Monday , May 6 2024

ስራሕን ቁጠባን

ኢቫ ኖርድማርክ፡ ትጽቢታት ሓደስቲ መጻእቲ፡ ክብ ከምዝብል ክንገብር ኢና

ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወደን፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ስራሕ ክረኽቡ ንኽኽእሉ ምእንቲ፡ ሽወደናዊ ህዝባዊ ኣገልግሎት ስራሕ (ኣርቤትስፎርሜድሊንየን)፡ “ሓደ ዓመት ብጻዕቂ” ዝብል ሓድሽ መደብ ኣተኣታትዩ ከምዘሎ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቶም ናብ ሽወደን ዝመጹ ሓደስቲ ኣጋይሽ፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ትጽቢታቶም ክብ ከምዝብል ክንገብር ኢና ክትብል ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሓቢራ። መደብ “ ሓደ ዓመት ብጻዕቂ”፡ ካብ ዕለት 15 …

Read More »

Harmony Media Voice News 13/04/2021

Read More »

ቤልጁማዊት ኣቕራቢት ተሌቪዥን፡ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ይወርዳ

ሓደ በልጁማዊ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቕራቢት ኲነታት ኣየር ዝኾነት ጸላም ጋዜጠኛ ተሌቪዥን፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ዝመልኦም መልእኽታት ብምስዳዱ፡ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፡ ንዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልታት ክእሰርን 1600 ዩሮ ክቕጻዕን በይንሉ ኣሎ። እዛ ጸላም ጋዜጠኛ፡ ካብ ብርክት ዝበሉ ሰባት፡ ዓሌታዊ መልእኽታት ይመጻ እኳ እንተነበረ፡ ሕጋዊ ክሲ ዝቐረበሉ ግን እዚ ሰብ ጥራይ እዩ። ጋዜጠኛ ሰሲል ጁንጋ፡ ካብ 2018 ኣትሒዛ ብኣሕሉቕታ ከይተረፈ፡ ዓሌታዊ መልእኽታት ክበጽሓ …

Read More »

ምምሕዳር ካልማር፡ ሳልሳይ መድረኽ ክታበት ክትጅምር ትዳሎ

ምምሕዳር ካልማር፡ ቀዳማይን ካልኣይን መድረኻት ክታበት ወዲኣ፡ ናብ ሳልሳይ መድራኽ ክትሰጋገር ምዃና ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ክታበት፡ ካብቶም 80 ዓመት ዝዕድሚእዕም ሰባት እቶም 90% ክታበት ክወስዱ ክኢሎም። ካብቶም ኣብ ካልኣይ መድረኽ ክኽተቡ ዝተመደቡ ኣብ ክሊ ዕድመ 70 ክሳብ 79 ዓመት ዝነበሩ ሰባት ድማ ኣስታት 60% ክታበት ክወስዱ ከምዝኸኣሉ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ክኽተቡ …

Read More »

ኣሜሪካ፡ ንክታበት ጆንሶን፡ ንግዝይኡ ከተቋርጾ ወሲና

መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነቲ ልዕሊ 7 ሚልዮን ኣሜሪካውያን ዝተኸትብዎ፡ ፍርያት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ኮቪድ-19 ንግዝይኡ ከምዘቋረጸቶ ጋዜጣ ዘ ኒውዮርክ ታይምስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነዚ ውሳነ ዝወሰነ፡ ድሕሪ ኣብ ልዕሊ 6 ደቂ ኣንስትዮ ዝተራእየ ደም ናይ ምርጋእ ኣጋጣሚ ምዃኑ ጸብጻባት ይሕብሩ። እዘን ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 48 ዓመት ዝርከባ ሽዱሽተ ደቂ ኣንስትዮ፡ ክታበት ጆንሶን …

Read More »

Harmony Media News 12/04/2021

Read More »

ቻይና፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረዩ ክትባት፡ ትሑት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣለዎ፡ ትብል

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈሪ ዘሎ ክታበት ኮቪድ-19፡ ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ትሑት ምዃኑ ሓደ ላዕለዋይ በዓል መዚ ምቊጽጻር ሕማማት ቻይና ተኣሚኑ። ጋኦ ፉ፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ብቕዓት ናይቲ ክታበት ክብ ንምባል፡ ምስ ካልእ ባእታታት ክትሕውሶ ከም ዝኾነት እውን ሓቢሩ። ሃገረ ቻይና፡ ፍቓድ ዝረኸቡ ኣርባዕተ ዓይነታት ክትባት ጸረ ኮሮና እኳ እንተ ኣማዕበለት፡ ዛጊት ስሉጥነት እዞም ክታበት ትሕቲ 50% ከም ዝኾነ ተገሊጹ። …

Read More »

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ብውሑድ ደረጃ ይጎድል

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ኣብ ሽወደን፡ በብቅሩብ ይትሕት ምህላዉን ዝሓለፈ ሰሙን፡ 6 ሽሕ ሓደስቲ ሰባት ከም ስራሕ ኣልቦ ከም ዝተመዝገቡን 10 ሽሕን 800 ሰባት፡ ስራሕ ወይ ድማ ትምህርቲ ከም ዝጀመሩ ካብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ዝወጹ ጸብጻባት ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ከም ውጻኢቱ ድማ ብዝሒ መጠን ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት 437100 ምብጽሑን ካብቲ ዝነበሮ መጠን፡ ማለት 8.5%፡ ናብ  8.4% ምውራዱ ተፈሊጡ። …

Read More »

ጥንታዊት ከተማ ግብጺ ብኹዕታ ተረኺባ

ንኣስታት 3000 ዓመታት ብሑጻ ምድረበድ ግብጺ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ግብጺ ተረኺባ። እዚ ድሕሪ መቓብርን ቅርሲን ፈርኦን ቱታንካሙን እቲ ዝዓበየ ክኸውን ከም ዝኽእል ቢቢሲ ሓቢራ’ላ። ህቡብ ተመራማሪ ጥንታዊት ግብጺ (Egyptologist) ዛሂ ሓዋዝ እዛ ጥንታዊት ከተማ ኣብ ጥቓ ላቕዛር ብሓሙስ ከም እትረኽበት ገሊጹ። ዛጊት ብዂዕታ ካብ ዝተረኽባ ከተማታት እታ ዝዓበየት ከም ዝኾነት ድማ ኣመልኪቱ። ካብ መስከረም 2002 ኣትሒዙ ብዝተኻየደ ጥንቃቐ ዝመልኦ …

Read More »

ኪም ካራዲሻን፡ ናብ ደምበ ቢልዬነራት ትጽምበር

ኮኾብ ሪያሊቲ ቲቪ ዝኾነት፡ ኪም ካራዲሻን፡ ደምበ ቢልዬነራት ብምጽንባር ኣብ ዓለምና ካብ ዝሃብተሙ ሰባት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ ክብል ጸብጻብ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብናይ ቴሌቪዥንን ካልእን ኣታዊታታ፥ ሕጂ ጠቕላላ ሃብቲ ኪም፡ ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣትዩ ኣሎ ክብል ፎርብዝ ቢዝነስ ዝተባህለ ብዛዕባ ሃብታማት ሰባት ዝዛረብ መጽሔት ሓቢሩ’ሎ። በዚ ድማ ኣብ ዓለምና መበል 2755 ቢልዮነር ተባሂላ ተመዝጊባ’ላ። ኣመሪካዊ መስራቲ ኣማዞን፡ ጄፍ ቤዞስ፡ ብ 177 …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com