Friday , May 10 2024

ጥዕና

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓዲ እንግሊዝ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ብክሮና ቫይረስ ተለኺፉ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓዲ እንግሊዝ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ መርመራ ናይ ደም ድሕሪ ምክያዱ ብቫይረስ ክሮና ተለኺፉ ከምዘሎ ከምዝፈለጠ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ፈኮስቲ ምልክታት ናይቲ ሕማም ክስመዖ ድሕሪ ምጅማሩ መርመራ ክገብር ከምዝተገደደን ሎሚ ዓርቢ ድማ በቲ ቫይረስ ተለኺፉ ከምዘሎ ከረጋግጽ ክኢሉ። ቦሪስ ጆንሶን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ገዝኡ ተወሺቡ ከምዘሎ ድሕሪ ምሕባሩ፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ድማ ብመንገዲ ኢንተርኔት ኣቢሉ ስርሑ …

Read More »

ስትራቴጂ ምዕጋት ቫይረስ ኮሮና ሽወደን ብገሊኡ ናእዳ ብገሊኡ ምንጻግ የጋጥሞ።

ስትራቴጂ ምዕጋት ቫይረስ ኮሮና ሽወደን ብገሊኡ ናእዳ ብገሊኡ ምንጻግ ኣጋጢምዎ ተባሂሉ። ማዕከናት ዜና ጀርመን ስዱቱሽ ዘይቱንግ፥ ዲ ቬልትን ስቴርንን ሽወደን ኣብ ጒዳይ ቫይረስ ኮሮና ዘለዋ ፖሊሲ ዝልቕ ዝበለ እዩ ክትብል እንከላ ሽወደናውያን ክኢላታት ግና ቅኑዕ ፖሊሲ እያ ሓንጺጻ ትኽተል ዘላ ይብሉ ኣለዉ። ፕሮፌሰር ስተፋን ዊሊች ሽወደን ዕዉት ፖሊሲ እያ ትኽተል ዘላ ክብል ንፖሊሲ ሽወደን ንኢዱ።፡ ዛጊት ሽወደን ከም ሞዴል ክትውሰድ …

Read More »

ምምሕዳር ከተማ ስቶኮልም ንኹሎም ምስ ጥዕና ዝተኣሳሰር ዝተማህሩ ሰባት ሓገዞም ከብርክቱ ይጽውዕ።

ዳይረክተር ጥዕና ዞባ ስቶክሆልም ኤሪክሰን ኲሎም ናይ ሕክምና ትምህርቲ ዘለዎም ሰባት ሓገዞም ከበርክቱ ጸዊዑ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ትማሊ ሕሙማት እዚ ለበዳ ብብዝሒ ድሕሪ ምሟቶምን ሕሙማት ቊጽሮም ናብ ኣማኢት ምብጽሑ ድሕሪ ምጽብጻቡን እዩ። ኣብ ታሪኽ መዘና ዘይተረኽቦ ሓድሽን ብድሆ እዩ ኣጋጢሙና ዘሎ ድማ ኢሉ። እቶም ኣብ ትርፊ ግዜኦም ሓገዝ ዘነርክቱ ዘለዉ ገዲፍክ ጡረተኛታት ሞያ ሕክምና እውን ኣብዚ ክሳተፉ ጻውዒት ቀሪቡ’ሎ። ክሳብቲ …

Read More »

ሽወደን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ምስ ቊጠባዊ ሓልዮት ብምውህሃድ እያ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ።

ክኢላ ተባላዕቲ ሕማማት፥ ሽወደን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ምስ ቊጠባዊ ሓልዮት ብምውህሃድ እያ ትሰርሕ ዘላ ኢሉ። ሽወደን ቊጠባዊ ምንቅስቓስ እናካየደት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ተሳልጥ ኣላ ክብል ፕሮፌሰር ተላባዕቲ ሕማማት ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝህቦ ቃል ኣመልኪቱ። ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ዝሰርሕ ኣንደርስ ብዦርክማን ሽወደን ንፍልሰት እዚ ለበዳ ብምክትታል ዘድሊ ፖሊሲ ክትሕንጽጽ ይግባኣ ኢሉ።፡ እዚ ይዂንምበር ሽወደን ሰብሞያ ጥዕና ኣብ ምምርምር ዝነኣድ ፖሊስ ከም …

Read More »

ኣብ ሽወደን ብደረጃ ዞባ ቑጽሪ ብ ኮሮናቫይረስ ዝተልኽፉን ዝመቱን።

ዞባ ዝተለኽፉ ዝሞቱStockholm 1 21 _ 42Västra Götaland 297- 1Skåne 256 – 3Östergötland 221 – 4Uppsala 117- 3Sörmland 114 – 9Jönköping 70 – 2Halland 70 – 0Örebro 66 – 0Jämtland 60 – 0Dalarna 52 – 1Värmland 45 – 1Gävleborg 39 – 0Västerbotten 37- 0Norrbotten 35 – 0Västmanland 31 – 0Västernorrland 21 – 0Kronoberg 20 – 0Kalmar 19 – 0Blekinge 15 – …

Read More »

ብዛዕባ ቫይረስ ኮረና

ካብ ታሕሳስ 2019 ጀሚሩ ኣብ ዓለም ሓደ ሓድሽ ቫይራስ ኮረና ይዝርጋሕ ኣሎ። ንመብዛሕትኡ ቀሊል ሕማም ይገብረሉ  ንመብዛሕተኦም ሰባት ሰዓልን ረስንን ዘለዎ ባዕሉ ዝጠፍእ ቀሊል ሕማም ዝገብረሎም ኮይኑ ንገሊኦም ግና ጸገማት ምስትንፋስን ነድሪ ሳምቡእን (ኒሞንያን) ዘለዎ ብርቱዕ ሕማም ይገብረሎም። እቲ ቫይረስ ምስ ዝሓመመ ሰብ ቀረባ ምርኻባት ምስ ዝህሉ ወይ ብነጠብጠብታዊ ለብዒ ማለት እቲ ዝሓመመ ሰብ ምስዝስዕል ወይ ሕንጥሸው ምስዝብል ይመሓላለፍ።  እቲ …

Read More »

እሙን ጸብጻብ ብዛዕባ ለበዳ ኮቪድ-19

ካብ ሕማም ለበዳ ብኸመይ ከምትቚጠብ ኣብ’ዚ ታሕቲ ብዙሓት ምዕዶታት ተመልኪቶም ኣለዉ። ንባዕልኻን ንኻልኦትን ካብ ለበዳ ሕማም ተኸላኸል Skydda dig själv och andra på tigrinja. ካብ ጥቓ ዝሓመሙ ሰባት ምዃን ተቖጠብ። ከምኡ ምስትገብር ንባዕልኻን ንኻልኦትን ከይትሓሙ ትኸላኸል ኣለኻ ማለት’ዩ። ካብ ሕማም ለበዳ ብኸመይ ከምትቚጠብ ኣብ’ዚ ታሕቲ ብዙሓት ምዕዶታት ተመልኪቶም ኣለዉ። እንተ ሓሚምካ ኣብ ገዛ ኹን ዝሓመምካ ኾይኑ እንተ ተሰሚዑካን ነድሪ ኣፍጫ(ዓፍ-ዓፍታ)፡ …

Read More »

Swedish News in tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 25 መጋቢት 2020

ገለ ካብ ኣርእስታት ዜና፡ * ቅድሚ ምምጻእ እዚ ኮቪድ 19 ፡ ክሮና ቫይረስ ዝተነበዩ መጻሕፍትን ፊልምን ኣዛራቢ ዜና ፈጢሮም * ነበርቲ ሽወደን ዝኮኑ ሶማላውያን ሕጽረት ሓበሬታ ኣሎና ክብሉ መረርኦም ገሉጾም ።

Read More »

ሽጋራ ዘትክኹ ሰባት ብ ኮሮናቫይረስ ናይ ምድኻም ተኽእሎኦም ዝለዓለ እዩ ተባሂሉ።

ምትካኽ ሽጋር ዘቋርጹ ሰባት ናይ ምክልኻል ዓቕሞምን ጥዕና ሳናቡኦምን ክብ ከም ዝብል ክኢላታት ሕማማት ለበዳ ፕሮፌሰራት ኣን ሚያን ሱ ኣሌማን ሓቢረን ኣለዋ። ብኻልእ መዳይ ኣትኸኽቲ ሽጋራ ለበዳ ኮሮና ዝያዳ ከም ዘጥቅዖም ኣብ ቻይና ኣብ ልዕሊ 78 ግዳያት ዝተገብረ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ንኽልተ ሳምንቲ ሕሙማት ብምክትታል እተበጽሐ መደመደምታ እዩ።

Read More »

በዓል መዚ ጥዕና፡ ንተቐማጦ ሽሽታ ን ስፖንጋን ካብ ዝያዳ ምልባዕ ቫይረስ የጠንቅቅ።

ተቐማጦ ናይቶም ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከባ ከባቢታት Kista ን Spånga ካብ ዝያዳ ምልባዕ ናይ ቫይረስ ክጥንቀቁ ከምዘለዎም በዓል መዚ ጥዕና ኣዘኻኺሩ። ኣብዘን ዝተጠቕሳ ከባቢታት ዝነብሩ ሰባት ንምልባዕ ቫይረስ ንምግታእ ብፍሉይ ዘድሊ ጥንቃቀ ክገብሩ ከምዘለዎምን ኣእዳዎም ብግቡእ ክሓጽቡ ከምዘለዎም፡ ኣእዳዎም ዓጺፎም ክህንጥሱ ከምዘለዎምን መባእታዊ ምልክታት ሕማም ከም ረስኒ፡ ደረቕ ሰዓልን ጸገማት ምስትንፋስን እንተተራእዩ ነብሶም ባዕሎም ክውሽብ ከምዘለዎምን እንተ ገዲዱ ድማ ንዝምልከቶም ናይ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com