Wednesday , May 8 2024

ጥዕና

ምሉእ ሽወደን፡ ኣብ ናይ ኮቪድ ቀይሕ ዝርዝር ኣትያ

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብምውሳኹ፡ ብምሉአን ምምሕደራት ሽወደን፡ ኣብ ቀይሕ ዝርዝር ከም ዝኣተዋ፡ ኤውሮጳዊ በዓል መዚ ተመሓላለፍቲ ሕማማት (ECDC) ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻብ NRK ብምጥቃስ፡ ሓቢሩ። ሎሚ ዓርቢ፡ መንግስቲ ኖርወይ፡ ነቲ ብECDC ዝወጸ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር፡ ናይ መገሻ እገዳታት ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ ኣሎ። እቶም ክድንገጉ ተሓሲቦም ዘለዉ መምርሒታት ድማ ካብ ዝመጽእ ለይቲ ሰኑይ፡ ኣብ ግብሪ ክውዕሉ ምዃኖም ጸብጻባት NRK ሓቢሮም …

Read More »

ኒውዚላንድ: ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ተራእዩ

ካብ ወርሒ ሚያዝያ ናይ ዝሓለፈ ዓመት: ኒውዚላንድ: ንመጀመርያ ግዜ: ንኻልኣይ መዓልቲ: ብተኸታታሊ ዝዓበየ መጠን ኮቪድ-19 ምምዝጋባ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፋ 24 ሰዓታት: 62 ሓደስቲ ተለከፍቲ ከም እተረኽቡን ጠቕላላ ቊጽሪ ሕሙማት ክሳብ 210 ከም ዝበጽሕ New Zealand Herald ኣመልኪቱ። እዚ ሓድሽ ለበዳ ( ጅር ደልታ) ኣብ ሒደት መዓልታት ጥራይ ናብ ዝለዓለ ቊጽሪ ብምዕባዩ: ንከተማታት ኦክላንድን ዌሊንግተንን የጥቅዕ ኣሎ።፡ ኒውዚላንድ: ጽንዕ ዝበለ ሕግታትን …

Read More »

ስኮነ . . . መጠን መልከፍቲ ኮሮና ወሲኹ

መጠን መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ስኮነ፡ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ኣብ ዝካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ መበል 33 ሰሙን ዝተራእየ ብዝሒ መልከፍቲ ኮሮና ልዑል ምንባሩን ክሳብ 900 ሰባት ከምዝተለኽፉን ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኤቫ መላንደር፡ ገሊጻ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ምስቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ክነጻጸር እንከሎ፡ ብ46% ከምወሰኸ ብሰሉስ ዝተረኽቡ ስታትስቲካዊ ጸብጻባት …

Read More »

ድሕሪ ክታበት ንዘጋጠሙ 280 ናይ ሞት ኣጋጣሚታት፡ ግምገማ ተኻይድሎም

በዓል መዚ ውጽኢት መድሃኒት ሽወደን፡ ድሕሪ ክታበት ኮቪድ፡ ዘጋጠሙ ጎድናዊ ሳዕቤናት ብዝምልከት 60 ሽሕ ጸብጻብ ከምዝበጸሖ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሓደ ዕሽር ናይቲ ዝቐረበ ጸብጻብ ገምጋም ምስ ተገብረሉ፡ ድሕሪ ክታበት፡ 280 ናይ ሞት ኣጋጣሚታት ከምዝተረኽበ፡ ሬድዮ P4 Gävleborg ኣብ ጸብጻቡ ኣንቢሩ ኣሎ። ይኹን እምበር፡ እዚ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ብጌጋ ክትርጎም ከምዘይብሉን፡ ኣብ መንጎ ክታበትን ናይ ሞት ኣጋጣሚታትን ምትሕሓዝ ከምዘሎ ዝሕብር …

Read More »

Harmony Media News 25/08/2021

Read More »

መጽናዕቲ . . . ፍረታትን ኣሕምልትን ንምዝካር ከምዝሕግዙ ተሓቢሩ

ሓንቲ ሜሌ ንመዓልቲ ንጥዕና ጽቡቕ እዩ ዝብል ዝነበረ ኣበሃህላ፡ ኣብ ቦትኡ እንከሎ፡ ፍረታትን ኣሕምልትን፡ ንናይ ምዝካር ዓቕሚ ሓገዝቲ ኮይኖም ከምዝተረኽቡ ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ሓቢሩ ክብል ጸብጻብ ሬድዮ ሳይነስ ሓቢሩ ክብ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ዕድመ እናወሰኽና ኣብ ነኸደሉ እዋን፡ እቲ ጽልዋ እናጎለሐ እዩ ዝኸይድ። እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ኮይኑ ዝተረኽበ፡ እቶም ኣብ ንእስነቶም እንከለዉ፡ ፍረታትን ኣሕምልትን ክምገቡ ዝጀመሩ ሰባት፡ ዝሓሸ ኩነታት …

Read More »

ኣሜሪካ: ንክታበት ፋይዘር: ምሉእ ፍቓድ ትህብ

ምምሕዳር መግብን መድሃኒትን ኣሜሪካ (FDA)፡ ነቲ ብኩባንያ ፋይዘርን ባዮንቴክን ዝፈረየ ክትባት ጸረ ኮሮና ምሉእ ፍቓድ ከምዝሃበ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ክታበት ፋይዘር፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ተዋሂብዎ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብቲ ኲባንያ ዝተረኽበ ክሊኒካዊ ሰነዳት መሰረት ብምግባር፡ እዚ ክታበት፡ ልዕሊ 16 ንዝዕድሜኦም ዜጋታት ኣሜሪካ፡ ንክወሃብ ምሉእ ፍቓድ ረኺቡ’ሎ። በዚ ድማ፡ ክታበት ፋይዘር፡ …

Read More »

ናይ ስራሕ ኩነታት፡ ከቢድ ዋጋ ዘኽፍል ክኸውን እዩ

ኣብ ክፍሊ መወልዳን ናይ ማእከላይ ሆስፒታል ካርልስታድ ዘሎ ናይ ስራሕ ኩነታት (ሃዋሁ)፡ ብጣዕሚ ትሑት ብምዃኑ፡ ነቲ ንግዲ፡ ናይ 300 ሽሕ ክሮነር ክሳራ ከውርደሉ ከምዝኽእል ዜና SVT Värmland ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሽወደናዊ በዓል መዚ ናይ ኩነታት ስራሕ፡ ኣብቲ ሆስፒታል ዘሎ ናይ ስራሕ ሃዋሁ ንኽመሓየሽ ኣዘኻኺሩ ምህላዉ ገሊጹ። እቲ ከምሓየሽ ዝሕተት ዘሎ ሸነኽ፡ ኣብ ኣባላትን ክኢላዊ ዓቕሚን ዘሎ ሕጽረት …

Read More »

ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ፡ ብዙሓት ሰባት፡ ሆስፒታል ኣትዮም

ካብ ዕለት 17 ክሳብ 23 ነሓሰ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ 1965 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምዝተለኽፉን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም ኣብ ዝለዓለ ደረጅኡ ይቕጽል ይኸይድ ምህላዉን ጸብጻባት ምምሕዳር ስቶክሆሎም ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተመዝገበ ቁጽሪ፡ ማለት 2177፡ ብውሑድ ቁጽሪ ዝተሓተ ከምዝኾነ ብተወሳኺ ገሊጹ። ይኹን እምበር፡ ብዝሒ ናይቶም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክግበረሎም ዝሓቱ ዘለዉ ሕሙማት፡ …

Read More »

እስራኤል መርመራ ቆልዑ ተካይድ።

እስራኤል ቅድሚ ምጅማር ትምህርቲ ክሳብ 3 ንዝዕድሜኦ ቆልዑ መርመራ ክትገብር ምዃና ተፈሊጡ። እዚ ዝተገብረሉ ምኽንያት ትምህርቲ ቆልዑ ብሕማም ከይጽሎ ብምባል እዩ ክብል AFP ሓቢሩ’ሎ። ደልታ ዝተባለ ጅር ኣብ እስራኤል ለበዳ ኮሮና ብናህሪ ወሲኹ ብምህላዉ እስራኤል ምዕጻው ትምህርቲ ዝጠቓልል ትርር ዝበለ መምርሒታት ክትግበር ከም እትደሊ ትገልጽ ኣላ። ኣብ እስራኤል ክሳብ 12 ዝዕድሜኦም ቆልዑ ክታበት ይወሃቦም ኣሎ እዩ። እቶም ክሳብ 1.5 ሚልዮን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com