Friday , April 26 2024

ኩነታት ኣየር

ብርቱዕ ዕልቕልቕ ክህሉ ከምዝኽእል፡ መጠንቀቕታ ተመሓላሊፉ

ትማሊ ለይቲ፡ ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ፡ ዕልቕልቕ ፈጢሩ ምህላዉን ብዙሓት ህንጻታትን ጽርግያታት ውን ብማይ ተዋሒጦም ከምዘለዉን ብፍላይ ድማ እቶም ትሕቲ ገለርያታት ዝሓልፉ ጽርግያታት፡ ኣብ ብርቱዕ ዕልቕልቕ ከምዝርከቡን  P4 Gävleborg ሓቢሩ ክብል ተተ ኣቃሊሑ። ተቐማጦ እቲ ከባቢ፡ ኣብ ገዝኦም ንኽጸንሑ፡ ኣገልግሎት ህጹጽ ረዲኤት ያቭለ፡ ሓቢሩ ከምዘሎ፡ እታ ጋዜጣ ገሊጻ። ኣገልግሎት ህጹጽ ረዲኤት፡ ነቶም ብቐዳምነት ዝሰርዖም ህንጻታት፡ ብፖምፓታት እናተጠቀመ፡ ማይ …

Read More »

Harmony Media News 28/07/2021

Read More »

ቻይና፡ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ዝሰዓበ ዕልቕልቕ፡ 12 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ማእከላይ ቻይና፡ ብዝተኸስተ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ዕልቕልቕ፡ 12 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ ድማ ካብ ኣባይቶም ክግዕዙ ከም እተገደዱ ተገሊጹ። ኣብ ማእከላይ ቻይና፡ ኣውራጃ ሄናን፡ ዝርከባ ልዕሊ ደርዘን ከተማታት እንተላይ ርእሰ ከተማኣ፡ ዠንግዡ፡ በዚ ብርቱዕ ዝናብ ተጸልየን ምህላወን ተፈሊጡ። ዝናብ ክሳብ ደረት እኹል ሰብ ከም ዝበጽሐ ብሰፊሑ ዝዝርግሑ ዘለዉ ስእሊታት ማሕበራዊ ሚድያ የረድኡ። ፕረዚደንት ቻይና፡ ዢ …

Read More »

12 / 07 / 2021 Harmony News

Read More »

ኣብ ምዕራብ ኣመሪካ፡ ሓደጋ ባርዕ ተኸሲቱ

ኣብ ምዕራብ ኣመሪካ፡ ኣብ ብርክት ዝበለ ቦታታት፡ ብሰንኪ ልዑል መጠን ሙቐትን ነቕጽን ሓያል ባርዕ ከም እተኸስተ ተገሊጺ። ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ሓደጋ ንምቁጽጻር፡ ኣገልግሎት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ክሳብ ዕማሞም ዝውድኡ ተቐማጦ እቲ ከባቢ፡ ካብቲ ቦታ ክግዕዙ ተነጊርዎም ኣሎ። ኣብ ካሊፎርኒያ ብሰንኪ ምቊራጽ መስመር ጸዓት፡ ተቐማጦ እታ ከተማ፡ ጸዓት ክጥቀሙ ከም ዘይከኣሉ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ’ሎ። ዝሓለፈ ቀዳም፡ ኣብ ኣሪዞና፡ ክልተ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ …

Read More »

ሰር ዴቪድ ኣተንበሮው፥ “ካብ ኮቪድ ዝኸፍእ ሓደጋ ይጽበየና ኣሎ” ኢሉ

ብምኽንያት ምቅይያር ክሊማ ዓለምና: ኣብ ዝመጽእ 10 ዓመታት: ካብ ለበዳ ኮሮና ዝኸፍእ ቅልውላው ከጋጥማ ይኽእል እዩ ክብል ተመራማሪ ብዝሒ ስነህይወት: ሰር ዴቪድ ኣተንበሮው: ገሊጹ። ንሱ: ዝመጽእ ሕዳር ኣብ ግላስጎው ዝካየድ ዋዕላ ክሊማ ኣመልኪቱ እዩ ነዚ መግለጺ ሂቡ ዘሎ። እዚ ዋዕላ: ሙቐት ዓለምና ካብ 2°C ንኸይዓቢ ጽልዋን ጸቕጢን ከሕድር ይኽእል እዩ ዝብል ዓብዪ ትጽቢት ተጌርሉ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ: ሓለዋ ተፈጥሮ ቀንዲ …

Read More »

ወቕቲ ክረምቲ ኣትዩ……… ናይ ፍርቂ ለይቲ ጸሓይ ውን ተመሊሳትና

ኣብ ሽወደን፡ ወቕቲ ክረምቲ ብወግዒ ምጅማሩ ናይ ትማሊ ሓሙስ ሰዓታት ምብራቕ ጸሓይ ኣበሲሩ። ኣብ ርሑቕ ሰሜን ሽወደን እትርከብ ትሪየሪክስትሮሰት (Treriksröset) ኣብ ከባቢ ሰዓት 1፡02 ወጋሕታ ጸሓይ ምብራቓ፡ ንምጅማር ወቕቲ ክረምቲ ኣብ ሽወደን ዘበሰረ እዩ ነይሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ክሳብ ዕለት 18 ሰነ፡ ክሳብ ዕለት 18 ሓምለ ዘሎ ግዜ፡ ጸሓይ፡ ን24 ሰዓታት፡ ኣብ ልዕሊ ደረት ትርኢት፡ ክትከውን ምዃና ተፈሊጡ …

Read More »

መጠን ምፍናው በካሊ ጋዝ ቻይና ካብ ድምር ኲለን ምዕቡላት ሃገራት ከም ዝዛይድ ተገሊጹ።

  ብመሰረት መጽናዕቲ ሮድዩም ግሩፕ: ኣብ ዓመተ 2019: ቻይና: 27% ናይ ዓለምና በካሊ ጋዝ ኣመንጪያ ኣላ። ብኻልኣይ ደረጃ እትስራዕ ኣመሪካ ኮይና 11% ህንዲ ኸኣ 6.6% ከም ዘመንጭዋ እቲ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ስምምዕ ክሳብ ዝብጻሕ: ኣብ ዓለምና ዝወርድ ዘሎ ክሊማዊ ለውጢ: ዝኾነ ዓይነት መፍትሒ ክርከቦ ኣይክእልን እዩ ክብሉ ተመራመርቲ ሻቕላኦም ይገልጹ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት: ካብ …

Read More »

ብሰንኪ ምዝንባል ክሊማ፡ ሚልዮናት ሶማላውያን ንጥሜት ይቃልዑ

ብስንኪ ሕማቕ ክሊማን ወራር ኣንበጣን ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ሶማላውያን ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዖም ኣለዉ ክብል ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት ሓቢሩ። እዚ ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ትካል፡ ፍርያት ኣሕምልቲ እታ ሃገር፡ ብ 80% ምንቊልቋሉ ገሊጹ’ሎ። ብዘይካ’ዚ፡ ካብ መሸጣ ከብቲ ዝርከብ ዝነበረ ኣታዊ ሸርፊ ወጻኢ፡ ብ 55% ምጒዳል ከም ዘርኣየ፡ ዝሓበረ እቲ ትካል፡ ኣዴታት ንደቀን ኣብ መዓልቲ ሓንሳብ እውን ክምግባ ይሽገራ ኣለዋ ኢሉ’ሎ። ገሊኣቶም ድሮ …

Read More »

ሽወደናዊት ግሬታ ሶንበሪ፡ ጒባኤ ግላስጎው፡ ክውንዘፍ ይግባእ ትብል

ግሬታ ሶንበሪ፡ ኣብቲ ኣብ ዝመጽእ ሕዳር ኣብ ግላስጎው ዝካየድ ጒባኤ ክሊማ ዓለምና COP26 ከም ዘይትሳተፍ ገሊጻ’ላ። ጓል 18 ዓመት ሽወደናዊት ተጣባቒት ክሊማ፡ ኣብዚ ጒባኤ ዘይትሳተፈሉ ምኽንያት፡ ብሰንኪ ከበዳ ኮሮና ምዃኑ ገሊጻ’ላ። ሓደጋ ለበዳ ኮሮና እናሃለወ ጒባኤ ምክያድ ኣይግድን፡ እዚ ጒባኤ ክውንዘፍ እዩ ዘለዎ ድማ ኢላ። ንሳ ብውሕዱ ዝበዝሐ ህዝቢ ክሳብ ዝኽተብ መንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ጉባኤ ከጽንሖ ተላብያ’ላ። ኣብዚ ጒባኤ ሕቶ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com