Tuesday , May 7 2024

ጥዕና

ኒዊዚላንድ . . . ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ

ኣብ ሃገረ ኒዊዚላንድ፡ ሓንቲ ሕዱር ሕማም ዝነበራ ዓባይ ሰበይቲ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ፡ ከምዝሞተት ተገሊጹ። በዚ ድማ፡ እዛ ሰበይቲ፡ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ ዝሞተት ናይ ፈለማ ሰብ ኮይና ተመዝጊባ ኣላ ክብል ጋዜጣ ኒዊዚላንድ ሄራልድ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ሃገረ ኒዊዚላድ፡ ብዝሒ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ ዝሞቱ ሰባት፡ 27 ዝበጽሕ ኮይኑ፡ ቅድሚ እዛ ሰበይቲ እቲ …

Read More »

1500 ሰባት፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ክወስዱ እዮም

በዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ኖርቡትን፡ ካብ ዕለት 01 መስከረም ጀምሩ፡ ን 1500 ሰባት፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ንክኸትብ ምዃኑ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዞም ሳልሳይ እብረ ክታበት ክኽተቡ ዝተባህሉ ሰባት፡ ብመሰረት ጸብጻባት ታሪኽ ሕክምናዊ ኩነታቶም ምርኩስ ብምግባር ዝተወሰነ ኮይኑ፡ ልዕሊ 18 ዓመት ዕድመ ዘለዎም፡ ኣባላት ጉጅለ ተነቀፍቲ ኣካል ሕብረተሰብ ምዃኖም እቲ ጸብጻብ ኣፍሊጡ።

Read More »

Harmony Media News 03/09/2021

Read More »

ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ኣየድልይን እዩ ይብል

ኣብዚ ሕጂ እዋን፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ዘይኮነ፤ ኩሉ ሰብ፤ ክልተ እብረ ክታበት ከም ዝኽተብ ምግባር እዩ ዘገድሰና ክብል በዓል መዚ መድሃኒትን ማእከል ምክትታል ሕማማት ኤውሮጳ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፤ ነቶም ኣብ ጉጅለ ተኣፈፍቲ ክፋል ሕብረተሰብ ዝርከቡ ሰባት፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ንክወሃቦም ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ሓሳብ ኣቕሪቡ ምንባሩ ይዝከር።

Read More »

ኖርወይ: ንኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15 ዘለዉ ቆልዑ: ክትከትብ ምዃና ገሊጻ

መንግስቲ ኖርወይ: ንምኽርታት በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር ተኸቲሉ፤ ንኹሎም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15 ዓመት ዝርከቡ ኖርወጃውያን ዝኸውን ክታበት ኮሮና ኣድልዩ ምህላዉ፤ ቀዳመይቲ ሚኒስተር እታ ሃገር፤ ኤርና ሶልበሪ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፤ ኣብ ኖርወይ፤ ብሰንኪ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና፤ ማለት ጅር ማይ (My variant)፤ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ተራእዩ ከምዘሎ፤ ካብታ ሃገር ዝተረኽቡ ምንጭታት ጥዕና …

Read More »

News Magazine 02/09/2021

Read More »

ብሰንኪ ዝተረኽበ ባክተርያ፡ ማይ ክፈልሕ ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኢድረ (Ydre )፡ ኣብ ሪድስነስ (rydsnäs) ዝነብሩ ተቐማጦ፡ ብሰንኪ ኣብ ዝግልገልሉ ማይ ዝተራየ፡ ኮሊፎርም ዝተባህለ ዓይነት ባክተርያ፡ ነቲ ዝሰትይዎ ወይ ድማ ኣብ ምኽሻን ዝጥቀምሉ ማይ፡ ኣፍሊሖም ክጥቀምሉ ከምዝግባእ፡ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ከተማ ኣጠንቂቑ ክብል ማዕክን ዜና ተተ ገሊጹ። ህጻናት ድማ፡ ኣብ መሐንበሲ ቦታታትን መንጫዕጫዕታትን ከይዶም ከይጻወቱ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡ ኣብ ገጻት መርበብ ሓበሬትኡ ኣጠንቂቁ። ምኽንያት ህላወ ናይዚ …

Read More »

መንግስታዊ ምሕደራ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ንምዕባይ፡ መርመራታት ተጀሚሩ

ኣብ ቀጻሊ፡ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፡ ካብ ቀንዲ ሃገራውያን ረብሓታት ንምዃን ምእንቲ፡ ኣብ ልዕሊአን ዘሎ መንግስታዊ ምሕደራ ክዓቢ ዘኽእል ሓድሽ ዝተጸንዐ እማመ ናብ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሌና ሃለንግረን፡ ከምዝተላእከ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ዝግበር ውሳኔታት ከም ቀደሙ፡ ብምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝመሓላለፍ እኳ እንተኾነ፡ ሃገራዊ ረብሓታት ኣብ ግምት ዘየእተወ ውሳኔ እንተድኣ ኮይኑ ግን፡ መንግስቲ፡ እቲ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ንዝቕጽል ለበዳ ምድላዋት ክገብር፡ ድሌት ከምዘለዎ ሓቢሩ

ሽወደናዊ ምክትታል ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣብ ቀጻሊ ብኸመይ ኣገባብ ምዕቡል ዝኾነ መሳርሒታት ዓጢቑ ክሰርሕ ዝኽእለሉ መንገዲ ንምንዳይ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ መጽናዕቲ የካይድ ምህላዉ ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ክታበታት፡ እቶም ኣንጻር ለበዳ፡ እንጥቀመሎም ቀንዲ መሳርሒና  እዮም ክትብል ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ለና ሃለንግረን፡ ሓቢራ። ኣንጻር ዘጋጥሙና ቅልውላዋት፡ ብቐጻሊ፡ ዓቕሚ ሕብረተሰብና ከነሐይል ይግባእ ክትብል፡ ሃለንግረን፡ ብምውሳኽ ገሊጻ። ኣብ ቀጻሊ ከጋጥመና ንዝኽእል ለበዳ ንምብዳህ ዘኽእለና …

Read More »

ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ጉዳይ ክታበት፡ ዕላማና ወቒዕና ኢና፡ ይብል

70% ካብ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ዜጋታት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡን እቲ ተነቢሩ ዝጸንሐ ዕላማ ድማ ከምዝተሃረመ፡ ኮሚሽን ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣቃሊሑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ክውቃዕ ተባሂሉ ዝተሓንጸጸ ዕላማ፡ ኣብ ምጅማር ናይ ዓመተ 2021 ከምዝተነድፈ ዝዝከር ኮይኑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ነቲ ዕላማ ምህራሙ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ነዊሕ ጉዕዞ ከምዝተጓዕዘ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ፍልልይ መጠን ክታበት ኣብ ኣባላት  …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com