሆልም፡ ቢዮሪን ኤሪክሰን፡ ክምዘረጋገጾ TT ሓቢሩ። ኤሪክሰን፡ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ንሕማም ኮቪድ-19፡ ብህቦብላ ንፋስ ከምዘመሳስሎ ይዝከር። ህቦብላ ኮሮና ብምሉእ ሓይሉ እዩ ነፊሱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ህቦብላ ንፋስ ብከፊል ይዝሕል ከምዘሎን እዚ ግን ዝቑጸር ኣይኮነን …

Read More »

2020 እታ ዝለዓለ ሙቐት ዘለዋ ዓመት ክትከውን ትኽእል እያ ተባሂሉ።

ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣከባቢ ኣወንታዊ ተራ ምጽዋቱን ኣየርን ኣከንባቢን ስቶክሆልም ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ምጽራዩን ኣብ መትረባት ቨኒስ ሰላማዊ ዓሳ ክረአ ምጅማሩን ይፍለጥ። እንተኾነ ግና እኩብ ናይ ግሪን ሃውስ ብድሆ ንምግጣም ናይ ነዊሕ እዋን ኣከባብያዊ ስራሕ ከም ዘድሊ ተመራመርቲ ገሊጾም። ኮሮና ኣምጺእዎ ዘሎ ኣዎንታዊ ኲነታት ኣከባቢ ዘይከሓድ እኳ እንተኾነ 2020 እታ ዝወዓየት ዓመት ክትከውን እያ ድማ ኢሎም። እቲ ቅድሚ ሕጂ …

Read More »

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሽወደን ስጋብ 22 ዲግሪ ዝበጽሕ ሙቐት ከምዝህሉን ነበርቲ ከስተማቕሮዎ ይሕበሩ።

ብመስረት ሓበሬታ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሽወደን ዝልዓለ ዓቐን ዘለዎ ሙቐት ክህሉ ትጽቢት ይግበር። በዚ ሓበሬታ መሰረት ጸሓይ ዝዓብለሎን ብሓይል ሙቐት ዝተሰነየ ኩነታት ኣየር ኣብ መላእ ሽወደን ከምዝክሰትን፣ እቲ ዝልዓለ ስጋብ 22 ዲግሪ ዝተሓተ ድማ 10 ዲግሪ ዝዓቐኑ ሙቐት ከምዝህሉ ኪኢላ እዚ ዓውዲ ዮሃና ሪነ ን መርበብ ሓበሬታ ኣፍቶንብላደት ሓቢራ። ንሳ ዛሕሊ ዘለዎ ኩነታት ሙሉእ …

Read More »

ሎሚ ሰኑይ ሓያል ኣውሎ ንፋስን በረድን ክህሉ ሙዃኑ የጠንቅቕ።

ሓያል ኣውሎ ንፋስ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ከምእውን  ሓያል በረድ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ስለዝክሰት ኩሉ ሰብ በብዘለዎ ጥንቃቐ ክገብር ክፍሊ ሜትሮሎጆ ሽወደን መልእክቲ የመሓላልፍ። ዝተረፈ ክፋል ሽወደን ግን ብጸሓይ ዝተዓብለለ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙዃኑ ወስኹ ይትነበ።

Read More »

ዝመጽእ ቀዳመ ስንበት ዝሑል ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙኻኑ ይሕበር።

ዝመጽእ ቀዳመ ሰንበት  ዛሕሊ ዝዓብሎሎ ኩነታት ክህሉ ሙኻኑ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ይእምት። ብመሰረት ሓበሬት እዚ በዓል መዚ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብጸሓይ ዝተሰነየ ዛሕሊ ዝዓብለሎ ቀዳመሰንበት ክህሉ ይኹንምበር  ኣብ ደቡባውን ማእከላይ ሽወደን ጸሓይ ብርትዕቲ ስለ ስለትብል፡ ጸሓይ ብምጽላው ሙቐት ኪርከብ ክንክእል ኢና። ኪኢላ እዚ ዓውዲ ዝኾነ  ጆን ዮርፕላንድ ክምዚ ዝስዕብ ይትንበ  ኣብ ደቡብ ሽወደን ካብ 5-10 ዲግሪ ሙቐት ኪህሉ …

Read More »

ዝመጽእ ሰሙን ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙኻኑ ይሕበር።

ብመስረት ሓበሬታ በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ጽባሕ ሰኑይ ጀመሩ ኣብ መብዝሕትኡ ክፋል ሽወደን ሲጋብ 15 ዲግሪ ሰንቲግረድ ዝዓቐኑ ሙቀት ክህሉ ሙዃኑ እዩ ዝግመት። በዚ መሰረት ስጋብ ሮቡዕ ዘሎ መዓልታት ዝልዓለ መጠን ሙቀት ክምዝገብ ትጽቢት ዝግበር ኮይኑ ሰባት ርሕቀቶም ሓልዮም ናይ ደገ ምንቓስቃስ ክገብሩ ይመክር። ሓሙስ መዓልቲ ግና ብከቢድ ንፈስ ዝተሰነየ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስጋብ ሰሜናዊ ክፋል ዝኸይድ ክህሉን …

Read More »

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ን ሓደገኛ ህቦብላ ንፋስ መጠንቐቕታ የመሓላልፍ።

ብመስረት ሓበሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ብ ቀዳማይ ደርጃ ዝስራዕ ህቦብላ ንፋስ  ካብ ደቡባዊ  ምዕራብ ዝተበገሰ ንመላእ ሽወደን ከጥቅዓ ሙኻኑን ሰባት ኣብ ኩሉ ንጥፈታቶም ዝያዳ ምጥንቃቕ ክገብሩ ይሕብር። እዚ ህቦብላ ካብ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ስጋብ ምሸት ዝቕጽል ኮይኑ ኣብ ገለ ከባቢታት ብ ኸቢድ ዝናብ ክሰነ ምኻኑ ወስኹ ይገልጽ። ብሰንኪ እዚ ኣውሎ ንፍስ ንጥፈታት ትራንስፖርት ባቡር ኣብ መንጎ  Uddevalla / Strömstad ን …

Read More »

ኩሎም መገሻታት ካብ ኣውሮፓ ናብ ኣመሪካ ደው ክብል ፕሬስደንት ትራምፕ ኣዚዙ።

እዚ አገዳ ሽወደን ዘላቶ ንኩለን ኣባል ሃገራት ዝምልከት ኮይኑ ኢቲ አገዳ ድማ ካብ ዓርቢ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ክሳብ ሓደ ወርሒ ተግባራዊ ኪክውንዩ። ሃገረ እንግሊዝ እዚ አገዳ ኣይምልከታዩ። እዚ ስጉምቲ ድማ ኣመሪካ ንምክልካል ምልባዕ ኮሮና ንምክልካል ዝወሰደቶ ምኻና ይሕበር። ምንጪ ካብ expressen

Read More »

ብሰንኪ ሓያል ኣውሎ ንፈስ ን ጽባሕ ሓሙስ ጀሚሩ ኣብ ገለ ክፋል ሽወደን ናይ ባቡር ትራንስፖርት ከም ዘቛርጽ ክፍሊ ትራንስፖርት ይሕበር።

ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ሓያል ኣውሎ ንፋስ ካብ ሓሙስ ጀሚሩ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ጎትላን ክህሉ ሙዃኑን ኩሉ ሰብ ድማ ኣብ መዓልታዊ ምንቕስቃሳቱ ዝያድ ጥንቓቐ ክገብር ይመክር። ብስነኪ እዚ ኣውሎ ንፋስ ናይ ካልኣይ ደርጃ መጠንቀቕታ ናብ ከባብታት ስኮነ፣ሃላንድ፣ብለኪንኘ ከምእውን ምዕራባዊ ክፍል ክሮንበርግ ይህብ። በዚ መስረት ናይ ባቡር ኣገልግሎት ንግዚኡ ኣብዘን ዝስዕባ መስመራት ንግዚኡ ከምዝቓረጽ  ይሕበር፣ ። Helsinki-Angelholm ። Ramlösa-Eslov ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com