Monday , April 29 2024

ኩነታት ኣየር

ዳግም ውርጪ ዝበዝሖ ቑሪ ኣብ ሽወደን ኣይክኽሰትን እዩ!!

ኣብ መወዳእታ ናይዛ ሚእቲ ዓመት ኣዝዩ ቈራሪና ውርጪን ዝበዝሖ ኲነታት ኣብ ሽወደን ዘይክህሉ ምዃኑ ተገሊጹ። ትንበያ ኲነታት ኣየር ሽወደን ከም ዘመልከቶ ኣብ ዝሓለፈ ሓጋይ ኣብ ሽወደን ዝነበረ ልዑል መጠን ሙቐት ንዝመጽእ መወዳእታ ሚእቲ ዓመት ማእከላይ መጠን ሙቐት ክኸውን እዩ ኢሎም ኣለዉ። ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻቡ ኣብ መላእ ሽወደን ማእከላይ ገምጋም ሙቐት ርኡይ ወሰኽ ምምዝጋቡ ኣስሚሩሉ’ሎ። ብመሰረት እዚ ጸብጻብ …

Read More »

በርቂ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን ባርዕ ኣስዒቡ!!

ትማል ለይቲ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ሽወደን ማዕበል ዝናብን በርቅን ምስዓቡ ተገሊጹ። “እዚ በርቅን ማዕበል ዝናብን ሰዓት 4፡30 ለይቲ ዝጀመረ ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ቐጺሉ’ሎ” ክብል በዓልመዚ ህጹጽ ሓደጋ ደቡባዊ ዞን ስተፋን ሉንድክቪስት ምስ SVT ኣብ ዝገበሮ ዕላል ገሊጹ’ሎ። ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰዓታት ኣብ Dalarna ዝርከቡ መጥፋእቲ ሓዊን ኣገልግሎት ህጹጽ ሓደጋን ክሳብ 6 ዝበጽሕ ጻውዒታት ምቕባሎም ገሊጾም ኣለዉ። ኣብ Norberg በርቂ ብዘውረዶ …

Read More »

ሽወደን ብርቱዕ ዝናብ ይሃርም ብምህላዉ ሓደጋ ባርዕ ጫካ ክጐድል እዩ ተባሂሉ!!

ኮሚሽን ሜትሮሎጂ ሽወደን በርቅን ንፋስን እተሓወሶ ዝናብ ይሃርም ምህላዉን ብ ጠቕላላ ልዕሊ 35 ሚሊሜትር ዝናብ ክሃርም ትጽቢት ምህላዉን ተገሊጹ። እዚ ማዕበል ዝናብ ሎም ንግሆ ኣብ Östersjön ዝጀመረ ኮይኑ ናብ Gotland ገጹ ይግስግስ ኣሎ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ሽወደን በዚ ማዕበል እተወራ ከተማታት ሸወደን ዛጊት Skåne, Blekinge,Gotland. Kronoberg,Gotland. Halland, Jönköping, Kalmar, Öland, Gotland እየን። እቲ ኤጀንሲ ኣብ ገለ ከባቢታት ብፍላይ …

Read More »

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ንዕድሜ ዝደፉኡ ሰባት መጠንቀቕታ የመሓላልፍ!!

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ንዕድሜ ንዝደፉ መጠንቀቕታ የማሓላልፍ!! ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ንብዙሕ መዓልታት ዝጸንሕ ማዕበል ሃሩር ምህላዉ ንዝሸምገሉ የጠንቅቕ። ካብ ሓሙስ ዝጀመረ ንሰልለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝጸንሕን ማዕበል ሃሩር ከም ዝህሉ ብምግላጽ ጽንዕ ዝበለ ሕማም ንዘለዎምን ብዕድሜ ዝደፉኡ ዘድሊ ጥንቃቐ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኤረብሮ ኣፕሳላን ስቶክሆልምን ሙቐት ካብ 26 ክሳብ 30 ክበጽሕ ከም ዝኽእል እውን ተነብዩ’ሎ።

Read More »

ሃገራዊ በዓል ሽወደን ብ ኸቢድ ሙቀት ይበዓል ኣሎ!!

ሎሚ መዓልቲ 6 ሰነ ሃገርዊ በዓል ሽወደን ኣብ መላእ ዝሃገር ኣብ ከቢድ ሙቐት ኩነታት ኣየር ይበዓል ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት ፈሉይ ዝገብሩ ኣበ ገለ ኸባቢታት ሽወደን ልዕሊ 30 ዓቀት ዝተመዝገበሉ ኮይኑ ተራእዩ። ኣብ ከባቢ ኦስተር ጎትላንድ ልዕሊ 30 ዓቐን ሙቀት ክምዝገብ ከሎ ብፍላይ 30.1 ድማ ኣብ ከተማ ሆርን ተመዝጊቡ ኣሎ። በንጻሩ ድማ ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ከባኢ ዕስራታት ተመዝጊቡ …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 06 ሰነ 2019

Read More »

ትንቢት ኩነታት ኣየር ሽወደን ክምሓየሽ ምኻኑ ኣሚቶም!!

ንኽልተ ሳምንቲ ድሕሪ ዝቐነየ ዝናብን ዝተዘበራረቐ ኲነታት ኣየርን ካብ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ሽወደን ክመሓየሽ እዩ ክብሉ ክኢላታት ሜትሮሎጂ ተነብዮም። ብመሰረት ክኢላታት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብ ገለ ክፋላት ደቡብ ጎትላንድ Götaland ገሊኡ ከባቢታት ሙቐት ክሳብ 25 ዲግሪ ሴልሴስ ክበጽሕ ይኽእል እዩ ተባሂሉ’ሎ። ድሕሪኡ ኣብ ዝስዕብ ሰሙን ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ኲነታት ኣየር ብዙሕ ርግጸኛ ፍልጠት የብልናን ትብል ክኢላ እዚ ዓውዲ ሶደርበሪ። እንተኾነ ግና …

Read More »

ኣዝዩ ሓደገኛ ዓሌት መለግለጋይ ዓሳ ( ጀሊፊሽ) ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ተራእዩ !!

እዚ ዓሌት መለግለጋይ ዓሳ መልመስቲን ምድኻም ህዋሳትን ከስዕብ ከም ዝኽእል ብምሕባር ሰባት ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ካብ ምሕንባስ ንግዚኡ ክቚጠቡ ተመራመርቲ ኣተሓሳሲቦም ኣለዉ። እንተኾነ እዚ መለግለጋይ ዓሳ መኣስ ካብቲ ቦታ ክእለ ምዃኑ ዛጊት ንጹር ግዜ ኣየቐመጡን ይብል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዮተበሪ ተመራማራይ ዓሳታት Thomas Dahlgren። ዝሓለፈ ዓመት እዚ ዓሳ ኣብ እተራእየሉ ገማግም ዝሓንበሱ ሰባት ኣብ ጥዕናኦም ከቢድ ሳዕቤናት ምውራዱ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ዓይነት …

Read More »

መጠንቀቅታ ካብ ትካል ሜትሮሎጂ ስዊድን (SMHI)

ኣብ ከባቢ ቫርምላንድ ትነብሩ ሰባት ኣብቲ ከባቢ ክሳብ 36 ሚሚ ዝዓቀኑ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ንሎሚ ሓሙስ 23 ግንቦት 2019 ክዘንብ ምካኑን እዚ ኸኣ ዕልቅልቅ ከኸትል ከምዝኽእል ካብ ትካል ሜትሮሎጂ ስዊድን (SMHI)ሓቢሩ ስለዘሎ ኣብቲ ከባቢ ትነብሩ ጥንቃቐ ክትገብሩ ንሕብር።

Read More »

ሽወደን ንኢራቕ ክትህቦ ዝጸንሐት ስልጠና ኣቋሪጻ።

ሽወደን ወታሃደራዊ ሓይሊ ንምዕባይ ክትህቦ ዝጸንሐ ስልጠና ደዉ ክብል ከምዝወሰነት ሚኒስትሪ ምክልኻል ሽወደን ሓቢሩ። ምኽንያት ኣብታ ሃገር ተፈጢሩ ዘሎ ምሽምራር ኩነታት ጸጥታ ምዃኑ ተሓቢሩ። ብዘይካ እዚ ሃገራት ጀርመንን ሆላንድን እዉን ተመሳሳሊ ስጉምቲ ወሲደን ከምዘሎዋ ተፈሊጡ። ኣቕድም ኣቢሉ እዉን መንግስቲ ኣሜሪካ ብዘይካ ኣገደስቲ ሰራሕተኛታት መብዛሕቲኦም እባላት ኤምባሲ ኣሚሪካ ኣብ ዒራቕ ካብ ሃገራ ከምዝስሓበት ተመልኪቱ። ብመሰረት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com