Monday , April 29 2024

ቁጠባ

ኤውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዝለዓለ መጠን ዝቕባበ ኣመዝጊቡ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ፤ ኤውሮጳዊ ሕብረት፤ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዘለዓለ ከምዝኾነ ዝንገረሉ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ብምምዝጋቡ፤ እቲ መጠን ናብ 3% ክብ ኢሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ክብርኽ ከምዝኽእል ገምጋማት ከምዝነበረን እቲ ገምጋም ግን ክሳብ 2.7% ክበጽሕ ትጽቢት ተገይሩ ምንባሩ ይፍለጥ። ምውሳኽ ዋጋታት ነዳድን መግብን ጠንቂ ናይ ቁጠባዊ ዝቕባበ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ማእከላይ …

Read More »

Harmony Media News 01/09/2021

Read More »

ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ኣብ ዝቕጽል ቀውዒ፡ ክውስኽ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ተመሓላሊፉ

ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ ከጋጥም ዝኽእል ልዑል ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት ንምውጋድ፡ ክሊማዊ ለውጢ ክህሉ ኣገዳስነቱ ዓቢ እዩ ክብል ኩባንያ ቫተንፎል ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ወቕቲ ክረምቲ፡ ዋሕዲ ዝናብ፡ ንፋስ ከምኡ ውን ምሕዳስ መደበር ኑክሌራዊ ጸዓት ተደሚርዎ፡ ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ንክውስኽ ጠንቂ ከምዝኾኑን፡ ሕጂ ውን፡ ዋጋታት ክውስኹ ድማ ተኽእሎታት ከምዘሎ እቲ ኩባንያ ወሲኹ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ሃይድሮኤሌክትሪክ፡ ተወሳኺ …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ 1594 ሰባት፡ ካብ ስራሕ ክሰናበቱ ምዃኖም ተሓቢሮም ክብል ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ማለት መበል 34 ሰሙን፡ 7880 ሓደስቲ ሰባት ኣብ መዝገብ ስራሕ ኣልቦ ከምዝሰፈሩን በዚ ድማ ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 402 ሽሕ በጺሑ ምህላዉን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ድማ 7.8% ምብጽሑ ጸብጻባት ኣርቤትፎርሜድሊንየን ሓቢሮም። ኣብ ተመሳሳሊ …

Read More »

Harmony Media News 30/08/2021

Read More »

Harmony Media News 27/08/2021

Read More »

ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ድሕሪ 44 ዓመታት: መኽሰብ ረኺበ ይብል 

መንግስታዊ ኲባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ኣብ ናይ 44 ዓመታት ታሪኹ: ንመጀመርታ ግዜኡ መኽሰብ ከም ዝረኸበ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዚ ዓወት ብውሕሉል ኣታሕዛ መንግስቲ ዝተረኽበ እዩ ክብል ላዕለዋይ ሚኒስተር ነዳዲ ፕረዚደንት: መሓመድ ቡሃሪ: ገሊጹ’ሎ። ኣብ 2020: መኽሰብ ሃገራዊ ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ (NNPC) 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ ምንባሩ ይፍለጥ። ቅድሚኡ ኣብ ዝነበራ ዓመታት ዓበይቲ ክሳራታት የጋጥሞ ምንባሩ እቲ ዜና ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። ዓሚ ኣብ ዓለምና …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ 74 ቢልዮን ክሮነር፡ ከውፍር መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ

መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ባጀት’ዚ፡ ንሽወደን፡ ካብቲ ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላው ኣውጺኡ ናብ ቅድሚት ዝወስድ ክኸውን እዩ። ብሰንኪ ዝተገብረ ናይ ዕጽዋ ጌጋታት ስዒቡ ዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ካልኣይ ግዜ ክንደግሞ የብልናን ክትብል፡ ማግዳለና፡ ወሲኻ ገሊጻ። መንግስቲ ሽወደን፡ ንናይ እዚ ዓመት መጠን ዕቤት …

Read More »

Harmony Media News 25/08/2021

Read More »

ዋጋታት ኣባይቲ፡ ይውስኽ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ዋጋታት ኣባይቲ፡ ከም እንደገና እናወሰኹ ይመጹ ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ወርሓት ሰነን ሓምለን፡ ዋጋታት ኣባይቲ ክጎድል ከምተራእየ ዝዝከር እዩ። ኣብ ምጅማር ናይ ወቕቲ ክረምቲ፡ ማለት ወርሒ ሓምለ፡ ዋጋታት ኣባይቲ ብ0.2% ምጉዳሉ ስታትስቲካዊ ጸብጻባት ቫልዩጋርድ፡ ይሕብሩ። ዋጋታት ናይ ቪላታት ውን ክውስኹ ከም ዝተራእዩ፡ ጸብጻባት ይሕብሩ። መዐቀኒ ቫልዩጋርድ፡ ኣብተን ኣብ ስቶክሆሎምን ዮቶቦሪን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com