Sunday , April 28 2024

ስራሕን ቁጠባን

Harmony Media News 08/09/2021

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ንድጎማ ዕዳጋታት ስራሕ፡ ቢልዮናት ክሮነር ሰሊዑ

መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ንዕዳጋታት ስራሕ ንምስሳን ብምባል፡ ኣስታት 8 ቢልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኤቫ ኖርድማርክ፡ ኣብ ዘካየደቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብቲ ተሰሊዑ ዘሎ መጠን ገንዘብ፡ 2,5 ቢልዮን ክሮነር ንደለይቲ ስራሕ ክምደብ ምዃኑ፡ 1.2 ቢልዮን ክሮነር ድማ ስራሕ ንምድላይ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ንኽወሃብ ተመዲቡ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ናይ ስራሕ ኣልቦነት ክፍሊት ውሕስነት …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ 11,394 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከምዝኾኑን 9,981 ሰባት ድማ ስራሕ ዝጀመሩ ከምዝኾኑ መዛግብቲ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ 400,117 ብምብጽሑ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.7% ምዃኑ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ብዝሒ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 ዓመት ዝርከቡ መንእሰያት …

Read More »

Harmony Media News 06/09/2021

Read More »

ንጸሓያዊ ምንጪ ኤሌክትሪክ ኣፍሪቃ፡ ዝኸውን ሓገዝ ክግበር እዩ

ብጸሓያዊ ምንጪ ጸዓት ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ኣብ ኦንላይን ዘየለዉ ሰባት ክሕገዙ ክኽእሉ እዮም። ነዚ ክዉን ንምግባር ሲዳ ናይ ለቓሕ ሓገዝ ክህብ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ’ሎ ክብል ማዕከን ዜን ተተ ሓቢሩ። ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ናእሽቱ ትካላት ቢዝነስ ምህናጽ ተጀሚሩ ዝነበረ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ከም እተቛረጸ ተመልኪቱ። በዚ ጸዓት ኣቢልካ ዝግበር ዝነበረ ምምላእ ባትሪ  ሞባይልን ናይ ገጠር ስርዓተ መብራህቲን፡ ብምኽንያት ምቊራጽ ፋይናንሳዊ ሓገዝ …

Read More »

Harmony Media News 03/09/2021

Read More »

ስራሕ ዝደልዩ ሰባት፡ ከምዝተኸትቡ መረጋገጺ ክሕተቱ እዮም

ኣብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡ መረጋገጺ ክሕተቱ ዝኽእልሉ መንገዲ ንምፍጣር፡ ምምሕዳር ዳላርና፡ እማመ ኣቕሪቡ፡ መጽናዕታት ከምዝጀመረ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ጥዕና ናይቶም ሕሙማት ንምውሓስ ተባሂሉ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እዩ ክብል ኣማኻሪ እቲ ምምሕዳር፡ ኡልፍ በርግ፡ ከም መርተዖ ናይቲ ውሳኔ ኢሉ ዘቕረቦ ምኽንያት እዩ። ከም ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ምዃንና፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ንኸይስዕርር፡ ዝከኣለና ክንገብር …

Read More »

Harmony Media News 01/09/2021

Read More »

ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ኣብ ዝቕጽል ቀውዒ፡ ክውስኽ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ተመሓላሊፉ

ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ ከጋጥም ዝኽእል ልዑል ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት ንምውጋድ፡ ክሊማዊ ለውጢ ክህሉ ኣገዳስነቱ ዓቢ እዩ ክብል ኩባንያ ቫተንፎል ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ወቕቲ ክረምቲ፡ ዋሕዲ ዝናብ፡ ንፋስ ከምኡ ውን ምሕዳስ መደበር ኑክሌራዊ ጸዓት ተደሚርዎ፡ ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ንክውስኽ ጠንቂ ከምዝኾኑን፡ ሕጂ ውን፡ ዋጋታት ክውስኹ ድማ ተኽእሎታት ከምዘሎ እቲ ኩባንያ ወሲኹ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ሃይድሮኤሌክትሪክ፡ ተወሳኺ …

Read More »

Harmony Media News 30/08/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com