Saturday , May 4 2024

ዜና

ተመራመርቲ ብሪጣንያ ዝጠንተወ ኣሰር ህይወት ጫካ ይረኽቡ

ተመራመርቲ ብሪጣንያ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደቡባዊ ምዕራብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ኣጻድፍ፡ ኣብ ዓለም ዝጠንተወ ዝተባህለሉ ኣሰር ጫካ ረኺቦም። እዚ ጫካ ኣብ ማይንሄድ ሶመርሰት ኣብ ዝርከብ ሑጻ እዩ ተቐቢሩ ተረኺቡ። ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲታት ካምብሪጅን ካርዲፍን፡ ኣብ ብሪጣንያ ክሳብ ሕጂ ዝተረኸቡ ብዕድመ ዝገደሙ ኣሰራት ህይወት ጥንታውያን ኣግራብን ምዃኖም ገሊጾም ኣለዉ። እቶም “ካላሞፋይተን” ተባሂሎም ዝጽውዕ ኣሰር ህይወት፡ ኣግራብ ስየ እዮም ዝመስሉ። ከም ዓንዲ …

Read More »

‘ዓመተ 2023 ብደረጃ ዓለም ንስደተኛታት ዝኸፍአት ዓመት ኔራ”IOM

ዓመተ 2023 ብደረጃ ዓለም ንስደተኛታት ዝኸፍአት ምንባራ ተሓቢሩ፡፡ ብዝተፈላለየ መስመራት ስደት ከኣ ብውሕዱ 8,565 ህይወት ስደተኛታት ከምዝጠፍአት ተፈሊጡ። እዚ ኣሃዝ፡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (IOM) ካብ ዘውጽኦ ዝተወስደ ኮይኑ፡ ምስ ዓሚ ክነጻጸር እንከሎ፡ ሞት ስደተኛታት ብ 20% ከምዝወሰኸ ዘመልክት እዩ፡፡ በዚ ድማ ህይወት ስደተኛታት ንምሕላው ገለ ወሳኒ ስጒምቲ ክግበር ጻውዒት ዘቕርብ እዩ። ምክትል ዋና ዳይረክተር IOM ኡጎቺ ዳኒኤልስ፡ ነቲ ንዓሰርተ ዓመታት …

Read More »

ኖርወጃውያን ማናቱ ኣብ ሜሎዲፌስቲቫለን ንምዕዋት ይጽዕሩ

ኖርወጃውያን ማናቱ ደረፍቲ ማርከስን ማርቲኑስን ጽባሕ ቀዳም ኣብ ዝኻየደ ውድድር ፍጻመ ዩሮቪዥን ሽወደን ካብ ዝኣተዉ ፍቱዋት ተወዳደርቲ ምዃኖም ሕሩያት ዝምልምል መደብ ቲቪ ሜሎዲፌስቲቫል ገሊጹ’ሎ። እዞም ማናቱ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ንሎሪን ብምስዓብ ዝተዓወቱ ኮይኖም፡ ንሽወደን ወኪሎም ኣብ ማልሞ ምስታፎም ክብሪ ከምዝኸውን እዮም ዝዛረቡ። ሓደ ካብ ቀንዲ መወዳድርቶም ካልእ ናይ ክልተ ሰባት ባንድ ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ቻርት ስትሪሚንግ ሽወደን …

Read More »

ምሉእ ሓበሬታ መዝገብ ክታበት ሽወደን ዘሪቑ

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ምሉእ ሓበሬታ ሃገራዊ መዝገብ ክታበት ዘሪቑ እዩ ዝብል ጥርጣረ ከም ዘሎዎ ገሊጹ። እቲ መዝገብ ሓበሬታ ክታበት ኣስታት 7 ሚልዮን ሽወደናውያን ዝሓዘ እዩ። እዚ ሓበሬታ ክዘርቚ ዝገበረ ኣማኻሪ ኣይቲ እዩ ተባሂሉ ከም ዝጥርጠ ተሓቢሩ’ሎ። በዚ ድማ ሕጊ ምስጢር ጥሒስካ ብዝብል ተኸሲሱ ኣሎ። እቲ ኣማኽሪ ነዚ ገበ ንኣይወዓልኲዎም ክብል ነቲ ክስታት ክሒድዎ’ሎ። እዚ እናኾነ “ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን ሳፖ” …

Read More »

ስነ-ስርዓት ምስቃል ባንዴራ ሽወደን ኣብ መደበር ኔቶ ተፈጺሙ

ምስ ጽንብል ምብዓል ባንዴራ ነቶ ማዕረ ማዕረ ሎሚ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ኔቶ ባንዴራ ሽወደን ኣብቲ መደበር ውድብ ተሰቒላ። ኣብ ሶሌፍተዮ ዝርከቡ ኣባላት መበል I21 ረጅመንት ኣጋር ሰራዊት፥ ሲቪላውያን ከምኡ’ውን ወተሃደራዊያን ወከልቲ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ተሳቲፎም እዮም። ኣብ ብራስለስ ድማ ልኡኽ ሽወደን ናብ ኔቶ ኣብ ሰደቓ ውሳነ ሓድሽ መንበር ረኺቡ ከምዘሎ ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኔቶ ኣክሰል ቨርኖፍ ገሊጹ’ሎ። …

Read More »

“እንተሓቢርና ሓያላትን ውሑሳትን ኢና”ክሪስተርሾን

ሽወደን፡ ዳርጋ ክልተ ዓመት ድሕሪ ዝወሰደ መስርሕ፡ ሕጂ መበል 32 ኣባል ኔቶ ኮይና ኣላ። ሽወደን ምስ ጎረባብታ ሃገራት ኖርዲክን ባልቲክን ኣብቲ ወተሃደራዊ ኪዳን ኣብ እትጽንበረሉ ዘላ እዋን፡ ንኣስታት 200 ዓመታት ዝጸንሐ “መትከል ዘይሻራነት” መኸተምታ ተጌሩሉ’ሎ። ሬድዮ ሽወደን ኣብ ጎደናታት ዮተቦሪ ንዝረኸበቶም ዜጋታት ብዛኦባ እዚ ታሪኻዊ ለውጢ ፖሊሲ እንታይ ዝበለ ርእይቶ ከም ዘለዎም ኣዘራሪባ፡ ሰፊሕ ርእይቶታት ድማ ረኺባ’ላ። ሓደ ካብዞም ተሓተትቲ …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 20240310

Read More »

ሕጹያት ምርጫ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ብ መረጽቲ ኣይፍለጡን እዮም

ኣስማት ናይቶም ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ምርጫ ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሳተፉ ላዕለዎት ሕጹያት ውድባት ሽወደን ብዙሓት መረጽቲ ከምዘይፈልጥዎ ብስም ሬድዮ ኒውስ ሽወደን ዝተኻየደ ዳህሳስ ኢንዲካተር ኦፒንዮን ኣቃሊዑ። እቶም ዝሓሸ ተፈላጥነት ዘለዎም ድሮ ኣብ ባይቶ ኤውሮጳ ኮፍ ኢሎም ዘለዉ ክልተ ፖለቲከኛታት ኮይኖም፡ ንሊበራላውያን ኣብ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣባል ባይቶ ፓርላማ ካሪን ካርልስብሩን ካብ ማእከላይ ሰልፊ ኤማ ዊስነርን እዮም። ክልቲኦም’ውን እንተኾኑ ብመረጽቲ ዝወሓደ እምነት …

Read More »

ሓድሽ ጸብጻብ፥ ን ጽልዋታት ኮቪድ ኣብ ህጻናት ክምልስ ኣይከኣለን ተባሂሉ

“ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን” ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ጥዕና ህጻናት ዘስዕቦ ሳዕቤን ብዝምልከት ዘካይዶ መርመራ፡ መልከፍቲ ኮቪድ ንህጻናትን ስድራቤቶምን ብኸመይ ብቐጥታ ከም ዝጸለዎም ዝድህስስ ኣይኮነን ብዝብል ነቐፌታ የጋጥሞ’ሎ። ኣብ ክንዳኡ “ማሕበር ኮቪድ ሽወደን” ኣብቲ ጸብጻቡ ምዕጻው ኣብያተ ትምህርትን ካልእ እገዳታትን ንህይወት ህጻናት ብኸመይ ከም ዝጸለዎ ኣተኲሩ ከም ዝጸንሐ ይገልጽ። ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያትን ህዝባዊ ጥዕናን ጃኮብ ፎርስሜድ ንኣገልግሎት ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ …

Read More »

ሽወደን ናብ ኔቶ ተጸንቢራ

ሽወደን ትማሊ ሓሙስ ብዕሊ ኣባል ኔቶ ኮይና፡፡ ሽወደን ብ ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሾን ናብቲ ውድብ ንምጽንባር ዘኽእል ባእታታት ናብ መንግስቲ ኣመሪካ ድሕሪ ምርካቡ’ዩ። ሩስያ ን ዩክሬይን ክትወርር ምኽንያት ዝኾነ ጒዳይ ምስፋሕ ኣባልነት ኔቶ ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሽወደን ናብዚ ወተሃደራዊ ኪዳን ብምጽንባራ ነቲ ን200 ዓመታት ዘካየዳ መትከል “ዘይሻራናት” ብዕሊ ከብቅዕ ምግባራ ዘመልክት እዩ። ሕጂ ባንዴራ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com