Thursday , May 2 2024

ዜና

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 21 መጋቢት 2021

Read More »

ስዑዳዊ ኲባንያ ኣራምኮ፡ መኽሰባቱ ብ 45% ምንቊልቋሉ ተገሊጹ

ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ እኳ እንተረኸበ፡ ምስ ናይ 2019 እንክነጻጸር እንከሎ፡ ናይ 45% ምንቊልቋል ኣርእዩ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ እቲ ትካል፡ ዓመተ 2020፡ ንዓና ዝጸንከረት ዓመት እያ ክብል ተዛሪቡ። ብዙሓት ሃገራት ጒዕዞ ብምኽልካለንን ኢንዱስትሪታተን ብምዕጻወንን ጠለብ ነዳዲን ጋዝን ክንኪ ምግባሩ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ከምኒ ሮያል ዳች፡ …

Read More »

ግብጻዊት ጸሓፊት፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ዓሪፋ

ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ ኢኺ” ይብሉኒ፡ ኣነ ኸኣ እብሎም –ሓቂ እንድየ ዝዛረብ ዘለኹ፡ ሓቂ ኸኣ ብባህሪኣ ሓያልን ሓደገኛን እንድኣላ ይብሎም ነይረ ክትብል ኣብ ሓደ እዋን፡ ነዋል፡ ተዛሪባ ነይራ። ዶ/ር ናዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ ዘመነ ህይወታ ብርክት ዝበሉ ንመሰል ደቀንስትዮ ማእከል ዝገበሩ ዓበይቲ ልብወለዳት፡ ዓንቀጻት፡ ታሪኽ ህይወትን ካልእን ጽሑፋት …

Read More »

ኣመሪካ፡ ኣብ ማያሚ ቢች፡ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ይእወጅ

ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ማያሚ (ኣመሪካ) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም እተኣወጀ ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዛ ደሴታዊት ስቴት፡ ካብ ሰዓት 20:00 – 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ሰዓታት እቶ እቶ ክእወጅን እዚ ድማ ክሳብ 12 ሚያዝያ ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ሰዓታት እቶ እቶ፡ ቊጽጽር ትራፊክ፡ ከምኡውን ኣብ ገማግም ዝካየድ ቢዝነሳት ደው ክብል እዩ ተባሂሉ’ሎ። ኣሽሓት በጻሕቲ ብምምጻኦም ኣብዛ ከተማ …

Read More »

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ዝተሓተ ኮይኑ

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ንመጀመርያ ግዜ እቲ ቁጽሪ ናብ 450 ሽሕ ምጉዳሉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ተመዝጊቦም ዝጸንሑ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ 446,800 ምንባሩን ካብቲ ኣብ ቅጽሚኡ ዝነበረ ሰሙን፡ እቲ ቁጽሪ ብ3500 ጎዲሉ ምንባሩ ይዝከር። በዚ …

Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ዶዛት ክታበት ኣስትራ ዘነካ ትሸይጥ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓደ ሚልዮን ዶዛት ክታበት ኦክስፎርድ – ኣስትራ ዘነካ ክትሸይጥ ምውሳና ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡ ዝዌሊ ምኽዜ፡ ገሊጹ። እዚ ክታበት፡ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ፍሉይ ጅር ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ዝተሓተ ምዃኑ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዘረጋገጸት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ነዚ ክታበት ናይ ምጥቃም መደባ ሰሪዛቶ ኣላ ክትብል ቢቢሲ ወሲኻ ኣረጋጊጻ። ኣብ ክንዳኡ ነቲ ጆንሶን- ኤንድ -ጆንሰን ዝተባህለ ንጽል ዶዝ ክታበት ክትጥቀም …

Read More »

ጉዳይ “ ናይ ኢድ ሰላምታ”፡ ደው ንኽብል ቤት ፍርዲ ጠሊቡ

ዝሓለፈ ዓመት፡ ብመንገዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ትረለቦሪ (Trelleborg) ዝርከባ ሰልፍታት ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ሞደራትናን ክሪስ ዲሞክራትናን ዝቐረበ እማመ ጉዳይ “ ናይ ኢድ ሰላምታ “ ክሳብ ካልእ ሓበሬታ ዝመሓላልፍ፡ ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ማልመ፡ ደው ክብሎ ከምዝወሰነ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እማመ ጉዳይ “ ናይ ኢድ ሰላምታ “፡ ሓደ ሰብ፡ ስራሕ ኣብ ዝደልየሉ እዋን፡ ብሰንኪ ሃይማኖታዊ ወይ ድማ ባህላዊ ምኽንያታት ምስ ተጻራሪ …

Read More »

ካብ ዓለምና ዝሃብተማ 10 ስድራቤታት

እንዳ ማርስ (ኣመሪካ)፥ ሃብቶም 70.8 ቢልዮን ዶላር ይግመት። እዞም ስድራቤት ወነንቲ ኩባንያ ማርስ እዮም። መስራቲ እዚ ኲባንያ ፎረስት ማርስ እዩ።እንዳ ስሊም (ሜክሲኮ)–መጠን ሃብቶም 64.9 ቢልዮን ይግመት። እዞም ስድራ ኣብ ዓመታት 2010-13 ኣብ ዓለምና ቀዳሞት ዝሃብተሙ እዮም ኔሮም። እንተኾነ ብምኽንያት ምንቊልቋል ዋጋ ኮርፖሬሽንን ብርኪን ናብ ካልኣይ ደረጃ ወሪዶም ኣለዉ። ምንጪ ሃብቲ እዞም ስድራ ኲባንያ ግሩፖ ካርሶ እዩ።እንዳ ዛክበርግ (ኣመሪካ)–መጠን ሃብቲ 63 …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ብ ኮቪድ-19 ተለኺፉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ዒምራን ኻን ብ ኮቪድ-19 ከም እተታሕዘ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ። 68 ዝዕድሚኡ ዒምራን ኻን ኣብ ገዝኡ ተወሺቡ ኣሎ ክብል ሚኒስተር ጥዕና ፓኪስታን ፈይሰል ሱልጣን ኣብ ዝኸተቦ ናይ ትዊተር መልእኽቲ ሓቢሩ’ሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ቅድሚ ምዃኑ ኮኾብ ተጻዋታይን ካፕቴንን ጋንታ ክሪኬት ዝነበረ ዒምራን ኣብ ነሓሰ 2018 እዩ ነቲ መዝነት ተረኪቡ። ቅድሚ ክልተ ዓመታት ቀዳማይ ክታበቱ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com