Monday , April 29 2024

ሓደጋ

ኣገልግሎት ቲኬት (SL) ከተማ ስቶክሆልም ምጥቃዕቲ ሳይበር ኣጋጢምዎ!!

ኣገልግሎት ቲኬት ስቶክሆልም ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶን ናይ መመዝገቢ ስርዓቱ ከም ዝተዛብዐን ተገሊጹ። ትሕተ ምድራዊ መርበብ ሽወደን SL ብምኽንያት መጥቃዕቲ ሳይበር ቴክኒካዊ ብልሽት ከም ዘጋጠሞ ሰብመዚ ሓቢሮም። ካብ ዓርቢ ሰዓት 12 ጀሚሮም ዓማዊል ነቲ መርበብ ሓበሬታ ክረኽብዎ ዘይምኽኣሎምን ቲኬት ከቚርጹ ከም እተጸገሙን ድማ ተሓቢሩ። “ናይ ሳይበር ሓደጋ ወዲቑና’ሎ። ከነዐርዮ ንፍትን ኣሎና፥ ዛጊት ግና ኣይሰለጠናን” ክትብል በዓልቲ መዚ ፕረስ ኤለን …

Read More »

ኣብ መደበር መዕቆቢ ስደተኛታት ሃልምስታድ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰብ ቆሲሎም!!

ሎሚ ኣብ ከተማ ሃልምስታድ ኣብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዕቕቢ ብዝተካየደ መጥቃቲ ክልተ ሰብ ቆስሊሎም። ፖሊስ እዛ ከተማ ን ሓደ ወዲ 25 ዓመት ምስዚ መጥቓዕቲ ብዝተኣሳሰረ ካእሰር ከሎ እቶ ግዳያት ድማ ናብ ሆስፒታል ከምተወስዱ ኣፍሊጦም። እዚ ወዲ 25 ጡርጡር ብ ተወሳኺ  ብከቢድ ፈተነ ቅትለት ከምዝኽሰስ ፖሊስ እዛ ከተማ ወሲኹ ይገልጽ። ብመስረት ወሃቢ ቃል ፖሊስ ዮላ ብሪሃም  እዚ ጡርጡር ካራታትን ብመሓዝ ነቲ ፈተነ …

Read More »

ኣብ ደቡባዊ ሱንድስቫል ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ!!

እዚ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 2.4 ሬክተር ዝተዓቀነ ኮይኑ ኣብ ደቡባዊ ኣብ ደቡባዊ ሱንድስቫል ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ። ከም ዘጋጠመን ነበርቲ ፖሊስ ምጽውዖምን ኣመልኪቱ። ብመሰረት ሃገራዊ መርበብ ምዕቃን ምድሪ ሽወደን እዚ ምንቅጥቃጥ ኣብ ምብራቕ ሜደልባድ’ውን ዝተኸስተ ኮይኑ ብዙሓት ነበርቲ ከም ዝተሰምዖም ኣፍሊጦም። ብመሰረት ብዦርን ሉንድ መምህር ሴስሞሎጂ ኣብ ኣፕሳላ ዩኒቨርስቲ ኣብዚ ዓመት ከምዚ ዘለ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከጋጥም ሕጂ ንዓስራይ ግዜኡ እዩ። እቲ ምንቅጥቃጥ …

Read More »

ኣሽሓት ዜጋታት ሽወደን ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት ተቐቢሎም።

“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት ምቕባሎም ተፈሊጡ። ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን P4 ከም ዘመልክቶ መንግስቲ ነዘን ንወተሃደራ ስርሒት ምቹኣት ዝኾና መካይን (ብፍላይ ድማ ናይ ጽዕነት መካይን) ብምህጋሩ ንወነንተን ካሕሳ ክኸፍል ምዃኑ ይሕብር። እዚ ኣዋጅ ዘድለየሉ ምኽንያት ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ዋሕዲ መካይን ስለዘጋጥም ምዃኑ ብምጥቃስ 98 ሚእታዊት ካብቶም ደብዳበ …

Read More »

ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ደርዘናት ሰደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ምጥሓሎም ሓቢሩ!!

ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብደርዘናት ዝቚጸሩ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምጥሓሎምን ብዙሓት ካልኦት ምድሓኖምን ገሊጹ’ሎ። እዞም ስደተኛታት ሓንቲ ዝበለየት ናይ ዕንጸይቲ ጃልባ ተጠቒሞም ባሕሪ መዲተራንያን ክሰግሩ ከም ዝፈተኑ እቲ ጸብጻብ ብተወሳኺ ገሊጹ’ሎ። ኣብዚ ሓደጋ 116 ስደተኛታት ክሞቱ እንከለዉ 132 ብሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያን ጀለብቲን ምድሓኖም ተፈሊጡ። እዛ ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ልዕሊ 200 ሰባት ጽዒና …

Read More »

ሽወዓት ሰባት ሓደጋ በርቒ የጋጥሞም !!

ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ ከታማ ሓቢሩ። ዝበዝሑ ግድያት ካብ ጀርመን ዝመጹን ኣብ ክሊ ዕደመ 14ን 15ን ዕደመ ዝረከቡ ኮይኖም ኣብቲ ከባቢ ሲጋብ 100 ዝኾኑ መንእሰያት ኣብ እቲ ምምሕዳር ዘዳለዎ ሰሚናር ክካፈሉ ዝመጹ ሙኻኖም ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ፖሊስ እዛ ከተማ ከምዝሓበሮ ዝኾነ ከቢድ ሓደጋ ከምዘየጋጠመ እቶም ቁሩብ ናይ ምቅጻል …

Read More »

ኣብ ሊብያ ብደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞት ኮይኖም!!

ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ሊቢያ ከተማ ትሩቡሊ ዝርከብ መዕቕቢ ሰደተኛታት ዝተካየደ ደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞትን ሞቕሰልትን ይንገር ኣሎ። እዚ ኣብ መዕቕቢ ታጁራ ዘጋጠመ ደባዳብ ዛጊድ 40 ሰባት ክሞቱ ከልዉ ኣስታት 80 ሰባት ግዳይ ፎኪስን ከቢድን ሞቑሰልቲ ከምዝኾነ ኣብ ትሩቡሊ ዝርኸብ ዓለምለኻዊ ተፋላጥነት ዘለዎ መንግስቲ ሓቢሩ። ወሃቢ ቃል ኣብምፑላንስ ከተማ ትሩቡሉ ዑስማን ዓሊ ን AFP ኣብ ዝሓበሮ ኣብቲ መጽለሊ ኣስታት …

Read More »

ጸሊም ነጠብጣብ ዘለዎ በናና ብሉጽ’ዩ ተባሂሉ

ኣብ በናና ጸሊም ነጥቢ ወይ መለግለግ ዝብል ነገር ክሪኡ ከለዉ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝዀነ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኰኑን።ይኹን እምበር በናና ጸሊም ነጠብጣብ ክገብር ከሎ፡ ጽቡቕ ከምዝበሰለን ንኽብላዕድሉው ምዃኑን ዘመልክት እዩ። ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ዩኒቨርስቲዀርኒል ኣብ ዘካየዶ መጽናዕቲ፡ መኣዛዊ ትሕዝቶ በናና በዞም ጸለምቲ ነጠብጣብ ወይ መለግለግ ዝብል ክፋል በናና ከምዘይጠፍእ ኣረጋጊጹ። በናና ሃብታም ትሕዝቶ ፖታሸም፡ ማንጋነዝ፡ ነሓስን ካልኦት ኣገደስቲ ማዕድናትን ኣለዎ።ብተወሳኺ በናና …

Read More »

ኣብ መዋፈሪ ባቡራት ከተማ ማልሞ ስግኣት መጥቃዕቲ ብምጥርጣር ብብዝሒ ፖሊሳት ኣብ ሓለዋ ይዋፈሩ!!

ብርክት ዝበሉ ፖሊስ ከተማ ማልሞ ድሕሪ ኣቲ ናይ ሓደጋ መፈራረሒ ዝሓዘለ መልእክቲ ምርካቦም ኣብ ወዋፈሪ ባቡር ከተማ ሞልሞ ብብዝሒ ከቢቦሞ ኣለዉ። ናይ ዓይኒ መኻክር ከምዚገልጽዎ ዘለዉ ኣብ ከባቢ መዋፈሪ ባቡራት እዛ ከተማ ብብዝሒ ፖሊስ ከምዘለው ገሊጾም። እዚ መልእኽቲ ካብ መን ሙኻኑ ብርጉጽ ካብ መን ሙኻኑ እካ እንተዘይፈልጡ ካብ ዝኾነ መጥቃዕቲ ንምኽልካል ግን ኣቀዲሞም ኣብቲ ቦታ ከምዝተረኸቡ ኣፈኛ ፖሊስ ደቡባዊ ክፋል …

Read More »

ኣብ ደንማርክ ክልተ ዘጋታት ሽወደን ተቐቲሎም!!

ብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ኮፐን ሃገን ርእሰ ከተማ ደንማርክ ክልተ ዘግነት ሽወደን ዘለዎም ሰባት ተቀቲሎም ክብል ፖሊስ ደንማርክ ሓቢሮም ። ምስዚ ቅትለት ዝተኣሳሰር ኣብቲ ከባቢ ሓንቲ ኣውዲ ዝዓይነታ መኪና ከምዝነብረት ን ኣብ ምኽትታላ ከምዘለዉ ወሲኹ ጸብጻብ ፖሊስ ይሕብር። ናይ መንነት ኣስማት መወቲ ካብ ምግላጽን ኮነ ን ቀረባ ቤተ ሰብ ካብ ምሕባር ዝተቖጠቡ ፖሊስ ደንማርክ ብቀረባ ምስ ፖሊስ ሽወደን ብምትሕብባር …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com