Friday , May 3 2024

ዜና

ሃገረ ኖርወይ፡ ንክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ንተወሰኽቲ ሰለስተ ሳምንታት ከምዘይትጥቀመሉ ገሊጻ

ሃገረ ኖርወይ፡ ኣብ ልዕሊ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ተወሳኺ መጽናዕታት ከተካይድ መደብ ስለዘለዎ፡ ነቲ ክታበት፡ ንተወሳኺ ሰለስተ ሳምንታት ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ውሳነ ክንውስን እንከለና፡ ብጣዕሚ ከቢድ እኳ እንተኾነ፡ ቅኑዕ ውሳኔ ኢልና ስለዝኣመንናሉ ከነተግብሮ ተበጊስና ኣለና ክብል ዳይረክተር በዓል መዚ ጥዕና ኖርወይ (FHI)፡ ካሚላ ስቶልተንቤሪ፡ ምስ ኖርወያዊ ማዕከን VG ኣብ ዝገበረቶ ዝርርብ፡ ገሊጻ። …

Read More »

ኤርትራ፡ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ እያ—ኣብይ ኣሕመድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሓሙስ፡ ናብ ኣስመራ ኣትዩ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ኣብ ዝፍጽመሉ ዘሎ እዋን እዩ እዚ መግለጺ ወጺኡ ዘሎ። ንሱ ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ ትዊተር መልእኽቲ፡ ሰራዊት ኤርትራ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኲናት ዶብ ጥሒሱ ዝሓዞ ቦታታት ትግራይ ለቒቑ ክስሕብ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስምምዕ ምብጽሖም ገሊጹ’ሎ። ንሱ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ንመጀምርታ ግዜኡ ቅድሚ ክልተ መዓልታት፡ ሰራዊት …

Read More »

ኣብ ወርሒ የካቲት፡ ንግዳዊ መኽሰብ ሽወደን 7.3 ቢልዮን ክሮነ ነይሩ

ንግዳዊ መኽሰብ ሃገረ ሽወደን፡ ኣብ ወርሒ የካቲት 2021፡ ክሳብ 7.3 ቢልዮን ክሮነ ምብጽሑ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃገረ ሽወደን፡ ኣብ ወርሒ የካቲት ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ዋጋ 122.9 ቢልዮን ክሮነ፡ ንብረት ንሰደድ ክተብቅዕ እንከላ፡ ካብ ደገ ናብ ውሽጢ ሃገር ዘእተወቶ ንብረት ድማ ብዋጋ 115.6 ቢልዮን ክሮነ ምንባሩን ምስ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ፡ መጠን …

Read More »

በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ ዙሉ፡ ስልጣን ንግስነት ትርከብ

ኑጉሳዊ ቤተሰብ ዙሉ (ደቡብ ኣፍሪቃ)፡ ሓድሽ ንጉስ ክሳብ ዝምረጽ፡ ንሳልሰይቲ በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ (ጉድዊል ዝወሊቲኒ)፡ ስልጣን ንግስነት (ንግስቲ) ክትርከብ ወሲኑ። ንግስቲ፡ ማንትፎምቢ ማድላሚኒ-ዙሉ፡ ካብ 1977 ጀሚራ ሰይቲ ንጉስ ምዃናን ናይ “ዓባይ በዓልቲ ቤት” መዓርግ ሒዛ ምጽንሓን እቲ ንጉሳዊ ቤተሰብ ገሊጹ። በዚ መሰረት ሓደ ካብ ደቃ ንጉስ ከይኮነ ኣይተርፍን ዝብል ግምታት ይናፈስ ምህላዉ ተፈሊጡ። ኣብ 72 ዕድሜኡ ብሕማም ሽኮር ዝዓረፈ፡ …

Read More »

ትግራይ፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ግፍዕታት ክፍጸም ምርኣዩ፡ ሓደ ትካል ረድኤት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ ዝነጥፍ ትካል ተራድኦ ሕክምና፡ MSF፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሲቪል ተግራዎት፡ ጃምላዊ መቕተልቲ ክፍጸም፡ ኣባላቱ ከም ዝረኣዩ ገሊጹ። ኣባላት እቲ ትካል፡ ካብ መቐለ ንዓዲግራት ኣብ ዝወስድ መንገዲ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ሚኒባስ ደው ብምባል ነቶም ደቂተባዕትዮ ፈልዮም ብምውጻእ፡ ክርሽንዎም እንከለዉ ብዓይኖም ምርኣዮም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። ኣብቲ ሽዑ እዋን፡ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ድብያ ተፈጺሙ፡ ወተሃደራት፡ ምዉታትን ቊሱላትን ድሕሪ …

Read More »

ሶማል፡ ስእሊ ዘልዕላ ደቀንስትዮ ከም ንቡር ክውሰዳ እየ ዝደሊ

ሶማል ዝበሃል ስም እንክለዓል፡ ውግእ ሕድሕድን ዝፈረሰ ኣባይትን እዩ ናብ ኣእምሮና ዝቕጀል። ጋዜጠኛ ቢቢሲ፡ ሜሪ ሃርፐር፡ ነዚ ኣረዳድኣና ዝብድህ ኣብ ሞቓድሾ ዝተኻየደ ስእላዊ ኤግዚቢሽንን ኣመታቱን ከምዚ ዝስዕብ ኣዳልያቶ ኣላ። ኣብ ሓደ ጻዕዳ ሕብሪ፡ እተለቕለቐ ዓብዪ ቀጽሪ ሆቴል እተንጠልጠለ ፎቶግራፍ ክልተ ሶማላውያን ሰኣልቲ ይረአ። ቀንዲ ሓሳብ ናይዚ ስእላዊ ምርኢት ዘልዓለት ዳይረክተር፡ ናይቲ ኣብ መስከረም 2020 እተመስረተ ሶማሊ ኣርት ፋውንዴሽን ዝኾነት፡ ሳጋል …

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 25 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

45 ሚልዮን ፖውንድ፡ ዋጋ ሓደ ቅብኣ

ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ፡ ቅብኣ ብሪጣንያዊ ኣርቲስ፡ ሳቻ ጃፍሪ፡ ብ45 ሚልዮን ፓውንድ ከም እተሸጠን ኣታዊኡ ድማ ህጻናት ንምሕጋዝ ክውዕል ምዃኑን ተፈሊጡ። ቀባኢ ሳቻ ጃፍሪ፡ ነዚ 1600 ትርብዒት ሜትሮ ዝስፍሓቱ ቅብኣ ንምውዳእ 8 ኣዋርሕ እዩ ወሲድሉ። እዚ ቅብኣ፡ ኣብ ኣዳራሽ መሳዕስዒ ሓደ ዝተጠንጠነ ሆቴል ዱባይ ከም ዝርከብ ድማ ተመልኪቱ። ዋላኳ እቲ ኣርቲስት ነዚ ቅብኣ ኣብ 70 መቒሉ ክሸጦ መደብ እንተነበሮ፡ …

Read More »

ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክትሽምግል ካቢኔ ሱዳን ከም ዝድግፍ ይገልጽ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣልፋሽቓ፡ ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብ፡ ካብ ቀረባ እዋናት፡ ናብ ደማዊ ግርጭት ምዕራጉ፥ ልዝብ ዓብዪ ሓጽቢ ህዳሰ ኸኣ ኣብ ደውታ ከም ዝበጽሐ ዝዝከር እዩ። ሃገረ ኢማራት ዓረብ፡ ነዚ ኣብ መንጐ እዘን ክልተ ሃገራት ዘሎ ግርጭት ዶብን ሕቶ ሓጽቢ ህዳሰን ብዝምልከት፡ ከም ሽማግለ ክትከውን፡ መሰጋገሪ ካቢነ ሱዳን ከም ዝድግፍ ሚኒስትሪ ሓበሬታ ሱዳን፡ ሓምዛ ባሎል፡ ትማሊ ሰሉስ ገሊጹ’ሎ። እዚ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com