Tuesday , April 30 2024

ስፖርት

ዓበይቲ ክለባት ባየርሙኒኽን ባርሶሎናን ውድድረን ብ ነጥቢ ምጥፋእ ይጅምሮኦ!!

ትማሊ ምሸት ንመኽፈቲ ግጥም ላ ሊጋ ንምጅማርን ክብራ ንምዕቓብን ናይ ዓሚ ተዓዋቲት ክለብ ባርሶሎና ናብ ሜዳ ሜሞስ ኣቕንዓ ምስ ክለብ ኣትለትኮ ቢልባኦ ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ ኣብ መበል 89 ደቅቕ ብ ተጻዋታይ ኣድሩዚ ብዘተመዝገበታ ሸቶ ብ ስዕረተ ነዚ ሓዱሽ ውድድር ዘመን ጀሚራቶ። ኣብዚ ግጥም’ዚ ክለብ ባርሶሎና ን ስዋረዝ መጉዳእቲ ጸወታ ከቛርጽ ከሎ መሲ እውን ኣብ ጸወታ ምሕዝነታ ብዘጋጠሞ ማሕሰይቲ ኣይተሰለፈን። ተዓዋቲት …

Read More »

ዓበይቲ ክለባት ፕረመርሊግ ውድድረን ብ ዓበይቲ ዓወት ይጅምርኦ!!

ን ውድድር ፕሪመርሊግ ዝመወሰቶ ዝሓለፈ ዓመት 97 ነጥቢ ኣዋህሊላ ክንሳ ግን ካልኣይ ደረጃ ዝዛመት ክለብ ሊቨርፑል ን ነርውች ዓዲማ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ብ ገፊሕ ዓወት ካብ ሳላሕ፣ ቫንዳይክ፣ ኦሪግን ናብ ገዛኣ ልዳቱ ዘመዝገቡ ግራንት ተሓጊዛ 4 ብ 1 ብምዕዋታ ድሕሪ 30 ዓመትን ነዛ ዋንጫ ንምልዓል ቆሪጻ ዝተበገሰት ትመስል። ብ ቐዳም ዘካይደት ተዓዋቲት ፕሪምርሊግ ዘኾነት ሃብታም ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ሕጂ እውን …

Read More »

ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ ሎሚ መጋረጅኡ ብምቕንጣጥ ንዓበይቲ ክለባት ማንቸስተር ዩናይትድን ቸልስን የፋጥጥ!!

ግጥም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ ዓመተ 2019/20 ሎሚ ምሸት ክለብ ሊቨርፑል ኣብ  ሜድኣ ኣንፊልድ ን ሎሚ ዓመት ካብ ተሓተዋይ ድቪዝዮን ሰገረት ክለብ ነርዊች ኣእንጊዳ ትገብሮ ጸውታ ብወግዒ ክጅምር እዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ብዝግባእ ከምዝተዳለዉ ዝገልጽ ዘሎ ዓላሚ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭ ነዛ ጽዋዕ ድሕሪ 30 ዓመታት ንምዕዋት ዝኽኣሎም ከምዝገብሩ ገሊጹ። ዝተረፈ ጸወታታት ጽባሕ ቀዳም ዝቕጽል ኮይኑ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃብ፣ቶተንሃም ምስ …

Read More »

ማንቸስተር ዩናይትድ ክብረወሰን ብዝሰበረ ተኸላኻላይ ኣፈሪማ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ  ን ኢንግሊዛዊ ተኸላኻላይ ሃሪ ምጉዌር ክብረወሰን ብዝሰብረ ዋጋ ብ 80 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ክለብ ሌስተር ሲቲ ኣፈሪማ። እዚ ወዲ 26 ዓመት ተኸላኻላይ ን 6 ዓመታት ምስ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ንክጻወት እዩ ክታሙ ኣንቢሩ ዘሎ። ሃሪ ምጉዌር ምስ ክለብ ሌስተር ስቲ ኣብ ዝጸንሓሉ ግዜ ካብ ዝተሰለፈሉ 76 ጸወታታት 5 ሸቶታት ብምቑጻር ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ጋንታ ብምእታው እዩ …

Read More »

ግጥም ፍጻሜ ኤውሮጳ ሱፐር ካብ ንመጀምርያ ግዜ ብጓለንስተይቲ ዳኛ ክምራሕ ኢዩ!!

ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ቸልስን ኣብ 14 ነሓሰ ዝካየድ ግጥም ሱፐር-ካፕ ኤውሮጳ፡ ብፈረንሳዊት ዳኛ ስቲፋኒ ፍራፓርት ክምራሕ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ኣፍሊጡ። ዳኛ ስቲፋኒ ኣብ ግጥም ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም 2019 ኣብ መንጎ ሃገራውያን ጋንታታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሆላንድ ብብቕዓት ድሕሪ ምምርሓ ኣብ ታሪኽ ናይ መጀመርያ ግዜ ን ግጥማት ደቂ ተባዕትዮ ዝዳነት ንሙዃን ኣብ ምድላው ትርኸብ። ሊቨርፑል ንቶተንሃም 2ብ0 ረቲዓ ተዓዋቲት ሻምፕዮንስሊግ …

Read More »

ክለብ ቸልሲ ንሓደ ደጋፊኣ ናይ ዕድመ ልክዕ እገዳ ገራትሉ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ኣብ ልዕሊ ኢንግሊዛዊ ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተርሲቲ ዝኾነ በራሂም ስተርሊንግ ናይ ዓለትነት ጽተጻረፈ ደጋፊኣ ዕደመ ልክዕ ናብ ሜዳ ኣትዩ ጸወታ ከይከታተል ኣጊዳቶ። እዛ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሜድኣ ስታንፎርድ ምስ ማንቸስተር ሲት ኣብ ዝነብራ ጸወታ ፕሪመርሊግ እዩ እዚ ደጋፊ ዓለትነት ዝተሐወሶ ጸርፊ ኣብ ርእሲ እዚ ተጻዋታይ ዘውረደሉ። ከምተወሳኺ እዉን ኣብ ካልኦት ሓሙሽተ ደገፍቲ ተመሳሳሊ መቕጻዕቲ ንምውሳድ …

Read More »

ካርል ቢልት ንትራምፕ ” ኣብ ሕጊ ሌላን ጒሌላን የለን” ክብል ይምልስ!!

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ነበር ሚኒስተር ካርል ቢልት ንዝለፋ ትራምፕ ” ኣብ ሕጊ ሽወደን ሌላን ጒሌላን የለን” ክብል ተሪር መልሲ ሂብዎ’ሎ። ፕረሲደንት ትራምፕ ጒዳይ ኣመሪካዊ ሙዚቀኛ ራፕ ክሳብ ዝውዳእ እቲ ራፐር ኣብ ቤት ማሕቡስ ክጸንሕ ንዝብል ውሳነ ቤት ፍርዲ ከም ዝዘለፎ ይዝከር። ትራምፕ ኣብ ናይ ትዊተር መልእኽቱ” ንሕና ንሽወደን ሰብ ውዕለታ ኢና፥ እዚ ክንፍደ ኣይህባኣናን እዩ” ድሕሪ ምባሉ እቲ ሚኒስተር …

Read More »

ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝኾነ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያ ደሚቅ ኣቀባብላ ተገሩላ!!

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣልጀርያውያን፡ ነታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዓቲራ፡ ትማሊ ቀዳም ናብ ኣልጀርያ ዝተመለሰት ሃገራዊት ጋንትኦም ኣብ ከተማ ኣልጀርስ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምላ።እታ ሃገራዊት ጋንታ ብዓርቢ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ንሰኔጋል 1 ብ 0 ብምስዓር’ያ ነታ ዋንጫ ወሲዳ። ንእንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ዝጻወት ሪያድ ማህሬዝ ዝርከባ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያ፡ ብቀዳማይ ሚንስትር ኑረዲን በዶይ’ውን ኣቀባብላ ተገይሩላ’ዩ።ንተጻወትቲን ኣባላትን ዝሓዘት ኣውቶብስ ብስእሊ ክልተ …

Read More »

ኤርትራዊ ናትናኤል ዝበለጸ ተቓላሳይ 10 መድረኽ ዙር ፈረንሳ 2019 ተባሂሉ!!

ኣብ ውድድር ቱር ዲ ፍራንስ 2019 መበል 10ይ መድረኽ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኮፊድስ ዝበለጸ ተቀዳዳማይ ናይቲ ዕለት ብምዃን ደሚቁ ኣብ ፖድየም ደይቡ። ኣብቲ ናይ ልዕሊ 217 ኪሜ ዝርሕቀቱ ውድድር ናትናኤል ምስ ካልኦት 6 ተቐዳደምቲ ብምዃን ካብ ፈለማ ብምህዳም ንነዊሕ ርሕቀት በይኖም ክጉዓዙ ከለዉ፡ ተዳልየን ዝነበራ ናይ ዓቀብ ኣብ ሰለስተ ቀዳማይ ብምእታው 7 ነጥቢ ብምውሳኽ ከሲቡ። ብድምር 20 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ …

Read More »

ኣልጀርያን ሰኔጋልን ናብ ፍጻሜ ዋንጫ ኣፍሪቃ !!

ሃገራውያን ጋንታታት ኣልጀርያ ን ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያን ኣብ መጨረሻ ደቂቅ ብዘመዝገበትታ ሸቶት 2 ብ 1 ብምስዓር ናብ ፍጻሜ ሰጊራ። ኣብ መበል 40 ደቂቅ ሪያድ ማህረዝ ካብ የማናይ ሸነኽ ናብ ልዳት ናይጀርያ ዝለኣኻ ኲዕሶ፡ ተኻላኻላይ ናይጀርያ ኢኮንግ ብጌጋ ናብ ገዛእ ልዳቱ ብምእታው ኣልጀርያ ሓደ ብ ባዶ መሪሐ ንዕረፍቲ ኣምሪሐን። ድሕሪ ዕረፍቲ ብ ቫር ተሓጊዛ  ኣብ መበል 69 ደቂቅ ተኻላኻላይ ኣልጀርያ ኣይሳ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com