Saturday , April 27 2024

ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና

ዜና ሽወደን ትግርኛ – Svenska Nyheter På Tigrigna 05 ነሓሰ 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Tigrigna News 03 ነሓሰ 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ ሰሉስ 29 Juli 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska Nyheter På Tigrigna 27 Juli 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna 13 juli 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ 10 ሓምለ 2020 Swedish News in tigrigna 10 juli 2020

Read More »

ሽወደን፡ ናይ ክታበት መድሃኒት ንምውናን ኣህጉራዊ ክኢላ ትመዝዝ

መንግስቲ ሽወደን ንኣማኻሪ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነበር ሪቻርድ በርግስትሮም ከም ኣዋሃሃዲ መድሃኒት ኮሮና ኮይኑ ንኽዓዪ ከም ዝመዘዞ ተፈሊጡ። ንሱ ሽወደን መድሃኒት ኮሮና ንምውናን ዘኽእላ ውጥን ቢዝነስን ሕጋዊ ጉዳያትን ንኸጻፍፍ ተባሂሉ ዝተመዘዘ እዩ ክብል ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። በርግስትሮም ምስ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሊና ሃሊንግረን ብምዃን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እዚ ተልእኾ ሕልኽልኽ ዝበለ ምዃኑ ኣገንዚቡ። ሓላፍነት ናይ መንግስቲ ሽወደንን ነዚ …

Read More »

ሽወደናዊት ምምሕዳር፡ ብሰንኪ ቅልጡፍ ዝኾነ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ናይ እዋን ሓደጋ ድንጋገ ትእውጅ

ኣብ ምምሕዳር ኖርቦተን (Norrbotten) እትርከብ ምምሕዳር ከተማ ያሊቫራ (Gällivare) ቅልጡፍን ሓደገኛን ዝኾነ ዝርገሐ ለበዳ ኮሮና ከምዘጋጠማን ናይ እዋን ሓደጋ ድንጋገ ከምዝኣውጀትን SVT ሓቢሩ። ኣብ ሓጺር እዋን ብዙሓት ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉን፡ ምምሕዳር ከተማ ብወገኑ ንኹሎም ናይ መዘናግዕን ባህላውን ቦታታትን (መሐንበሲ፡ ቤት ንባብ፡ ኣዳራሽ ስፖርትን ካልእን) ብምዕጻው ንፖሊስ ትራፊክ ድማ ነቶም ካብን ናብን ምምሕዳር ዝካየዱ መገሻታት ክዓግት መምርሒ ከምዝሃበ ተፈሊጡ ኣሎ። …

Read More »

ኣብ ቤይጂንግ ዳግማይ ለበዳ ኮሮና ተኸሲቱ

 ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና፡ ቤይጂንግ፡ ሓድሽ ለበዳ ኮሮና ብምርካቡ ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ፡ ኣብያተ ትምህርትን ስፖርታዊ ንጥፈታት ዝካየደሎም ቦታታትን ክዕጾ ምግባሩ ኣቓልቦ ዓለም ምስሓቡ ተገሊጹ። ቻይና ኣብ ዝሓለፉ 50 መዓልታት ዝኾነ ናይ ኮሮና ሕሙም ዘይምርካባ ዝፍለጥ ኮይኑ ብምኽንያት እዚ ሓድሽ ለበዳ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ናይ ዓለም ሓድሽ ምልባዕ ክህሉ ከም ዝኽእል ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ሓቢሩ ክብል …

Read More »

ኩሎም ነበርቲ ከተማ ስቶክሆልም ናይ ኮሮናን ጸረ-ኣካልን መርመራታት ብነጻ ኣገልግሎት ክረኽቡ እዮም

ካብ ጽባሕ ሶኑይ ጀሚሩ ንኹሎም ነበርቲ ከተማ ስቶክሆሎም ናይ ኮሮና ቫይረስ መርመራን ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮሮና ተጠቒዑ ነይሩ’ዶ ኣይነበረን ንምፍላጥ ዘኽእል ናይ ጸረ-ኣካል መርመራን ብነጻ ክግበር ከምዝኽእል TT ሓቢሩ። እቲ መርመራ ንኹሉ ሰብ ክፉት ምዃኑ ከንቲባ ከተማ ስቶክሆልም፡ ኤሪን ስቪኖንዮስ፡ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። መርመራ ክገብር ዝደለየ ሰብ ካብ ሶኑይ ጀሚሩ ብመንገዲ 1177 ኣቢሉ ሪጋ ክሕዝ ከምዝኽእል ተሓቢሩ ኣሎ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com