Monday , May 13 2024

Harmony Media ዜና መጽሔት 29 ሚያዝያ 2021

Read More »

Harmony Media News 26/04/2021

Read More »

Harmony Media News 25-04-2021

Read More »

ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ብናስሮቪች

Read More »

Vanliga & enkla fraser. Svenska – Tigrinja del 3

https://youtu.be/0wTWX6BMuy0

Read More »

Harmony Media News 23-04-2021

Read More »

Harmony Media Voice News

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 21 ሚያዝያ 2021

Read More »

Harmony Media News 21 04 2021

Read More »

Harmony Media News 19-04-2021

Read More »

Harmony Media News 18-04-2021

Read More »

Harmony Media Voice News 15/04/2021

Read More »

Harmony Media News 14/04/2021

Read More »

Harmony Media News 12/04/2021

Read More »

SFI Skriva: with Hager Teklay ትግርንኛ ሽወደንኛ ኣገባብ አጸሓሕፋ

Read More »

Harmony Media News 09/04/2021

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 07 ሚያዝያ 2021

Read More »

Harmony Media News 07/04/2021

Read More »

Harmony Media News 05/04/2021

Read More »

ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት ዕለት 02/04/2021

https://youtu.be/Ofo4rxVUXqU

Read More »

Harmony Media News 02/04/2021

Read More »

ውህለላን ልቓሕን Save and borrow

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 01 ሚያዝያ 2021

Read More »

Harmony Media News 31/03/2021

Read More »

Harmony Media News 29/03/2021

Read More »

SFI Tema – Arbete och utbildning A-B Svenska för tigrinja talande Hager Teklay

Read More »

Harmony Media News 26/03/2021

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 25 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

ኣገዳሲ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ 19

ኣካል ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ዝኾነ ባህላዊ ማእከልን ሃርሞኒ ሚድያን ብሓባር ብምኻን ኣብዘዳለናዮ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ መብርሂ ክህቡና ተዓዲሞም ዘለው ክኢላታት ስፒሻሊስት ዶር. ቴድሮስ ኣማኒኤል ከምእውን መኣዛ ያሬድ ተስፋማርያም ክኢላ ጥዕናዊ ሓበሬታ እዮም። ኣብዚ ብማሕበራዊ መራኸብታት ሃርሞኒ ሚድያ ብመንገዲ ዙም ዓርቢ ዕለት 26 መጋቢት 2021  ልክዕ ሰዓት 18:00 ዝካየድ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ-19፡ ክንፈልጦም …

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 21 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media News 19/03/2021

Read More »

Harmony Media News 17-03-2021

Read More »

ፍሉይ መደብ 50 ደቒቕ 16 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media News 15-03-2021

Read More »

ዜና መጽሔት 14 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ Tycka SFI C

Read More »

Harmony Media News 12-03-2021

Read More »

Harmony Media News 10-03-2021

Read More »

Harmony Media News 08/03/2021

Read More »

Harmony Media News 05-03-2021

Read More »

Harmony Media News 03-03-2021

Read More »

Harmony Sport 01-03-2021

Read More »

Harmony Media News 01-03-2021

Read More »

Enkla fraser Svenska-tigrinja ..Hager Teklay

Read More »

Harmony Media ዜና ስፖርት 26-02-2021

Read More »

Harmony Media News 26-02-2021

Read More »

ዜና መጽሔት 25 ለካቲት 2021

Read More »

Harmony Media News 24-02-2021

Read More »

Harmony Media News 22 /02/ 2021

Read More »

ዜና መጽሔት 21 ለካቲት 2021

Read More »

Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

SFI C – D

Read More »

Harmony Media News 19-02-2021

Read More »

Harmony Media News 17/02/2021

Read More »

Harmony Media News 12-02-2021

Read More »

ዜና መጽሔት. 11 ለካቲት 2021

Read More »

Harmony Media News 10-02-2021

Read More »

Harmony media News – ዜና ሃርሞኒ 08 የካቲት 2021

Read More »

Harmony media News 05/02/2021

Read More »

Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 04 ለካቲት 2021

Read More »

Harmoy media News 01/02/2021

Read More »

Harmony Media መጽሄት 31 ጥሪ 2021

Read More »

Harmony Media…….. ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

Read More »

ዜናታት ሃርሞኒ ሜድያ 27 ጥሪ 2021

Read More »

Harmony Media 26 ጥሪ 2021 መሰላት ቆልዑ ኣብ ሽወደን.

Read More »

Harmony Media News 25/01/2021

Read More »

Harmony News. 22/01/2021

Read More »

Harmony News 20-01-2021

Read More »

Harmony News 18/01/2021

Read More »

Harmony News. 15/ 01 /2021

Read More »

ዜና መጽሄት 14 ጥሪ 2021

Read More »

ዜናታት ሃርሞኒ 13/01/2021

Read More »

Harmony News 11 January 2021

Read More »

ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

Read More »

Read More »

ብፈነወ ሃርሞኒ መዲያ ዝዳሎ መደብ ሶሊ ሾው ብምኽንያት በዓል ልደት ዝተዳለወ ፍሉይ ናይ ዕላል መደብ ምስ ኣባላት ሃርሞኒ መድያ ሓሙስ 7 ጥሪ 2021

Read More »

Harmony News 06 ጥሪ 2021

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ኦስተርሱንድ

30 ታሕሳስ 2020 ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻል ባርዕ ናይቲ ከተማ ንኾሎም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ብሰንኪ እቲ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ መኣከቢ (ሎካል) ዘጋጠመ ብርቱዕ ባርዕ ዘበገሶ ትኪ ኩሉኹም ኣብ ውሽጢ ገዛ ክትኮኑን ማዓጹን መሳኹቲን ከምኡውን ናይ ኣየር መውዓይ(ventilation) ክትዓጽዎ ጸዊዑ። ንዝያዳ ሓበሬታ ሬድዮ ሽወደን ያምትላንድ ተኸታተሉ።ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ

Read More »

ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብፖሊስ ሸወደን ተቀቲሉ።

ነባሪ ኤክኸ (Eksjö) ዝኾነ ወዲ 25 ዓመት መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብረቡዕ 23 ታሕሳስ 2020 ሰዓት 3 ወጋሕታ  ብኣባላት ፖሊስ ሽወደን ብዝተተኾሰሉ ጥይት ሂወቱ ከምዝሓለፈ ማዕከናት ዜና ሽወደን ሓቢረን።  መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብምኽንያት ሕማም ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዝነበረን ግቡእ መዓልታዊ ሓገዝ ዝረኽበሉ ቦታ ይመላለስ ከምዝነበረን ኣብቲ ቦታ ዝነብሩ ብጾቱ ንኣልኮምፒስ ሚድያ ክፍሊ ትግርኛ ሓቢሮም። ማዕከናት ዜና ሽወደን ሞት …

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazin 25 December 2020

ምቅያር ኣልኮፒስ ትግርኛ ናብ ሃርሞኒ ሜድያ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrinya 23 December 2020

ኣርእስተ ዜና 1.ኣብ ሃገረ ሽወደን ናይ መጀመርያ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ሰንበት ክጅመር ምኻኑ ተሓቢሩ። 2.ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ግጭት ትግራይ ነጻ መርመራ ሰብኣዊ መስል ክግበር ጸዊዑ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 21 December 2020

1. ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ ቅርጹን ሽሙን ክቅይር ከም ዝኾነ ተፈሊጡ። 2. ዓሌት ኩሮና ዝኾነ ቫይረስ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ከም ዝተርኣየ ትሓቢሩ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

ሽወደን ናይ ምእታው እገዳ ክናዋሕ እዩ።

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ካብ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ወጻኢ ናይ ዝመጹ ሰባት ዘንበሮ ግዜያዊ እገዳ ጒዕዞ ክሳብ 31 ማርች ዝመጽእ ዓመት ከናውሖ ምዃኑ ገሊጹ። ካብ ምጅማር ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ምስ ምስላጥ ብረግዚት ብሪጣንያ ከም ዘይኣባል ኣውሮጳዊ ሕብረት ከም እትጽብጸብ ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ እዚ እገዳ ንብሪጣንያ እውን ዘጠቓልል ክኸውን እዩ ኢሉ። ኣብ ሽወደን መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ካብዚ ሕጊ ውጹኣት እዮም፥ እንተላይ ዜጋታት …

Read More »

UR Språkplay ዝሓሸ ፍልጠት ቋንቋ ሽወደን ንኽህልወኩም ዝተዳለወ መደብ።

ምስ UR Språkplay መደብ ሬድዮ ትምህርቲ UR (Utbildningsradion) ዋላ እኳ ቋንቋ ሽወደን ኣጸቢቕካ እንተዘይካኣልካ፡ ብ 27 ካልኦት ቋንቋታት ተዳልዮም ስለዘሎዉ፡ ብመበቆላዊ ቋንቋኻ መሪጽካ ክትከታተል እዉን ትኽእል። ብድሕሪኡ ነቲ መደብ እንዳራኣኻ ዘይተረዳኣካ ቃል ምስትረክብ፡ ነታ ቃል ብምጥዋቕ ናብ ቋንቋኻ ክትርጉማ ትኽእል። በዚ ኣገባብ፡ ክሳብ 4000 ዝኣኽሉ ዝራኣዩ መደባት ተዳልዮም ኣሎዉ። መደባት ኡኣር ፕለይ ማለት ( UR Play och UR Språk play) …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna. 11 December 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 07 December 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 04 December 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 04 December 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 02 December 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 30 November 2020

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ SFI A – nybörjare

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 27 November 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 27 November 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 25 November 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 23 November 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 20 November 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 18 November 2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መንግስቲ ሽወደን ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ዘድልዩ ተረርቲ ሕግታት ክወስድ ዘኽእሎ ስልጣን ዉሱን ምዃኑ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ሕድሕድ ሞትን ስደትን ብምኽታል ዓቢ ጉድኣት ይወርድ ምህላዉ ጸብጻባት ኣረጋጊጾም። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 16 November 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 11 11 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 09 11 2020

Read More »

Användbara svenska fraser & meningar Del 2 ንዝርርብ ዝሕግዙና ምሉኣት ሓሳባትን ሓረጋትን ቋንቋ ሽወድን ካልኣይ ክፋል

Read More »

መልሲ መበል 45 ሰሙን ሕቶታት ክልሰ ሓሳባዊ መምርሒ መኪና

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 02 11 2020

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ

Read More »

መልሲ ንክልሰ ሓሳባዊ (teori)ሕቶታት መምርሒ ፍቃድ መኪና ካብ ዕለት 19 -30 ጥቅምቲ

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 30/10/2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ መምርሕታትን ምኽርን ብምዉጻእ ኣብ ተግባራዊነት ኣትዩ።ቤት ምኽሪ ቅዋም ሽወደን ንኣታሓሕዛ መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጉዳይ ኮሮና ከመይ ከምዝነበረን ዘሎን ንምግምጋም መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 28/10/2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 26-10-2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 23 October 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 21 Oktober 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 15 ጥቅምቲ 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 14 Oktober 2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. ቫይረስ ኮሮና ካብ ኣደ ናብ ሕጻን ናይ ምምሕልላፍ ክእለቱ ኣዝዩ ዉሑድ ምዃኑ ሓደ ጸብጻብ ኣረዲኡ። 2. ብቑጠባ ዝደኸማ ዓድታት ክታበት ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ምንቲ ክረኽባ ቢቢልዮናት ዝቑጸር ሓገዝ ካብ ዓለማዊ ባንኪ ተረኺቡ። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 07 መስከረም 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ 07 መስከረም 2020 ዜና፣- 1. ንግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዝዋሃብ ሓበሬታ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከምዝፈላለ ሓደ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ። 2. ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 126 መንሰያት ብሰንኪ ዘይተመጣተነ ምጥቃም ሓሺሽ፣ ሂወቶም ከምዝሳኣኑ ተሓቢሩ። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም ክግበረልኩም እትደልዩ፣ ትካላት፣ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ 31 Juli 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna. 22 juli 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ሃገራት ኤዉሮጳ ንምክፍፋል ሓገዝን ባጀትን እቲ ሕብረት፣ ዝነበረን ፍልልይ ብምፍታሕ ተሰማሚዐን። 2. ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዘይመለሾም ጉዳያት ኣሎዉ፣ ክብሉ ሰብ ዓዉዲ እቲ ሞያ ዝኾኑ ክኢላታት ገሊጾም። ብተወሳኺ ፣- ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ኣብ …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ግንቦት 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ባዓል መዚ መገድታት ሽወደን ንትምህርቲ ክልሰ ሓሳብ ምዝዋር መኪና ብትግርኛ ንምትርጓም ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ስቶክሆልም ሶልና ዝርከብ መእለይ ኣረጋዉያን ምርመራ ክካየደሉ ዋና ኣኽባር ሕጊ ወሲኑ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

Swedish news in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 29 ሚያዚያ 2020

ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ ብብዝሒ ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መሸጣ ዱኳናት ከምዘሎ ሰብ መዚ ጥዕና ሓቢሮም። ጽምብል መዛዘሚ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ብጸቢብ ክካየድ መንግስቲ ወሲኑ። sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

Read More »

Swedish news in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 27 ሚያዚያ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ባዓል ቫልቦርይ ከምዘይካየድ መንግስቲ ወሲኑ። 2. ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ኣብ መዓስከር ሓተቲ ዑቕባ ዓቢ ሻቕሎት ፈጢሩ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

ኮሮናቫይረስ ናይ ተፈጥሮ ግብረመልሲ

ሳድጉሩ እተባህለ ኣብ ዩትዩብ ዚነጥፍ ውሩይ ህንዳዊ ጉሩ ወይ ፈላስፋ፡ ንኮሮናቫይረስ ኣመልኪቱ፡ ”ንሱ እንታይ ዘይገበረ፡ ንሱ ዘይኮነ በዳልስ፡ ሰብ እዩ ምንባር ከሊኡዎ” ዝዓይነቱ መልሲ ሂቡ። በቲ መልሱ ብዙሓት ደስ ኣይበሎምን፡ ሳድጉሩ ግን ቀስ ኢሉ ከረድኦም ፈቲኑ።  ንኣብነት ኣንበጣ ንውሰድ። ኣንበጣ ብተፈጥሮኡ በይኑ ምግቡ ዚምእርር ሓሸራ እዩ። ግን ብገለ ሰብ ዘምጸኦ ይኹን ወይ ተፈጥሮ ዘምጽኦ ደርቂ፡ ነንሕድሕዱ ኪባላዕ ክሳዕ ዝደሊ ይጠሚ። …

Read More »

Swedish News in tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 15 ሚያዚያ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መጻኢ ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን ኣብ ዓበይቲ ብድሆታት ከምዝተቐርቀረ ተሓቢሩ። 2. ብሰንኪ ኮቪድ 19 ናይ ዝሞቱን ዝሓሞሙን ቁጺሪ ብደረጃ ሃገር ይዉስኽ ምሕላዉ ተፈሊጡ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

ትራምብን ተገራጫዊ መግለጽታቱን

Read More »

ተደጋገምቲ ሕቶታት ብዛዕባ ክሮና ቫይረስ

ህዝባዊ ጥዕና በዓልስልጣን ነዚ ዚስዕብ ሕቶን መልስን ኣኪቡ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ SARS-CoV-2 ጠንቁ ዝኾነ   covid-19 ይምልከት። እዚ ገጽ’ዚ ንሓፋሽ ይምልከት። ዳሕረዋይ ሓበሬታን ግዜያዊ ኣሃዛትን ኣብ  vår sida om utbrottet. ይርከብ።  ኮሮናቫይረስ እንታይ እዩ? ብዙሓት ናይ ኮሮናቫይረስ ኣዝማድ ዝኾኑ ቫይሩሳት ኣለዉ፡ መብዛሕትኦም ኣብ እተፈላለዩ እንስሳታት ድማ ይርከቡ። ካብዚኣቶም ውሑዳት እዮም ንሰብ ዚለኽፉ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሰብ ዚለኽፉን ዘሕምሙን ሸውዓተ ዓይነት …

Read More »

ብዛዕባ ቫይረስ ኮረና

ካብ ታሕሳስ 2019 ጀሚሩ ኣብ ዓለም ሓደ ሓድሽ ቫይራስ ኮረና ይዝርጋሕ ኣሎ። ንመብዛሕትኡ ቀሊል ሕማም ይገብረሉ  ንመብዛሕተኦም ሰባት ሰዓልን ረስንን ዘለዎ ባዕሉ ዝጠፍእ ቀሊል ሕማም ዝገብረሎም ኮይኑ ንገሊኦም ግና ጸገማት ምስትንፋስን ነድሪ ሳምቡእን (ኒሞንያን) ዘለዎ ብርቱዕ ሕማም ይገብረሎም። እቲ ቫይረስ ምስ ዝሓመመ ሰብ ቀረባ ምርኻባት ምስ ዝህሉ ወይ ብነጠብጠብታዊ ለብዒ ማለት እቲ ዝሓመመ ሰብ ምስዝስዕል ወይ ሕንጥሸው ምስዝብል ይመሓላለፍ።  እቲ …

Read More »

News Magazine 06 March 2020 ዜና መጽሄት 06 መጋቢት 2020

Read More »

Al kompis Swedish News on Tigrigna Monday 2 March 2020. ዜና ሽወደን ብትግርኛ 2 መጋቢት 2020

Read More »

ዝበዝሑ ፊንላንዳውያን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዘለወን መሰል ቬቶ መሰል ክድረት ይደልዩ

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጒዳያት ፖሊሲ ​​ወጻኢ ሓደ ዓይነት መርገጺ ክሕዝ ከምዘለዎ መብዛሕትኦም ኣብቲ ብፎረም ንግድን ፖሊሲን ፊንላንድ (ኢቫ) ዝተኻየደ ሓድሽ መጽናዕቲ ክብርታትን ኣተሓሳስባታትን ርእይቶኦም ዝሃቡ ሰባት ገሊጾም። ዳርጋ ሰለስተ ርብዒ ወይ 72% ካብቶም መልሲ ዝሃቡ ሰባት፡ እቲ 27 ሃገራት ዝሓቖፈ ውድብ ኣብ መድረኽ ዓለም ተኣማንነቱ ንምዕባይ ኣብ ፖሊሲ ​​ወጻኢ ሓደ ዓይነት መርገጺ ክሕዝ ከምዘለዎ ሓሳቦም ሂቦም። 6% ካብቶም መልሲ ዝሃቡ …

Read More »

ብኣሽሓት ዝቑጸራ መካይን ብሰንኪ ለውጢ ቴክኖሎጂ ንመገዲ ዘይበቕዓ ክበሃላ ይኽእላ እየን ተባሂሉ

ብዙሓት ወነንቲ መካይንን እንተላይ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት፥ መካይኖም ኣብ ዝግበረለን መርመራ ወዲቐን ኣብ ጎደና ክረኣእያ ዘይበቕዓ እየን ክበሃላ ዓብዪ ተኽእሎ ምህላዉ ኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደን ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፥ እቲ ተሽከርካርቲ ከቢድ ሓደጋ እንተ ኣጋጢምወን ብኣውቶማቲክ ነጻ 112 ህጹጽ ጻውዒት ዝገብር ስርዓተ ኢ-ኮል፡ ብመንገዲ 2Gን 3Gን መርበባት ዝዓዪ ብምዃኑ፡ ኣብ መወዳእታ ዝመጽእ ዓመት ክጠፍእ ትጽቢት ብምህላዉ እዩ። ኣብቲ በዓል መዚ ዝሰርሕ …

Read More »

ክሮኤሽያ ኣብ ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን 2024 ተፈታውነታ ኣዝዩ ይውስኽ

ኣብ ሽወደን ከተማ ማልሞ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን ሎሚ ዓመት፥ ክሮኤሻዊ ቤቢ ላዛኛን እስራኤልዊት ኤደን ጎላንን ብተዓዘብቲ ዝበዝሐ ተፈታውነት ምርካቦም ይንገር ኣሎ። ብፍላይ እቲ ክሮኤሽያዊ ደራፋይ ንሰሙን መመላእታ ኲባንያታት ዝወራረዱሉ ፍቱው ተወዳዳሪ ክኸውን እንከሎ፡ እስራኤላዊት ጎላን ግና ብኣንጻሩ ተፈታውነታ ምንካይ ኣርእዩ እዩ። ሽወደን ኣብዚ ውድድር ብኖርወጃውያን ማናቱ ማርከስን ማርቲነስን ዝተወከለት ኮይና፡ ክልቲኦም ኣብ ማልሞ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን ምስ ካልኦት …

Read More »

ተቓላሲት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ መን እያ፡ እንታይከ ኣመዝጊባ?

ሚስ ቱንበርግ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ሲቪላዊ ዘይምእዛዝ ክልተ ግዜ ተቐጺዓ። እዚ ዳሕረዋይ ክልተ ክስታት፡ ንሳን ንእሽቶ ጉጅለ ደለይቲ ፍትሕን፡ ነቲ ካብ መንግስቲ ኣብ ቅልውላው ክሊማ ፖለቲካዊ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ዝገለጽዎ ተቓውሞ ብምቅዋም፡ ቀንዲ ኣፍደገ ባይቶ ሽወደን ድሕሪ ምዕጻው እዩ። እቲ ኮፍ ምባል፡ ነቶም ናብቲ ህንጻ ክኣትዉ ዝፍትኑ ፖለቲከኛታት ምዝንባዕ ኣስዒቡ ነይሩ። ንሳቶም ግን ካልኣዊ መእተዊታት ክጥቀሙ ክኢሎም። …

Read More »

“ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ እስራኤል እገዳ ቀረብ ኣጽዋር ክትገብር ተኽእሎ ኣሎ” ባይደን

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ኣብ እትርከብ ከተማ ራፋሕ ዓብዪ ምድራዊ ስርሒት እንተጀሚራ ገለ ሰደድ ኣጽዋር ከም ዝቋረጽ ክትገብር ምዃና ኣጠንቂቑ። ንሱ ምስ ሲኤንኤን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ እስራኤል ናብ ራፋሕ እንተኣትዮም፡ ነቲ ምስ ራፋሕ ንምግጣም ዝጥቀመሉ ዝነበረ ቀረብ ኣጽዋር ከነቋርጽ ኢና ኢሉ። ወሲኹ ድማ ይዂንምበር እስራኤል ውሑስቲ ክትከውን ምስራሕ ክንቅጽለሉ ኢና ኢሉ። እዚ ተሪር ድምጽን ተቓውሞ …

Read More »

ደገፍ ሶሻል ዲሞክራትስ ናብ ዳርጋ ናይ 20 ዓመታት ዝለዓለ ደረጃ ይዓቢ

ሰልፍታት ማሕበራዊ ዲሞክራስን ሰልፊ ፊንላንዳውያንን እተን ክልተ ዓበይቲ ተወዳደርቲ ምዃነን ተሓቢሩ። ደገፍ ማህበራዊ ዲሞክራሲ ካብቲ ዝሓለፈ ምርጫ ብ 2.7% ናብ 24.4% ክዓቢ እንከሎ፡ እዚ ድማ ነቲ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ባይቶ ፊንላንድ ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝለዓለ ደረጃ ምብጽሑ ዘመልክት እዩ። ብኣንጻሩ ሰልፊ ፊንላንድ፡ ደረጃ ምጽዳቕ ብ1.8 ነጥቢ ናብ 15.6 ሚእታዊት ክወርድ ከሎ፡ ንሳልሳይ ተኸታታሊ ወርሒ …

Read More »

ሰለስተ ገበነኛታት ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ሰባት ካብ ማእከላይ ክፋላት ከተማ ዮተቦሪ ተኣጊዶም

ፖሊስ ማእከላይ ዮተቦሪ፡ ኣባላት ጒጅለታት ገበን ዮም ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ሰባት ኣብ ዝተወሰኑ ህዝባዊ ቦታታት እታ ከተማ ከይእከቡ ንምዕጋት ሓድሽ ኣገባብ ይጥቀሙ ኣለዉ ተባሂሉ። ዝሓለፈ ለካቲት ዝጸደቐ እዚ ሓድሽ ሕጊ፡ ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ድሕሪ ካብ ፖሊስ ዝቐረበ መመልከቲ፡ ጥርጡራት ገበነኛታት ካብ ከም መረባ ኣብያተ ትምህርትን ማእከላት ዕዳጋን ዝኣመሰሉ ከባቢታት ክእግዱ ስልጣን ዝሃቦም ክህቦም እዩ። ሬድዮ ሽወደን ፒ 4 ዮተቦሪ ከም ዝጸብጸቦ፡ ኣባላት …

Read More »

ኖርወይ፥ ዕዳጋ ኣባይቲ ይበራበር

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝያዳ ሸየጥትን ዓደግትን ናብቲ ምድኻም ዘርኣየ ዕዳጋ ኣባይቲ ኖርወይ ኣትዮም፡፡ ደላሎ ኣባይቲ ድማ ድሕሪ ኣዝዩ ዝሑል ዊንተር ዕዳጋ ዳግማይ ብምርባሩ፥ ኣብ መንጎ ቀረብን ጠለብን ከኣ ዝሓሸ ሚዛን ከምዘሎ’ዮም ይዛረቡ። ኣካያዲት ዳይረክተር ናይቲ ፕራይቫትመግለረን ዝበሃል ናይ ኣባይቲ ደላሎ ግሬት ማየር ንጋዜጣ ዳገንስ ኔሪንግስሊቭ (ዲኤን) ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ “ብዙሓት ኣባይቲ ንመሸጣ ተዳልዮም ኣለዉ” ኢላ። መላእ ሃገር ካብቲ “ኣሰልቻዊ” ቀዳማይ …

Read More »

ሓድሽ ሕክምና ፓርኪንስ ንሕሙማት ተስፋ ይህብ

ልዕሊ ሓደ ዓመት ይገብር፡ ተመራመርቲ ሉንድ፡ ን ሓደ ሕማም ፓርኪንሰን ዘለዎ ሰብኣይ፡ ኣብ ቤተ-ፈተነ ዝሰሰኑ 7 ሚልዮን ዋህዮታት ሓንጎል ናብ ርእሱ ክኣትዉ ምግባሮም ክንገር ጸኒሑ እዩ። ዓመት ድሕሪዚ ፍጻመ ቶማስ ማትሰን ቴኒስ ክጻወት ከምኡ’ውን ውጽእ ኢሉ ኣብ ምንሽርታት በረድ ክሳተፍ ክኢሉ’ሎ። ናይ ጎልፍ ስንክልናኡ’ውን ምምሕያሽ የርኢ’ሎ። እዚ ተርእዮ ኣብ ሕማም ፓርኪንስ ዝጸንሐ ሻቕሎት ብምእላይ ተስፋ ዝህብ ኲነታት ፈጢሩ ይርከብ። “እቲ …

Read More »

ኖርወይ፥ ኣብ ቅነ ዩሮቪዥን ንሽወደን ብጸጥታዊ መዳይ ትሕግዛ

ፖሊስ ኖርወይ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ደርፊ “ዩሮቪዥን” ንፖሊስ ሽወደን ብጸጥታ ንምሕጋዝ ናብ ደቡብ ሽወደን ኣብ ዝርከብ ማልሞ ከም እተላእኩ ተፈሊጡ። ብሰንኪ ስግእትታት መጥቃዕቲ ግብረሽበራ፥ ፖሊስ ዴንማርክ እውን ይሳተፍ ኣሎ። ሽወደን ዓሚ ኣብዚ ውድድር ካብ እትዕወት ንደሓር፥ ሎሚ ዓመት ነዚ ዓቢ ውድድር ዘአንግድ ዘሎ ሽወደናዊ ፈነወ SVT፡ ንዩሮቪዥን ኣስታት 100 ሽሕ በጻሕቲ ናብ ማልሞ ኣትዮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም …

Read More »
Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com