Saturday , April 27 2024

ስራሕን ቁጠባን

ኣብ ዮተበሪ ሓድሽ ፋብሪካ ባተሪ ክህነጽ እዩ። 

ኩባንያታት መፍረ መካይን ኖርዝቮልትን ቮልቮን ኣብ ቶርስላንዳ ዮተበሪ ሓድሽ ናይ ባተሪ ሼላ ክሃንጹ ምዃኖም፡ እዚ ድማ ን 3000 ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ክኸፍት ከም ዝኽእል ሎሚ ንግሆ ገሊጾም። እዚ ትካል ኣብተን ቀጺለን ዝፈርያ ሓደስቲ ብኤለትሪክ ጥራይ ዝዓያን መካይን ቮልቮን ፖለስታርን ዝኸውን ናይ ባተሪ ሼላታት ከፍሪ እዩ።. ህንጸት እዚ ባተሪታት ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣብ 2025 ክውዳእ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ወፍሪ 30 …

Read More »

ሓምላይ ሰልፊ ኖርወይ ዋጋ መጓዕዝያ ክጐድል ይጽውዕ።

ኣብ ኦስሎ ዝመደብሩ ሓምላይ ሰልፊ ኖርወይ፡ ዋጋ ህዝባዊ መጓዓዝያ ኩባንያ ሩተር ከም ዝሓስር ብምግባር ሰብ መካይን በዚ ክጥቀሙ ከም ዝደሊ ገሊጹ። “ ኣብቲ ምስ ቪከን እንገብሮ ዘሎና ልዝብ ፓኬጅ 3 ኦስሎ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ቀዳምነትና ንዋጋ ወከፍ ቲኬት ብ 20% ከም ዝጐድል ምግባር እዩ” ክትብል ኣብ ጉዳይ ኣከባቢን መጓዓዝያን ኣማኻሪት ምምሕዳር ከተማ ሲሪን ስታቭ (MDG) ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢራ። ኣብ ምውዳእ …

Read More »

ሽማግለ ቁጠባ፡ ንንጥፈታት ዝግበር ናይ ሓገዝ መስርሕ ክልወጥ ድሌት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ

መንግስቲ፡ ነቲ ናይ መልከፍቲ እዋን ብዝምልከት ንተወሳኺን ንዝተፈላለዩ ባህላዊን ካልኦት ንጥፈታትን ዝግበር ሓገዝ ዘለው ሕግታት ክልውጦም መጸዋዕታ ከም ዝቐረበ ተፈሊጡ። እዚ ድማ ውጽኢት ናይ ቁጠባ ሽማግለ ዘተኣታተዎ ናይ ክልተ ተወሳኺ ጽገናዊ ባጀት ከም ዝኾነ ተፈሊጡ’ሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ሽማግለ ቑጠባ እቲ ባይቶ (Riksdag) ነቲ ናይ መንግስቲ ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዘተኣታተዎም እማመታት ናይ ተወሰኽቲ ረቛሒታት ብዝምልከት ብኽፋል ንኸጽድቖ እማመ …

Read More »

Harmony Media News 31/01/2022

Read More »

Harmony Media News 21/01/2022

Read More »

Harmony Media News 19/01/2022

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 374,497 በጺሑ ምህላዉን፡ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ክነጻጸር እንከሎ፡ ብኣስታት 2,827 ከም ዝጎደለ እዚ ድማ 7.4% ከም ዝኾነን፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት፡ ስራሕ ከምዝጀመሩን 8,393 ሓደስቲ ሰባት ኣብ መዝገብ ስራሕ ኣልቦ ከምዝሰፈሩ እቲ ቤት ጽሕፈት ገሊጹ። …

Read More »

ኣሜሪካ . . . ኣብ ውሽጢ 40 ዓመታት፡ እቲ ዝለዓለ መጠን ዝቕባበ ኣመዝጊባ

ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2021 ዝነበረ ዋጋ ናይ ሃለኽቲ ኣቕሑት ምስቲ ናይ ወርሒ ሕዳር ክዋዳደር ከሎ ብ0.5 ሚእታዊ ከምዝወሰኸ ጨንፈር ዕዮ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ድማ፡ ዓመታዊ፡ ናይ 7.0 % ወሰኽ ናይ ዝቕባበ እዩ ዘመላክት። ኣቐድም ኣቢሉ፡ ዝለዓለ መጠን ዝቕባበ ተመዝጊብሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ዓመተ 1982 ምንባሩ ይዝከር። ይኹን እምበር እዚ መጠን ናይ ዝቕባበ፡ ካብ …

Read More »

ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ ቁጠባ ሽወደን፡ ዕቤት ከም ዘርኣየ ተሓቢሩ

ብመሰረት ካብ ኣፈናዊ መሐበሪ ስታትስቲክስ ሽወደን ዝተረኽበ ጸብጻብ፡ ኣብ ሽወደን ዘሎ ሓፈሻዊ ዘቤታዊ ፍርያት ማለት GDP ምስቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ወርሒ ክነጻጸር እንከሎ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብ 0.2% ከም ዝወሰኸን ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ተማሳሳሊ ወርሒ ዝነበረ ክነጻጸር እንከሎ ድማ ብ 5.4% ዕቤት ከም ዘርኣየ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ ብምኽንያት ዘሎ ናይ ዓውደ-ኣዋርሕን ወቕታዊ ለውጥታትን ውን እቲ ኣሃዛዊ …

Read More »

Harmony Media News 10/01/2022

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com