Tuesday , April 30 2024

ስፖርት

ማን ዩናይትድ ን ኣሮን ዋን ቢሳካ ንምዕዳግ ተሰማሚዓ!!

ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ናይ ትሕቲ 21 ዓመት ኣብ ኢጣልያ ዝርከብ ቢሳካ፡ ማን ዩናይትድ ብ 50 ሚልዮን ፓውንድ ክለቡ ክሪስታል ፓላስ ኣብ ስምምዕ በጺሓ ክትብል ቢቢሲ ኣብ መርበባታ ሓቢራ። እዚ ወዲ 11 ዓመት እንከሎ ናብ ክሪስታል ፓላስ ኣካዳሚ ዝተጸምበረን፡ ኣብ 2018 ከኣ ምስ ዓባይ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ፈላሚ ጸወታኡ ዘካየደ ቢሳካ፡ ኣብ ዓመተ ስፖርት 2018/’19 35 ጸወታታት …

Read More »

ሮናልዶ 18 ሽሕ ፓውንድ ን ሰራሕተኛታት ሞቑሹሽ ሂቡ!!

ህቡብ ፖርቱጋላዊ ተጻዋታይ ክርስትያኖ ሮናልዶ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ግሪኽ ኣብ ምዝናይ ይርከብ። ንሓንቲ ለይቲ 7 ሽሕ ፓውንድ ኣብ ዝኽፈሎ ሆቴል ምስ ዓርኩ ጆርጂና ሮድሪገዝ ከምኡ ድማ ኣርባዕተ ደቁ ኣዕሪፉ ዝርከብ ሮናልዶ፡ ኣብ ዓይኒ ሓደ ዓሚል መሲሉ ግን ከኣ ተጸናጻኒ ብዓል ካሜራ ምእታዉ ድሕሪ ምፍላጡ፡ ንሰራሕተኛታት ናይቲ ሆቴል 18 ሽሕ ፓንውድ መቝሽሽ ሂቡ ካብቲ ሆቴል ከምዘባረሮ እስጳኛዊት ጋዜጣ ኤኤስ ኣፍሊጣ። …

Read More »

ኔይማር ምስ ክለብ ባርሳ ኣብ ስምምዕ በጺሑ!!

ሂወት ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ከም ዘይማእምኦን ናይ ቅድም ቤተይ ናፊቀ ክብለ ዝቐነየ ብራዚላዊ ነይማር  ናብ ናይ ቀደም ጋንቱ`ኡ ባርሶሎና ከም ዝተመልሰን ናይ ሓሙሽተ ዓመት ኩንትራት ክፈራረም ምስታ ጋን`ታ ከም ዝወድእ ሎሚ ዝወጹ ዘለዉ ዜናታት ይሕብሩ። እሱ ነዚ ዝገለጸ ኣብ ናይ ዕለተ ልደት ኮኸብ ተጻዋታይ ክለብ ባርሰሎና መሲ ኣብ ዝጻሓፎ ሰናይ ትምኒቱ ኣብ ዝቐረበ ግዜ ኣብ ጎኑኻ ኣለኹ ክብል ብምጽሓፉ እዩ። …

Read More »

ኣስልጣኒ ራፋ ቤኒተዝ ካብ ኒውካስትል ይፋኖ!

ንክለብ ኒውካስተል ካብ ወሪዳትሉ ዝነብረት ታሕተዋይ ዺቪዝዮን ዝመልሳን ህላውኣ ኣብ ፕሪመር ሊግ ዘውሓሰ ስጳኛዊ ኣሰልጣኒ ራፋ ቤኒተዝ ምስ ኣካየድቲ እዝ ጋንታ  ክሰማማዕ ብዘይ ምኽኣሉ ክገድፋ ወሲኑ። በዚ መስረት ምስ ርብሕ ዝበለ መሃያ ማለት  ዓመታዊ ስጋብ 12 ሚልዮን ኤሮ ክኸፍልኦ ቅሩባት ናብ ዘለዋ ክለባት ቻይና ኣብ ምዝርራብ ከምዘሎ ይንገር ኣሎ። ራፋ ቤኒተዝ ዝሓለፈ ዓመት ንኒውካስል ብዘይ ብዙሕ ወጻኢታትን ኣብ መበል 13 …

Read More »

ፒኤስጂ ንነይማር ንምሻጥ ተዳልያ!!

ብ ኣቡዳቢያውያን ሰብ ርእሰማል ትውንነ ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ነቲ ብኹቡር ዋጋ ዝዓደገቶ ብራዚላዊ ነይማር ንምሻጥ ኩሉ ምድላዋታ ወዲኣ። ፈረንሳዊ መርበብ ሓበረታ ላ ኢኹብ ከምዝሓበረቶ ክለብ ፒኤስጂ ትኽክል ዋጋ ነይማር ተረኺባ ዓይና ከይሓሰየት ከምቲሸጦ ኣፍሊጣ። ነይማር ናብ ሊግ ፍረንሳ ካብ ዝሰጋገር ብምንእስ እዚ ሊግ ብተወዳዳርነቱን ዘይዕጋበቱ ክገልጽ ምጽንሑን፣ ምስ ተፈላለዩ ተጻወት ክዋጠጥን ከይ ተሃረም ተሃሪመ ብምባልን ናብ ሃገሩ ብራዚል ብዘይምኽንያት ምጋሸ …

Read More »

ውድድር ሃገራት ላቲን ኣመሪካ ብ ዓወት ብራዚል ኣብዝጀመረሉ ብቕዓት ብራዚል ግን ንደገፍታ የሻቕል!!

ብውድድር ኮፓ ኣመሪካ ዝፍለጥ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ላቲና ኣመሪካ ሎሚ ዓመት ን ሃገራት ቐጠርን ጃፓን ሓዊሱ ውድድራቱ ኣብ ርእሰ ከተማ ብራዚል ርዮ ዲጀነሮ ናብ ሎሚ ኣብ ዘግሔት ለይቲ ብ ዓወት ብራዚል 3 ብ 0 ኣብ ልዕሊ ቦሊቭያ ብምዕዋት ውድድሩ ፈሊሙ። ኣብዚ ኮቲንሆ ተጻዋታት ክለብ ባርሶሎና ኮኸብ ኮይኑ ኣብ ዘመሰየሉ ክልተ ሸቶታ ብምምዝጋብ ክደምቕ ከሎ ዝተረፈት ሸቶ ድማ ካብ ኤቨርተን …

Read More »

ሃዛርድ ናይ እንኻዕ መጻኻ ጽንብል ተገርሉ!!

ካብ ኢንግሊዛዊት ቸልሲ ናብ ክልብ ርያል ማድሪድ ብ150 ሚልዮን ፓውንድ ዝተሰጋገረ ኤደን ሃዛርድ ወግዓዊ መላለዪ ምስ ክለቡ ኣብ ቅድሚ ከባቢ 55 ደገፍቲ ኣብ ዝተረኽብሉ ተገርሉ። እዚ ቁጽሪ ብዘይ ብላ ማልያ ምስ ደገፍቲ ሓዳስ ክለቡ  ዝተላለየለ ሃዛርድ ብብዝሒ ዝተረኽቡ ደገፍቲ ምስ ብራዚላዊ ካካ ብምዕርራይ ድሕሪ ክሪስትያኖ ሮናልዶ ማለት ብ 70 ደገፍቲ ዝተጸንበለሉ ካልኣይ ደረጃ ብሉጽ ተጻዋትይ ንክሰየም ኣዝየ ክጽዕር እየ ዝበለ …

Read More »

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ናብ ስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ተሰጋጊሩ!!

ድሕሪ ናብ ጀርመናዊ ክለብ ዶርትመንድ ምስግጋሩ ብልቓሕ ምስ ሆላንድዊት ክለብ ዊልያም 2ይ ተስጋጊሩ ቡሉጽ ምንቅስቃ ብምንጽብራቕ ካብ 18 ግጥማት 14 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ክለባትድአን ኣስአልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ክስሕብ ዝኽኣለ ኣለክሳንደር ኢሳቕ ብ ኣስታት 10 ሚልዮን ዩሮ ናብ ክለብ ርያል ሶስይዳ ተሰጋጊሩ። እዚ ን ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ንክጻወት ፈርሙ ዘሎ ኣለክሳንደር እንሆ ከም ትጺቢት ቡዙሓት ቆዋሚ ቦታ ረኺቡ …

Read More »

ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ብኣታዊታቶም ኣብ ቅድሚት ይስሩዑ!!

ኾዋኽብቲ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ዝኾኑ ሊዮንሊ መሲ፣ ክርስትያኖ ሮናልድን ነይማርን ብዝኽፈልዎ መሃያ ላዕለዎት ደረጃ ይሕዙ። ኣርጀንቲናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ልዮነል ሜሲ ብ127 ሚልዮን ዶላር ኣብ ቅድሚት ክስራዕ ከሎ ፖርቱጋላዊ ሮናልዶ፡ ብ109 ሚልዮን ዶላር 2ይ ደረጃ ፡ ብራዚላዊ ነይማር ድማ ብ105 ሚልዮን ዶላር 3ይ ተርታ ሒዞም፡፡ ዝሓለፈ ዓመት ብ ኣታውታቶም 1ይ ደረጃ ሒዙ ዝነበረ ተጓሳጣይ ማይወዘር  ካብ መሳልል ላዕለዎት ኣታዊታት ዝረኸቡ …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ ውድድር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብዓወት ይጅምራ!!

ትማሊ ምሸት ኣብ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2019፣ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውርርር ፈላሚ ጸወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ቺለ 2 ብ 0 ብምዕዋት ውድድረን ፈሊመን። ኣብዚ ኣብ መበል 73 ብሰንኺ ሓያል ዝናብ ዝተቓረጸ ውድድር ን ሙሉእ ጸወታ ዓብላልነት ተጻወቲ ሸወደን እካ  እንተነበረ ሓሓሊፈን ሓደገኛ ፈተነታታት ክገብራ እምበር ሸቶ ክረኽባ ኣይከኣላን። ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝቐጸለ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com