Monday , April 29 2024

ካብዝን ካብትን

ልዕሊ 160 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም

ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ ልዕሊ 160 ዘይሕጋውያን ስደትኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ንኽበጽሑ፡ ውሕስነት ብዘይብለን ጀላቡ ተጠቂሞም ክሰግሩ ይፍትኑ ኣብ ዝነበርሉ እዋን፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ፡ ኣስታት 1500 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ኣብ ዘምርሕሉ ዝነበሩ እዋን፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ከምዝሞቱ …

Read More »

ክታበት ዝወሰደ ትራምፕ፡ ናይ ተቛውሞ ድምጽታት ኣጋጢምዎ

ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነበር፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ከም ዝወሰደ ኣብ ከተማ ዳላስ ኣብ ቅድሚ ዝሰምዕዎ ዝነበሩ ሰባት ድሕሪ ምጥቃሱ፡ ዘይተጸበዮ ናይ ተቛውሞ ድምጽታት ከም ዝሰምዐ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ ናይ መደበር ተለቪዥን፡ ፎክስ ኒውስ፡ ህቡብ ዝነበረ ሰብ፡ ቢል ኦሪሊ፡ ንትራምፕ ቃለ- መሕትት ኣብ ዝገበረሉ ዝነበረ ግዜ፡ ኦሪሊ ንትራምፕ ብዛዕባ ሳልሰይቲ ብልቃጥ ክታበት ወሲዱዋ እንተ …

Read More »

ሽወደናዊ ማሕበራዊ ሞዴል . . . 9ይ ክፋል . . . ዳግመ-ምቁጽጻር መንግስቲ

ሽማግለ ናይ ቅዋም (Committee on the Constitution – KU) በቲ ባይቶ ዝምረጽ ኮሚቴ ኾይኑ ናይቶም ሚኒስተራት ኣፈጻጽማ ናይ ወድዓዊ ዕዮታቶምን እቲ መንግስታዊ ስራሕ ዝእለየሉ ኣገባብን ዝከታተልን ዝቆጻጸርን ኣካል እዩ። ብተወሳኺ’ውን ብዛዕባ ምስ ቅዋም፡ ባይቶኣዊ መስርሓት ዝተሓሓዙን ከምኡ ውን መርማሪ ኣካል (auditors-general) ዝመረጾም ጉዳያት ናይ ምድላው ሓላፍነት ኣለዎ። ሃገራዊ መርማሪ ቤት ጽሕፈት ሽወደን (The Swedish National Audit Office) ተጸዋዕነቱ፡ ብቐጥታ ናብ …

Read More »

ኣብ ል ዕሊ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሰንዓ፡ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንታዊ ሓይሊ፡ ኣብቲ ኣብ ርእሰ-ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ የመን፡ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ተፈን`ዩ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ቅድሚ ምክያዱ ሰላማውያን ሰባት ካብቲ ከባቢ ለቒቖም ንኽወጹ ተነጊሩዎም ከም ዝነበረ ድማ መንግስታዊ መራኸቢ ብዙሃን የመን ገሊጸን ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ ኣብ ከባቢ `ቲ ማዕርፎ ነፈርቲን እታ ርእሰ-ከተማን ዝርከብ ቦታታት ድማ እቶም ብኢራን ዝድገፉ ተቓወምቲ ሑቲ ተቖጻጺሮሞ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፡፡ …

Read More »

ዋጋታት ኤሌክትሪክ፡ ክብረ ወሰን ሒዙ

ዋላ’ዃ ብቁሩብ እንተቐነሰ፡ ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ሽወደን፡ ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣብ ዘይፍለጥ ደረጃ ‘ዩ ዘሎ። እዚ ዝተራእየሉ ኣብ ናይ ኖርድፑል ጽዓት ኤሌትሪክ ናይ ሮቡዕ ዕዳጋ ምቕይያር ኣብ ዝነበረ ምዃኑ ተፈሊጡ። ሎሚ፡ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ዋጋ ጽዓት ኤሌክትሪክ 4.25 ክሮኖር ንሓደ ኪሎ ዋት ዊዒሉ፡ እዚ ማለት ካብ ናይ ሰኑይ ዋጋ ቁሩብ ብምውሳኩ ከቢሩ ማለት ‘ዩ፡ እቲ ናይ ሰኑይ ዝነበረ …

Read More »

Harmony Media News 22/12/2021

Read More »

ምያንማር፥ ብምንሽርታት መሬት፡ 70 ሰባት ይጠፍኡ

ኣብ ሃገረ ምያንማር፡ ኣብ ናይ ዕደና ቦታ ብዘጋጠመ ምንሽርታት መሬት፡ ሓደ ክምወት እንከሎ፡ 70 ዝኾኑ ድማ ሃለዋቶም ከም ዘይተፈልጠ ተገሊጹ። ናይ መድሕን ሰራሕተኛታት ኣብቲ ቦታ ተዋፊሮም ምህላዎም ዝገለጸ ጸብጻብ ቢቢሲ፡ እቶም ግዳያት ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ክቡር ዑንቂ ምንባሮም ወሲኹ ኣመልኪቱ። እዚ ምንሽርታት መሬት ብረቡዕ ሰዓት 4 ኣብ ከባቢ ህፓካንት ክልል ካቺን እዩ ኣጋጢሙ። እዚ ሓደጋ፡ ብምኽንያት ዓበይቲ መካይን ከግዕዝኦ ዝጸንሓ ፍርስራሳት …

Read More »

ሽወደናዊ ማሕበራዊ ሞዴል … 8ይ ክፋል … ተሓላቒ ፍትሒ (Ombudsmen)

ካብቶም ኣብቲ ሓፋሽ ክፍጠር ንዝድለይ ግልጽነት ከታባብዑ ዘኽእሉ መስርሓት እቲ ሓደ፡ መስርሕ ናይ ተሓላቒ ፍትሒ ምትእትታው እዩ፡፡ እዚ ኣምር እዚ ድማ ናብ ብዙሓት ሃገራት ተጋዊሑ ዝርከብ መስርሕ እዩ። ሽወደን እዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ተሓለቕቲ ፍትሒ ኣለዋ፥ ተሓላቒ ፍትሒ ‘ንፍትሒ’ (The Ombudsmen for Justice – JO) ወይ ድማ በቲ ባይቶ ስለዝምረጽ፡ ብዕላዊ መጸውዒኡ ባይቶኣዊ ተሓለቕቲ ፍትሒ ዝባሃል ኮይኑ፡ እቶም መንግስታዊ ትካላትን ሰብ …

Read More »

Harmony Media News 20/12/2021

Read More »

ምብራቕ ቲሞር … ሓደ ቀሺ: ህጻን ብምድፋር ተኸሲሱ

ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ ን 12 ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርደ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ዝበዝሐ ካብ ህዝባ ተኸታሊ እምነት ካቶሊክ ዝኾነ ምብራቕ ቲሞር ን 84 ዓመት ዝዕድሜኡ ቀሺ ብ ምኽንያት ጾታዊ ምድፋር ክትከስስን ናብ ቤት ፍርዲ ክትወስድን እዚ ንፈለማ ግዜኣ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ 1990ታት ን ዘኽታማት ዝኸውን መዕቆቢ ዝሃነጸ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com