Monday , April 29 2024

ሓደጋ

ኣሜሪካ . . . SUV ዝዓነታ መኪና፡ ናብ እኩብ ህዝቢ ጠኒና ኣትያ

ኣብ ከተማ ዋውከሻ፡ ምዕራብ ሚልዋኪ፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 4:40 ድ.ቀ.፡ ሓደ በዓል SUV ዝዓይነታ መኪና፡ ናብቶም ክሪስማስ ክጽንብሉ ኢሎም ኣብ ጎደናታት ሰልፊ ዝገብሩን ዝዕዘቡን ዝነበሩ ሰባት ጠኒኑ ብምእታዉ፡ 5 ሰባት ክቐትል እንከሎ ኣስታት 40 ዝኾኑ ድማ ኣካላዊ መጉዳእቲ ወሪድዎም ኣሎ ክብል ዋና ኣዛዚ ፖሊስ፡ ዳን ቶምፕሰን፡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ዝቕመጥ፡ ኣንጀሊቶ ተኖርዮ፡ ን ሚልዋኪ ሰንቲነል ጆርናል …

Read More »

ካናዳ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ትእውጅ

ብሰንኪ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ካናዳ ብሪቲሽ ኮሎምቢያ ዝተኸስተ ዕልቕልቕ፡ ጽርግያትታን መንገዲ ባቡርን ካብ ጠቕሚ ወጻኢ ብምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ምትሕልላፉ ተገሊጹ። ሰራዊት እታ ሃገር፡ ካብ ሰንበት ንደሓር ብሰንኪዚ ብርቱዕ ዕልቕልቕ ኣብ ቤቶም ንዝተዓግቱ ኣሽሓት ዜጋታት ከድሕን ተዋፊሩ’ሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ጃስቲን ትሩዶ፡ ናብ ዋሺንተን ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ ሓገዝ እታ ሃገር ምሕታቱ ቢቢሲ ወሲኻ ሓቢራ’ላ። ዛጊት ኣሽሓት ሰባት ካብቲ …

Read More »

ናይጀርያ . . . ሓደ ህንጻ ብምፍራሱ፡ ሃለዋት ብዙሓት ሰባት ተሳኢኑ

ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ናይጀርያ ዝኾነት ሌጎስ፡ 21 ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ብምፍራሱ፡ ብውሕዱ 6 ሰባት ምሟቶምን 100 ዝኾኑ ደሃዮም ከም ዝጠፍአን ዛጊት ናይ መድሕን ስርሒት ይካየድ ምህላዉን መሰኻኽር ዓይኒ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብቲ ፍርስራስ ናይቲ ህንጻ፡ ዛጊት ኣርባዕተ ሰባት ክርከቡ እንከለዉ ካልኦት ሰለስተ ድማ ፈኲስ መጒዳእቲ ዝወረዶም ኣብቲ ቦታ ሕክምናዊ ረድኤት ከም ዝተገብረሎም ተሓቢሩ። እዚ ህንጻ ኣብ ኢኮዪ …

Read More »

ሰለስተ ሰባት ኣብ ሓንቲ ሓደጋ ይሞቱ

ሰንበት ምሸት ሰለስተ መንእሰያት ማኪናኦም ካብ መገዲ ወጺኣ ምስ ነደደት ሞይቶም። እዚ ዝኾነሉ ድማ ኣብ ሁልታፎሽ ኣብ ቦለቢግድ ምምሕዳር ከተማ ኢዩ። ናይቲ ሓደጋ ጠንቂ ጌና ኣይተጻረየን። ናይቶም መንእሰያት መንነት ጌና ኣይተፈልጠን፡ ግን ብመሰረት ፖሊስ፡ ካብ ሹሀራድ ከባቢ ኢዮም። ሓደ ካብኦም ብ2002 እተወልደ ኪኸውን ከሎ፡ እቶም ዝተረፉ ድማ ብ 2005 እተወልዱ ኢዮም።   እቶም መርመርቲ ናይቶም ግዳያት መንነት ስለ ዝፈለጡ ንስድራኦም ከርድኡዎም …

Read More »

ሓቅታት ብዛዕባ ኣብ ዮተቦሪ ዘጋጠመ ምፍንጃር

ሰዓት 04:38 ወጋሕታ፡ ኣብ ዮተቦሪ፡ ከባቢ ኣነዳል (Annedal)፡ ኦቭረ ሁሳርጋታን (Övre Husargatan) ዝርከብ ህንጻ፡ ናይ ምፍንጃር ሓደጋ ከምዘጋጠመ፡ ፖሊስ፡ ሓበሬታ በጺሕዎ። መጥፋእቲ ሓዊን ህጹጽ ረዲኤትን ኣብቲ ከባቢ ምስ በጽሑ፡ ኣብቲ ህንጻ ዝርከባ ገለ ክፍልታት፡ ጋራጅን ሰለስተ መደያይቦታትን ብትኪ ዒግ ክብሉ ጸኒሖም። 16 ሰባት፡ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም። ሰለስተ ደቂ 60፡ 70 ን 80 ዓመት ዝዕድሚአን ደቂ ኣንስትዮን ሓደ …

Read More »

ሎቬን፡ ኣብ ዮተቦሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር፡ ንመላእ ሃገር ኣናዊጹ

ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር፡ ንመላእ ሃገር ዘናወጸ ፍጻሜ እዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን ገሊጽዎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ክሳብ ሕጂ፡ ምኽንያት ናይቲ ምፍንጃር ዝተፈልጠ እኳ እንተዘይኮነ፡ ህዝቢ ግን፡ ጠንቁ ንምፍላጥ ተሃንጥዩ ከምዘሎ፡ ሎቬን፡ ዝርደኦ ምዃኑ ገሊጹ። ንግዳያት እቲ ሓደጋ፡ ንስድራ ቤቶምን ቀረብቶምን ኮታስ ንኹሎም በቲ ሓደጋ ዝተተንከፉ ሰባት፡ ናይ መጸናንዒ …

Read More »

ኣብ ክሬት፥ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ተኸሲቱ 

ትማል ሰኑይ ቅድሚ ቀትሪ 5.8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ግሪኽ ኣጋጢሙ። እዚ ሓደጋ ካብታ ዝዓበየት ደሴታዊት ከተማ ሄራክሊዮን ሒደት ማይላት ርሕቕ ኢሉ ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ’ሎ። በዚ ሓደጋ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ 9 ካልኦት ከም ዝቖሰሉ ሰብመዚ እታ ሃገር ገሊጾም ኣለዉ። ብፍላይ ከተማ ኣርካሎኮሪ በዚ ሓደጋ ኣመና ከም እተሃስየት፥ ህንጻ ቤተክርስትያን ፈሪሱ ኣብኡ ዝሰርሕ ሰብ ክመውት እንከሎ 9 ካልኦት ከም …

Read More »

ኣውስትራልያ፥ ኣብ መልበርን ምንቅጥቃጥ መሬት ተኸሲቱ

5.9 ረክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣውስትራልያ ከም እተኸስተን በዚ ድማ ኣብ ህንጻታት መልበርን ጒድኣት ከም ዝወረድን ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከባቢ ሰዓት 9:15 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ማንስፊልድ ጥቓ ርእሰ ከተማ ምምሕዳር ቪክቶርያ ከም እተኸስተን ተገሊጹ። ራዕዲ ናይዚ ምንቅጥቃጥ፡ ክሳብ ደቡባዊ ኣውስትራልያን ዌልስን ከም እተሰምዐን፡ ድሒሩ ድማ 4ን 3.1 ሬክተር ዝዓቐኖም ምንቅጥቃጣት ከም ዝሰዓቡን …

Read More »

ምስክር ጉዳይ ክሲ ናታንያሁ: ብሓደጋ ነፋሪት ሞይቱ

ኣብ ደሴታት ግሪኽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት ክልተ ሰባት ከም ዝሞቱን ሓደ ካብዚኣቶም ኣብ ጒዳይ ክሲ ናታንያሁ ምስክር ክኸውን ተሓጽዩ ዝነበረን ምዃኑ ተፈሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ነበር ናታንያሁ ንብልሽውና ሓዊስካ ብብርክት ዝበለ ገበናት ተኸሲሱ ምህላዉ ኣኽባት ሕጊ እታ ሃገር ገሊጹ’ሎ።   እዚ 69 ዝዕድሜኡ ምስክር ምስ በዓልቲ ቤቱ ብሓደ በቲ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት እዩ ሞይቱ ተባሂሉ’ሎ።   ነዚ ምስክር ጽዒና ዝነበረት …

Read More »

ብሰንኪ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘጋጠመ ብልሽት፡ ትካላት ጥዕና፡ ስርሐን ኣቋሪጸን

ትማሊ ሓሙስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 2 ድ.ቐ.፡ ምምሕዳር ኖርቦተን፡ ብሰንኪ ኣብ መስመር መርበብ ሓበሬታ (network) ዘጋጠሙ ጸገማት፡ ኣብ ኩለን ሆስፒታላትን ማእከላት ጥዕናን ዘለዉ ኣገልግሎት ተሌፎንን ሓበሬታ ተክኖሎጂን (IT) ተጸልዮም ምምሳዮም ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ናብ ሕክምና ንኽመጹ ዝተሓበሩ ሕሙማት፡ ቆጸራታቶም ከምዝስረዝ ኮይኑ።  ኩሎም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ዘድልዮም ዝነበሩ ከም መዛግብቲ ሕክምና፡ ኤክስረይን ስርዓተ ላባራቶሪን ዝኣመሰሉ ንጥፈታት፡ ክሰርሑ ኣይከኣሉን ክትብል ክኢላ ርክባት፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com