Monday , April 29 2024

ኢመግረሽን

ሃገር ዘይብሎም ሓተትቲ ዕቚባ ቀዋሚ ፍቓድ መንበሪ ክረኽቡ ከም ዝኽእሉ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ገሊጹ!!

ሃገር ዘይብሎም ሓተትቲ ዕቚባ ቀዋሚ ፍቓድ መንበሪ ክረኽቡ ከም ዝኽእሉ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ሽወደን ኣብቲ ንኽልተ ዓመታት እተናውሐ ኣዋጅ ግዜያዊ መንበሪ ዝምልከት ለውጢታትን ተወሳኺ ሓበሬታን ኣውጺኡ’ሎ። “ሓደ ካብ ለውጢታት እዚ ሕጊ ሃገር ዘይብሎም( stateless) ሰባት ኣብ ገሊኡ እዋናት ቀዋሚ ናይ መንበሪ ፍቓድ ክረኽቡ ዝኽእሉ ምዃኖም እዩ። እዚ” ኣብ ገለ እዋናት” ዝብል መግለጺ እንታይ ዝርዝራትን ተርጒምን ከም …

Read More »

ካብ 20 ሓምለ 2019 ጀሚሩ ግዜያዊ ሕጊ ሓተትቲ ዕቚባ ግብራዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ!!

ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ለውጢታት እዚ ሓድሽ ሕጊ ንምጥርናፍ ስድራቤት ዝምልከት ብይን ይርከቦ” ክብል ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሩ’ሎ። “ነዚ ሕጊ ከበዳሉ ብዙሕ ኢና ሃሊኽና” ኣብቲ ክፍሊ ዝሰርሕ ፍረድሪክ ፔጀር። ባይቶ ሽወደን ዝሓለፈ ሰነ ግዜያዊ ሕቶ ዕቚባ ንኽልተ ዓመታት ከናውሕ ወሲኑ ኔሩ እዩ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ሕጊ መለሳዊ ሓለዋ ዝረኸቡ ሰባት ከም ስደተኛታት መስል ምጥርናፍ ስድረቤታት ክህልዎም …

Read More »

ኢጣልያ – ኣብ ኤውሮጳ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ተዓጽዩ!!

ኣብ ኢጣልያ ደሴት ቺቺልያ ተደኲኑ ዝነበረ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ብወግዒ ከምእተዓጽወ ምንጭታት’ቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝነበረ ዝተገልጸ ትካል፡ ኣብ ሓደ እዋን ልዕሊ 4 ሽሕ ስደተኛታት ከምዝነበሩዎ ተሓቢሩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ማቲዮ ሳልቪኒ፡ ኣብ ጽምብል ምዕጻው ናይቲ መዓስከር ብኣካል ተረኺቡ ከምዝነበረ ብተወሳኺ ተፈሊጡ። ኣንጻር ስደተኛታት ተሪር መርገጺ ናይ ዘለዎ ሰልፊ ሕብረት የማናዊ ክንፊ ኢጣልያ መራሒ …

Read More »

ፓርላማ ሽወደን ንግዝያዊ ሕጊ ዑቕባ 2016 ን ተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክናዋሕ ወሲኑ!!

ብመሰረት ፓርላማ ሽወደን ንምጥራንፍ ስድራቤት ዝምልከት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ጉዳይ  ግዚያዊ ሕጊ ዑቕባ 2016 ከምዘለዎ ንኽልተ ዓመት ማለት ስጋብ 2021 ክጸንሕ ክውስን ከሎ፡ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ማለት ናይ ሓደ ዓመት ጥራይ ክወሃብ ዝጸንሔ ድማ ልኽዕ ከምቶም ንካልኦት ስደተኛታት መንበሪ ፍቓድ ይኹን ምጥራንፍ ስድራቤት ሓደ ዓይነት መስል ክወሃቦም ተወሲኑ ። ኣብዚ ና ይ ሎሚ ውዕሎ ነዚ ናይ ምንዋሕ እማመ ካብ …

Read More »

ቤትፍርዲ ኢሚግሬሽን ዮተበሪ ብምግድንጓይ ተነቒፉ!!

ኣብ ሽወደን ዕቚባ ዝሓቱ ሰባት ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኢሚግሬሽን ዘቕርብዎ ሕቶ ዘይስነመጎታዊን ዘይርትዓዊን ምድንጓይ ኣለዎ ብዝብል ነቐፌታ ወሪድዎ። እዚ ዝተባህለ ብመሰረት ጸብጻብ በዓልመዚ ሓባስ ንብዓት እዩ። እዚ ቤትጽሕፈት ካብ ኣመልከትቲ ዝቐርብ ናይ ጥርዓን ደብዳቤታት ዝምልከት ኮይኑ ሕቶኦም ፈለማ ዝተነጽገ ፥ ኣርባዕተ ናይ ምጽባይ ዓመታት ዘሕለፉን ግዜያዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ ሽውደን ዝረኸቡን ይምልከት። ናይ ዕቚባ ጒዳያት ኣብዚ ቤትፍርዲ ካብ 17 ክሳብ …

Read More »

53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም ሕቡናት ምኻኖም ገሊጾም!!

 ዎርልድ ቫልዩ ሰርቨይ ዝገበሮ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ 53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም” ኣዝዩ ከም ዘሐብኖም” 24 ሚእታዊት ከኣ ብመጠኑ ክብሉ ምምላሶም ገሊጹ። እቶም ኣዝዮም ሕቡናት ሶማላውያን እዮም ይብል እቲ መጽናዕቲ። ኣብ ዓመታት 2010 ከምኡ’ውን 2014 ዝተገብረ መጽናዕቲ 39.7 ሚእታዊት ተሓተትቲ ብሽወደናዊ ዜግነት ኣዝዮም ሕቡናት ምዃኖም ገሊጾም ኔሮም። እዚ መጽናዕቲ ካብ ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ሃገራት ዝውለዱ 6516 …

Read More »

ሸንገን ቪዛ ምምሕያሻት ይግበረሉ!!

ኣውሮጳዊ ሕብረት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምዕጋት ኣብ ዙርያ ሸንገን ቪዛን ሕጋውያን ተጉዓዝትን ገለ ምምሕያሻት ሕጊ ምግባሩ ገሊጹ። እዚ ሓድሽ ምምሕያሽ ሕጊ ንመስርሕ ቪዛ ኣውሮጳ ንጹርን ስሉጥን ክገብሮ እዩ ክብል ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ኣውሮጳዊ ሕብረት ገሊጹ’ሎ። ገለ ካብቲ ምምሕያሻት ብኤለክትሮኒካዊ ኣገባብ ሕቶ ምቕራብን ክሳብ 6 ወርሒ ዝጸንሕ ቪዛ ምሃብን እዮም። እዚ ቪዛ ተደጋጋሚ ምእታው ዘፍቅድ ከም ዝኸውን እውን ተገሊጹ’ሎ። እዚ ኣብ መንጐ …

Read More »

ፓስፖርት ሽወደን ንምሕዳስ ነዊሕ ግዜ ይወስድ ኣሎ ተባሂሉ!!

 ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ ሽወደን ፓስፖርት ንምውጻእ ዝህሉ ናይ መጸበዪ ግዜ ልዕሊ ሓደ ወርሒ በጺሑ’ሎ። ሽወደናዊ ፓስፖርቱ ግዚኡ ዝሓለፎ ሰብ ንምሕዳስ ብመርበብ ሓበሬታ ፖሊስ ኣቢሉ ቈጸራ ክሕዝን ከመልክትን እዩ እቲ ዝጸንሕ ኣሰራርሓ። እንተኾነ ግና ኣብ ወርሓት ሓጋይ እዚ ሰልፊ ምሕዳስ ኣዝዩ ነዊሕ ከም ዝኸውን ፖሊስ ይሕብር። ኣብ መብዛሕትኡ ቦታትታ ናይ መጸበዪ ግዜ ኣርባዕተ ሳምንቲ ኮይኑ ኣብ ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ግና …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 06 ሰነ 2019

Read More »

ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ 30000 ሰባት ናይ ሽወደን ዜግነት የመልክቱ።

ኢመግረሽንስቨርከት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ከምዝሓበሮ ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ ማለት ካብ ጥሪ ከሳብ ሚያዝያ 2019 ኣብ ዘሎ ግዝየ 30000 ሰባት ናይ ሽወደን ዜግነት ከምዘመልከቱን ካብዚኦም ድማ 5014 ዜግነት ከምዝወሰዱን ተገሊጹ። ክሳብ ሕጂ ኣብ ናይ ዜግነት ክፍሊ ተመልኪቱ ክፉት ዘሎ ጉዳያት ብዝሒ ድማ 87551 ምኻኑ ተፈሊጡ። ካብቶም ዝተወሰኖሎም ጉዳያት እቶም 88 % ዜግነት ከምዝረኽቡ ብተወሳኺ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ከምዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com