Monday , May 13 2024

ስራሕን ቁጠባን

ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኡጋንዳን ዘሎ ውጥረት ይውስኽ

ፕረሲደንት ሙሰቨኒ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኡጋንዳ ብዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ መንጎ ኡጋንዳን ኣሜሪካን ዘሎ ውጥረት እናኸረረ ምምጽኡ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ሙሰቨኒን ኣመሪካን ምዉቕ ክበሃል ዝከኣል ዝምድና ኣኳ እንተጸንሖም ካብ 2021 ንደሓር ብምኽንያት ሕማቕ ጸብጻባት ኲነታት ሰብኣዊ መሰላት፡ እዘን ሃገራት፡ ርክባተን እናተወጠረ ምምጽኡ ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ፡ ሙሰቨኒ፡ ንመበል 6ይ ግዜ ምዕዋቱ እኳ እንተገለጸ፡ ተቓወምቲ …

Read More »

ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት (Social)፡ ካብ ስርሑ ተባሪሩ

ኣብ ሓንቲ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ሓደ ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ብሰንኪ ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2021፡ ዝፈጸሞ በደል፡ ካብ ስርሑ ከምዝተባረረ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ከተማ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ሓላፊ፡ ኣባል ናይቶም ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዝሰርሑ እኳ እንተዘይኮነ፡ ቀዳማይ ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰደ ድሕሪ ምፍላጡ፡ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓላፊ መርመራ ኣካይዱ፡ ካብ ስርሑ ናይ …

Read More »

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ንሽማግለታት ክትህብ ምዃና ትሕብር

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ዝኾነ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ንልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት ክትወግእ ክትጅምር ምዃና በዓል መዚ ጥዕና ዴኒማርክ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ ሓደ እንግሊዛዊ መጽናዕቲ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ክሊ ዕድመ ዝርከቡ ሰባት ከጋጥም ንዝኽእል ሓደጋ ሕማም ኮቪድ-19 ክንኪ ከምዝኽእል ዝሕብር ውጽኢት ድሕሪ ምቅላሑ እዩ። ኣቐድም …

Read More »

ሓድሽ መንግስቲ ሊብያ፡ ንጉዳይ ስደተኛታት፡ ቀዳምነተይ ኣይኮነን ይብል

ሊብያ፡ ንቅልውላው ስደተኛታት ንበይና ክትጾሮ ትኽእል ኣይኮነን ክብል ግዜያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ድበይባ፡ ገሊጹ። ስርሒታት መድሓን ስደተኛታት ውጽኢታዊ ንክኸውን፡ ነዚ ጾር ንምስካም ኣህጒራዊ ማሕበረሰብ ዘድሊ ስጒምቲ ክወስድ ይግብኦ ኢሉ። ብመሰረት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሊብያ 570 ሽሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ኣለዉ። ብኔቶ ዝድገፍ ወፍሪ ንሙዓመር ቐዛፊ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ እዛ ሰሜን ኣፍሪቃዊት ሃገር ካብ 2011 ንደሓር ኣብ ደማዊ ግርጭት …

Read More »

ደቡብ ሱዳን: ብምሕምሻሽ ነፋሪት 10 ሰባት ይሞቱ

በዓልመዚ ኣገልግሎት ሲቪላዊ ኣቪዬሽን: ነቲ ብሰሉስ ኣብ ጀንጎሊ ዘጋጠመን ህይወት 10 ሰባት ዝቐዘፈን ምሕምሻሽ ነፋሪት ንምጽራይ መርማሪት ጒጅለ ልኢኹ ክትብል ድምጺ ኣመሪካ ጸብጺባ። ዳይረክተር በዓልመዚ ሲቪል ኣቪዬሽን: ኩር ኩዎል: ትማሊ ረቡዕ ንወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እታ ነፋሪት ቅድሚ ምዕላባ ብልሽት ሞተር ከም ዘጋጠመ ዘመልክቱ ኣፈናዊ መርመራታት ከም እተገብሩ ኣመልኪቱ። ብመሰረት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ እታ ነፋሪት፡ ካብ …

Read More »

ሩስያዊ ክታበት፡ ስፑንቲክ ቪ፡ ብኤውሮፓዊ ሕብረት ተቐባልነት ክረክብ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

ኤውሮፓዊ ኤጄንሲ መድሃኒት (EMA)፡ ንሩስያዊ ፍርያት ክታበት ስፑንቲክ ቪ፡ ክግምግም ጀሚሩ ከምዘሎን እዚ ድማ ከም ቀዳማይ መድረኽ ንተቐባልነት ናይቲ ክታበት ክኸውን ከምዝኽእል  ኤጄንሲ ፍርያት መድሃኒት ሓቢሩ። እዚ ክታበት፡ ብመንገዲ ኤውሮፓዊ ሕብረት ካብ ዝግምገሙ (ዝጽንዑ) ዓይነታት ክታበት፡ መበል 7ይ ክታበት ኮይኑ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ፡ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንሰለስተ ካብዞም ክታበታት ተፈላጥነት ሂቡ ከምዘሎ ይፍለጥ።

Read More »

Harmony Media News 03-03-2021

Read More »

ኣብ ናይጀርያ፡ ተጨውዮም ዝጸንሑ 42 ሰባት ተለቒቖም

ብዕለት 17/02/2021፡ ካብ ኣብ ሴሜን ናይጀርያ እትርከብ መንግስታዊ ኮሌጅ ሳይንስ ካጋራ፡ 27 ተማሃሮ፡ ሰለስተ ኣባላት ስታፍን 12 ኣባላት ስደራቤቶምን፡ ብድምር 42 ሰባት፡ ብሓደ ዕጡቕ ጒጅለ ተጨውዮም ምንባሮም መደበር ዜና ኣልጀዚራ ሓቢራ ምንባራ ይዝከር። እዞም ሰባት ቅድሚ ምፍትሖም ሓደ መዓልቲ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ኣብ ዞባ ዛምፋራ ካልእ ጭውያ ከምተኻየደን፡ ኣብቲ ስርሒት፡ 300 ደቂ ኣንስትዮ ብጉጅለ ዕጡቓት ከም እተወስዳ እታ ማዕከን ዜና ወሲኻ …

Read More »

ጀርመን፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ

ኣብ ወርሒ የካቲት 2021፡ ኣብ ጀርመን፡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ክሳብ 2.7 ሚልዮን ምብጽሑ እዚ ቁጽሪ ድማ ካብቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝነበረ ብ 9 ሽሕ ከምዝወሰኸ ጀርመናዊ በዓል መዚ ስታትስቲክስ ሓቢሩ። መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ድማ ክሳብ 6% ምብጽሑ እቲ በዓል መዚ ብምውሳኽ ገሊጹ። ካብ ወርሒ ሰነ 2020፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ንፈለማ ግዜ ክልዕል ከምተራእየ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ኣብ ወርሒ የካቲት፡ …

Read More »

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንህዝቢ የመን ሞት ኣይንፍረዶ ክብል ተማሕጺኑ

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ሞት ይእወጅ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብታ ብኲናት እትሳቐ ዘላ የመን፡ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ብምቕራብ፡ ህዝቢ ካብ ዓጸቦ ንምድሓን ተባሂሉ ካብ ዝተኻየደ ኣህጒራዊ ሓገዝ ፍርቁ ጥራይ ከም እተረኽበ ገሊጹ’ሎ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሽወደንን ስዊትዘርላንድን ኣቢሉ ብሰኑይ ናይ 3.85 ቢልዮን ዶላር ምትእኽኻብ ሓገዝ እኳ እንተጸውዐ፡ እቲ ዝተዋጽአ ገንዘብ፡ 1.7 ቢልዮን ዶላር ጥራይ ምዃኑን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com