Monday , April 29 2024

ኩነታት ኣየር

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 22, ሓምለ 2019

Read More »

ኣብዚ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝልዓለ ሙቐት ክህሎ ሙኻኑ ተሓቢሩ!!

ብ መስረት ሓቤሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብ መላእ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን ዝልዓለ ደረጃ ሙቐት ከምዝህሉ ይትንበ። ብ መስረት ሓቤሬታ እዚ በዓል መዚ ኣብ ደቡባዊን ሰሜናዊ ክፍል ሽወደን ካብ 25 ሲጋብ 28 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ዝዓቐኑ ኩነታት ኣየር ክህሉ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ንከባቢ ስቶኮልም ሓዊሱ ድማ ካብ 27 ሲጋብ 29 ክህሉ ብፍላይ ኣብ ሓሙስን ዓርብን ድማ ሲጋብ 31  ዲግሪ ሰንቲ ግረድ …

Read More »

ሽወዓት ሰባት ሓደጋ በርቒ የጋጥሞም !!

ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ ከታማ ሓቢሩ። ዝበዝሑ ግድያት ካብ ጀርመን ዝመጹን ኣብ ክሊ ዕደመ 14ን 15ን ዕደመ ዝረከቡ ኮይኖም ኣብቲ ከባቢ ሲጋብ 100 ዝኾኑ መንእሰያት ኣብ እቲ ምምሕዳር ዘዳለዎ ሰሚናር ክካፈሉ ዝመጹ ሙኻኖም ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ፖሊስ እዛ ከተማ ከምዝሓበሮ ዝኾነ ከቢድ ሓደጋ ከምዘየጋጠመ እቶም ቁሩብ ናይ ምቅጻል …

Read More »

ድሕሪ እዚ ከቢድ ዝናብ ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ከምዝህሉ ኣገልግሎት መትሮሎጂ ሽወደን ይሕብር!!

ድሕሪ እዚ ከቢድ ዝናብ ኣብ ዝበዝሕ ከባቢ ሽወደን ሲጋብ 25 ዲግሪ ሰንትግረድ ዝበጽሕ ሙቐት ከምዝህሉ ኣገልግሎት መትሮሎጂ ሽወደን ይሕብር። ኣብዚ ዘሎ ናይ ክረምቲ እዋን ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ቁልጡፍ ዝቀያየር ኩነታት ኣየር ዘሎ ኮይኑ ብመስረት ኣገልግሎት ሓቤረታ መትሮሎጂ ሽወደን ከቢድ ዝናብ ኣብ ሰኑይ ሰሉስን ክህሉ ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ድማ ሙቐት ክከውን ይጽበ። መጠን ሙቐት ኣብ ዝበዝሔ ክፋል ሽወደን ካብ 20 ሲጋብ …

Read More »

ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ሙቀት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ትጽቢት ይግበር!!

ብመስረት ትንበያ ብዓል መዚ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ሙቀት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ኣብ መላእ ሽወደን ከምዝህሉ ሙካኑ ይእምት ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ፍርቂ ሰሙን ኣብ ሰሜናዊን ደቡባዊ ክፋላት ጸሓይ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ኣብ ማእከላ ክፋል ድማ ማይ ዝተሓወሶ ኩነታት ክህሉ ይጽበ ። ብመስረት ሕጂ ዘሎ ትንበያ ኣብ መብዝሕትኡ ክፋል ሽወደን 20 ዲግሪ ሰንቲግረድ ዝዕቀን ሙቀት ክህሉ ኣብ …

Read More »

ኣብ ዝመጺእ ሰመን ማእከላይ ኩነታት ኣየር ክህሉ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ይትንበ!!

ኣብዚ ቕጽል ሰሙን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን መጠን ዝናብን መቐትን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ክትብል ኪኢላ እዚ ዓውዲ ቻርሎታ ኤሪክሰን ሓቢራ። ብመስረት ትንበያ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ማለት SMHI ትጽቢት ዝግበረሉ ኩነታት ኣየር ካብ 15 ስጋብ 20 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ካብ 10 ስጋብ 15 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ሰሜናዊ ክፈላ ክህሉ ትጽቢት ይግብር። ብተወሳኪ ተቀያያራይ ዝናብን ንፋስን …

Read More »

መጠንቀቅታ ባርዕ ጫካታት!!

በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ብሰንኪ ደረቅ ንፋስን ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ብቀዳማይ ደርጃ ኣብ ከባቢ ጎትላንድን (Götaland) ደቡባዊ ስቨላን (Svealand) ኩነታት ኣየር 30 ዲግሪ ክበጽሕን ባርዕ ጫካ ክኽሰት ተኽእሎ ከምዘሎ ይእምት ኣሎ። ኣብ ሰመናዊ ክፋል ናይዚ ዝተጠቅሰ ከባቢታት ግና ተክእሎ ናይ ዝናብ ስለ ዘሎ ሓደጋታት ተኽእሎ ባርዕ ጫካ ዝተሓተ ክብል እቲ በዓል መዚ ገሊጹ።

Read More »

ዝመጽእ ሰሙን ዙሑል ኩነታት ኣየር ክህሉ ትጽቢት ይግበር!!

ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክሕሉ ኣገልግሎት ትጽቢት ይግበር። ብመሰረት ካብ ውቕያኖሳት ዝነፍስ ዘሎ ዙሑል ኩነታት ኣየር ኣብ ከባቢ ሰሜን ሽወድን ኣብ ግዜ ለይቲ ስጋብ 0  ክህሉ ኣብ ዝተረፈ ከፋል ሽወደን ካብ 15 ስጋብ 20 ዲግሪ ሰንት ግሬድ ክህሉ ትጽቢት ኣሎ።

Read More »

ኣብዚ ሰሙን እዚ ስጋብ 30 ዲግሪ ዝበጽሕ ሙቐት ክህሉ እዩ!!

ክሳብ 30 ዲግሪ ዝጸንሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሓ ሰሙን ክትከውን እያ ተባሂላ። ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ሎሚ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ክሳብ 30 ዲግሪ ዝነጽሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሖ ሰሙን ከም ዝኸውን ገሊጹ’ሎ። ብመሰረት እዚ ማእከል ኣብ ጉትላንድ መጠን ሙቐት ካብ 25/6 ዲግሪ ሼልሰስ ክኸውን እዩ ተባሂሉ ተገሚቱ’ሎ። ኣብ ስቭላንድን ኖርላንድን ክሳብ 22 ዲግሪ ክበጽሕ ከም ዝኽእል እውን ተመልኪቱ’ሎ።

Read More »

ኣብ ጥቓ መዓርፎ ነፈርቲ ስቶክሆልም ዓብዪ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢሙ!!

ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ነዚ ሰኑይ ዝጀመረ ሓዊ ንምጥፋእ ኣብ ምርብራብ ከም ዝርከቡ ኸኣ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ሓዊ መበገሲኡ ሃሩርን ነቕጽን ኮይኑ ኣብ ኒቢገት ወረዳ ኣብ ሓሙሽተ ሄክታር ዝበጽሕ ቦታ ምኽሳቱ ተፈሊጡ። ኣብዚ ምርብራብ፥ ምስ ኣንፈት ንፋስ እናተንቀሳቐሱ ዝዓዩ 12 ኣሃዱታት መጥፋእቲ ሓዊን ክልተ ሄሊኮፕተራትን ተዋፊረን ምህላወን ተፈሊጡ’ሎ። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ጸሊም ትኪ ብጻዕቂ ዝረኣየሉ ስእሊታት ዝተራእዩ ኮይኖም ዝኾነ ምትእጒጓል ትራፊክ ከም ዘይተራእየ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com