Harmony Media News 26/04/2021
Harmony Media News 25-04-2021
ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ብናስሮቪች
Vanliga & enkla fraser. Svenska – Tigrinja del 3
https://youtu.be/0wTWX6BMuy0
Read More »Harmony Media News 23-04-2021
Harmony Media Voice News
Harmony Media ዜና መጽሔት 21 ሚያዝያ 2021
Harmony Media News 21 04 2021
Harmony Media News 19-04-2021
Harmony Media News 18-04-2021
Harmony Media Voice News 15/04/2021
Harmony Media News 14/04/2021
Harmony Media News 12/04/2021
SFI Skriva: with Hager Teklay ትግርንኛ ሽወደንኛ ኣገባብ አጸሓሕፋ
Harmony Media News 09/04/2021
Harmony Media ዜና መጽሔት 07 ሚያዝያ 2021
Harmony Media News 07/04/2021
Harmony Media News 05/04/2021
ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት ዕለት 02/04/2021
Harmony Media News 02/04/2021
ውህለላን ልቓሕን Save and borrow
Harmony Media ዜና መጽሔት 01 ሚያዝያ 2021
Harmony Media News 31/03/2021
Harmony Media News 29/03/2021
SFI Tema – Arbete och utbildning A-B Svenska för tigrinja talande Hager Teklay
Harmony Media News 26/03/2021
Harmony Media ዜና መጽሔት 25 መጋቢት 2021
Harmony Media News 22/03/2021
ኣገዳሲ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ 19
ኣካል ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ዝኾነ ባህላዊ ማእከልን ሃርሞኒ ሚድያን ብሓባር ብምኻን ኣብዘዳለናዮ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ መብርሂ ክህቡና ተዓዲሞም ዘለው ክኢላታት ስፒሻሊስት ዶር. ቴድሮስ ኣማኒኤል ከምእውን መኣዛ ያሬድ ተስፋማርያም ክኢላ ጥዕናዊ ሓበሬታ እዮም። ኣብዚ ብማሕበራዊ መራኸብታት ሃርሞኒ ሚድያ ብመንገዲ ዙም ዓርቢ ዕለት 26 መጋቢት 2021 ልክዕ ሰዓት 18:00 ዝካየድ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ-19፡ ክንፈልጦም …
Read More »Harmony Media News 22/03/2021
Harmony Media ዜና መጽሔት 21 መጋቢት 2021
Harmony Media News 19/03/2021
Harmony Media News 17-03-2021
ፍሉይ መደብ 50 ደቒቕ 16 መጋቢት 2021
Harmony Media News 15-03-2021
ዜና መጽሔት 14 መጋቢት 2021
Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ Tycka SFI C
Harmony Media News 12-03-2021
Harmony Media News 10-03-2021
Harmony Media News 08/03/2021
Harmony Media News 05-03-2021
Harmony Media News 03-03-2021
Harmony Sport 01-03-2021
Harmony Media News 01-03-2021
Enkla fraser Svenska-tigrinja ..Hager Teklay
Harmony Media ዜና ስፖርት 26-02-2021
Harmony Media News 26-02-2021
ዜና መጽሔት 25 ለካቲት 2021
Harmony Media News 24-02-2021
Harmony Media News 22 /02/ 2021
ዜና መጽሔት 21 ለካቲት 2021
Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ
SFI C – D
Read More »Harmony Media News 19-02-2021
Harmony Media News 17/02/2021
Harmony Media News 12-02-2021
ዜና መጽሔት. 11 ለካቲት 2021
Harmony Media News 10-02-2021
Harmony media News – ዜና ሃርሞኒ 08 የካቲት 2021
Harmony media News 05/02/2021
Harmony Media…… ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ
Harmony Media ዜና መጽሔት 04 ለካቲት 2021
Harmoy media News 01/02/2021
Harmony Media መጽሄት 31 ጥሪ 2021
Harmony Media…….. ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን …….. ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ
ዜናታት ሃርሞኒ ሜድያ 27 ጥሪ 2021
Harmony Media 26 ጥሪ 2021 መሰላት ቆልዑ ኣብ ሽወደን.
Harmony Media News 25/01/2021
Harmony News. 22/01/2021
Harmony News 20-01-2021
Harmony News 18/01/2021
Harmony News. 15/ 01 /2021
ዜና መጽሄት 14 ጥሪ 2021
ዜናታት ሃርሞኒ 13/01/2021
Harmony News 11 January 2021
ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ
ብፈነወ ሃርሞኒ መዲያ ዝዳሎ መደብ ሶሊ ሾው ብምኽንያት በዓል ልደት ዝተዳለወ ፍሉይ ናይ ዕላል መደብ ምስ ኣባላት ሃርሞኒ መድያ ሓሙስ 7 ጥሪ 2021
Harmony News 06 ጥሪ 2021
ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ
ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ኦስተርሱንድ
30 ታሕሳስ 2020 ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻል ባርዕ ናይቲ ከተማ ንኾሎም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ብሰንኪ እቲ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ መኣከቢ (ሎካል) ዘጋጠመ ብርቱዕ ባርዕ ዘበገሶ ትኪ ኩሉኹም ኣብ ውሽጢ ገዛ ክትኮኑን ማዓጹን መሳኹቲን ከምኡውን ናይ ኣየር መውዓይ(ventilation) ክትዓጽዎ ጸዊዑ። ንዝያዳ ሓበሬታ ሬድዮ ሽወደን ያምትላንድ ተኸታተሉ።ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ
Read More »ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብፖሊስ ሸወደን ተቀቲሉ።
ነባሪ ኤክኸ (Eksjö) ዝኾነ ወዲ 25 ዓመት መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብረቡዕ 23 ታሕሳስ 2020 ሰዓት 3 ወጋሕታ ብኣባላት ፖሊስ ሽወደን ብዝተተኾሰሉ ጥይት ሂወቱ ከምዝሓለፈ ማዕከናት ዜና ሽወደን ሓቢረን። መንእሰይ ሓበን ብርሃነ ብምኽንያት ሕማም ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዝነበረን ግቡእ መዓልታዊ ሓገዝ ዝረኽበሉ ቦታ ይመላለስ ከምዝነበረን ኣብቲ ቦታ ዝነብሩ ብጾቱ ንኣልኮምፒስ ሚድያ ክፍሊ ትግርኛ ሓቢሮም። ማዕከናት ዜና ሽወደን ሞት …
Read More »ዜና መጽሔት News Magazin 25 December 2020
ምቅያር ኣልኮፒስ ትግርኛ ናብ ሃርሞኒ ሜድያ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden
Read More »ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrinya 23 December 2020
ኣርእስተ ዜና 1.ኣብ ሃገረ ሽወደን ናይ መጀመርያ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ሰንበት ክጅመር ምኻኑ ተሓቢሩ። 2.ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ግጭት ትግራይ ነጻ መርመራ ሰብኣዊ መስል ክግበር ጸዊዑ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden
Read More »ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 21 December 2020
1. ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ ቅርጹን ሽሙን ክቅይር ከም ዝኾነ ተፈሊጡ። 2. ዓሌት ኩሮና ዝኾነ ቫይረስ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ከም ዝተርኣየ ትሓቢሩ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden
Read More »ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ
ሽወደን ናይ ምእታው እገዳ ክናዋሕ እዩ።
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ካብ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ወጻኢ ናይ ዝመጹ ሰባት ዘንበሮ ግዜያዊ እገዳ ጒዕዞ ክሳብ 31 ማርች ዝመጽእ ዓመት ከናውሖ ምዃኑ ገሊጹ። ካብ ምጅማር ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ምስ ምስላጥ ብረግዚት ብሪጣንያ ከም ዘይኣባል ኣውሮጳዊ ሕብረት ከም እትጽብጸብ ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ እዚ እገዳ ንብሪጣንያ እውን ዘጠቓልል ክኸውን እዩ ኢሉ። ኣብ ሽወደን መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ካብዚ ሕጊ ውጹኣት እዮም፥ እንተላይ ዜጋታት …
Read More »UR Språkplay ዝሓሸ ፍልጠት ቋንቋ ሽወደን ንኽህልወኩም ዝተዳለወ መደብ።
ምስ UR Språkplay መደብ ሬድዮ ትምህርቲ UR (Utbildningsradion) ዋላ እኳ ቋንቋ ሽወደን ኣጸቢቕካ እንተዘይካኣልካ፡ ብ 27 ካልኦት ቋንቋታት ተዳልዮም ስለዘሎዉ፡ ብመበቆላዊ ቋንቋኻ መሪጽካ ክትከታተል እዉን ትኽእል። ብድሕሪኡ ነቲ መደብ እንዳራኣኻ ዘይተረዳኣካ ቃል ምስትረክብ፡ ነታ ቃል ብምጥዋቕ ናብ ቋንቋኻ ክትርጉማ ትኽእል። በዚ ኣገባብ፡ ክሳብ 4000 ዝኣኽሉ ዝራኣዩ መደባት ተዳልዮም ኣሎዉ። መደባት ኡኣር ፕለይ ማለት ( UR Play och UR Språk play) …
Read More »ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna. 11 December 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 07 December 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 04 December 2020
ዜና መጽሔት News Magazine 04 December 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 02 December 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 30 November 2020
ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ SFI A – nybörjare
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 27 November 2020
ዜና መጽሔት News Magazine 27 November 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 25 November 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 23 November 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 20 November 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 18 November 2020
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መንግስቲ ሽወደን ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ዘድልዩ ተረርቲ ሕግታት ክወስድ ዘኽእሎ ስልጣን ዉሱን ምዃኑ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ሕድሕድ ሞትን ስደትን ብምኽታል ዓቢ ጉድኣት ይወርድ ምህላዉ ጸብጻባት ኣረጋጊጾም። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden
Read More »ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 16 November 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 11 11 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 09 11 2020
Användbara svenska fraser & meningar Del 2 ንዝርርብ ዝሕግዙና ምሉኣት ሓሳባትን ሓረጋትን ቋንቋ ሽወድን ካልኣይ ክፋል
መልሲ መበል 45 ሰሙን ሕቶታት ክልሰ ሓሳባዊ መምርሒ መኪና
ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 02 11 2020
ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ
መልሲ ንክልሰ ሓሳባዊ (teori)ሕቶታት መምርሒ ፍቃድ መኪና ካብ ዕለት 19 -30 ጥቅምቲ
ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 30/10/2020
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ መምርሕታትን ምኽርን ብምዉጻእ ኣብ ተግባራዊነት ኣትዩ።ቤት ምኽሪ ቅዋም ሽወደን ንኣታሓሕዛ መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጉዳይ ኮሮና ከመይ ከምዝነበረን ዘሎን ንምግምጋም መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
Read More »ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 28/10/2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 26-10-2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 23 October 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 21 Oktober 2020
ዜና መጽሔት News Magazine 15 ጥቅምቲ 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 14 Oktober 2020
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. ቫይረስ ኮሮና ካብ ኣደ ናብ ሕጻን ናይ ምምሕልላፍ ክእለቱ ኣዝዩ ዉሑድ ምዃኑ ሓደ ጸብጻብ ኣረዲኡ። 2. ብቑጠባ ዝደኸማ ዓድታት ክታበት ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ምንቲ ክረኽባ ቢቢልዮናት ዝቑጸር ሓገዝ ካብ ዓለማዊ ባንኪ ተረኺቡ። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም …
Read More »ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 07 መስከረም 2020
ገለ ካብ ናይ ሎሚ 07 መስከረም 2020 ዜና፣- 1. ንግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዝዋሃብ ሓበሬታ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከምዝፈላለ ሓደ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ። 2. ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 126 መንሰያት ብሰንኪ ዘይተመጣተነ ምጥቃም ሓሺሽ፣ ሂወቶም ከምዝሳኣኑ ተሓቢሩ። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም ክግበረልኩም እትደልዩ፣ ትካላት፣ …
Read More »ዜና ሽወደን ብትግርኛ 31 Juli 2020
ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna. 22 juli 2020
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ሃገራት ኤዉሮጳ ንምክፍፋል ሓገዝን ባጀትን እቲ ሕብረት፣ ዝነበረን ፍልልይ ብምፍታሕ ተሰማሚዐን። 2. ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዘይመለሾም ጉዳያት ኣሎዉ፣ ክብሉ ሰብ ዓዉዲ እቲ ሞያ ዝኾኑ ክኢላታት ገሊጾም። ብተወሳኺ ፣- ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ኣብ …
Read More »Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ግንቦት 2020
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ባዓል መዚ መገድታት ሽወደን ንትምህርቲ ክልሰ ሓሳብ ምዝዋር መኪና ብትግርኛ ንምትርጓም ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ስቶክሆልም ሶልና ዝርከብ መእለይ ኣረጋዉያን ምርመራ ክካየደሉ ዋና ኣኽባር ሕጊ ወሲኑ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።
Read More »Swedish news in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 29 ሚያዚያ 2020
ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ ብብዝሒ ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መሸጣ ዱኳናት ከምዘሎ ሰብ መዚ ጥዕና ሓቢሮም። ጽምብል መዛዘሚ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ብጸቢብ ክካየድ መንግስቲ ወሲኑ። sverige #alkompis #sweden #Tigrinja
Read More »Swedish news in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 27 ሚያዚያ 2020
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ባዓል ቫልቦርይ ከምዘይካየድ መንግስቲ ወሲኑ። 2. ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ኣብ መዓስከር ሓተቲ ዑቕባ ዓቢ ሻቕሎት ፈጢሩ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።
Read More »ኮሮናቫይረስ ናይ ተፈጥሮ ግብረመልሲ
ሳድጉሩ እተባህለ ኣብ ዩትዩብ ዚነጥፍ ውሩይ ህንዳዊ ጉሩ ወይ ፈላስፋ፡ ንኮሮናቫይረስ ኣመልኪቱ፡ ”ንሱ እንታይ ዘይገበረ፡ ንሱ ዘይኮነ በዳልስ፡ ሰብ እዩ ምንባር ከሊኡዎ” ዝዓይነቱ መልሲ ሂቡ። በቲ መልሱ ብዙሓት ደስ ኣይበሎምን፡ ሳድጉሩ ግን ቀስ ኢሉ ከረድኦም ፈቲኑ። ንኣብነት ኣንበጣ ንውሰድ። ኣንበጣ ብተፈጥሮኡ በይኑ ምግቡ ዚምእርር ሓሸራ እዩ። ግን ብገለ ሰብ ዘምጸኦ ይኹን ወይ ተፈጥሮ ዘምጽኦ ደርቂ፡ ነንሕድሕዱ ኪባላዕ ክሳዕ ዝደሊ ይጠሚ። …
Read More »Swedish News in tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 15 ሚያዚያ 2020
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መጻኢ ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን ኣብ ዓበይቲ ብድሆታት ከምዝተቐርቀረ ተሓቢሩ። 2. ብሰንኪ ኮቪድ 19 ናይ ዝሞቱን ዝሓሞሙን ቁጺሪ ብደረጃ ሃገር ይዉስኽ ምሕላዉ ተፈሊጡ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።
Read More »ትራምብን ተገራጫዊ መግለጽታቱን
ተደጋገምቲ ሕቶታት ብዛዕባ ክሮና ቫይረስ
ህዝባዊ ጥዕና በዓልስልጣን ነዚ ዚስዕብ ሕቶን መልስን ኣኪቡ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ SARS-CoV-2 ጠንቁ ዝኾነ covid-19 ይምልከት። እዚ ገጽ’ዚ ንሓፋሽ ይምልከት። ዳሕረዋይ ሓበሬታን ግዜያዊ ኣሃዛትን ኣብ vår sida om utbrottet. ይርከብ። ኮሮናቫይረስ እንታይ እዩ? ብዙሓት ናይ ኮሮናቫይረስ ኣዝማድ ዝኾኑ ቫይሩሳት ኣለዉ፡ መብዛሕትኦም ኣብ እተፈላለዩ እንስሳታት ድማ ይርከቡ። ካብዚኣቶም ውሑዳት እዮም ንሰብ ዚለኽፉ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሰብ ዚለኽፉን ዘሕምሙን ሸውዓተ ዓይነት …
Read More »ብዛዕባ ቫይረስ ኮረና
ካብ ታሕሳስ 2019 ጀሚሩ ኣብ ዓለም ሓደ ሓድሽ ቫይራስ ኮረና ይዝርጋሕ ኣሎ። ንመብዛሕትኡ ቀሊል ሕማም ይገብረሉ ንመብዛሕተኦም ሰባት ሰዓልን ረስንን ዘለዎ ባዕሉ ዝጠፍእ ቀሊል ሕማም ዝገብረሎም ኮይኑ ንገሊኦም ግና ጸገማት ምስትንፋስን ነድሪ ሳምቡእን (ኒሞንያን) ዘለዎ ብርቱዕ ሕማም ይገብረሎም። እቲ ቫይረስ ምስ ዝሓመመ ሰብ ቀረባ ምርኻባት ምስ ዝህሉ ወይ ብነጠብጠብታዊ ለብዒ ማለት እቲ ዝሓመመ ሰብ ምስዝስዕል ወይ ሕንጥሸው ምስዝብል ይመሓላለፍ። እቲ …
Read More »News Magazine 06 March 2020 ዜና መጽሄት 06 መጋቢት 2020
Al kompis Swedish News on Tigrigna Monday 2 March 2020. ዜና ሽወደን ብትግርኛ 2 መጋቢት 2020
ሃገራት “Brics” ካብ ዕብለላ ሃገራት ምዕራብ ሓራ ዝወጸ ሓድሽ ዓለምለኻዊ ስርርዕ ክግበር ጸዊዐን።
ኣኼባ መራሕቲ ሚኒስተራት ጒዳያት ወጻኢ ጒጅለ ሃገራት “Brics”፥ ኣብ ሳውዝ ኣፍሪካ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኣኼባኡ፥ ካብ ዕብለላ ሃገራት ምዕራብ ሓራ ዝወጸ ሓድሽ ዓለምለኻዊ ስርርዕ ክግበር ጸዊዑ። ዕላማን ራእይን እዚ ምትእኽኻብ፥ ኣብዛ ብ ጂኦፖለቲካዊ ውጥረት፥ ዘይምዕሩይነትን፡ ስእነት ድሕነትን ተኸፋፊላ ዘላ ዓለምና፥ ሓደ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ምፍጣር እዩ ክትብል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሳውዝ ኣፍሪካ ነለዲ ፓንዶር ገሊጻ’ላ። ብሪክስ ብ ሃገራት ብራዚል፥ ሩስያ፥ ህንዲ፥ …
Read More »News Magazine ዜና መጽሄት -02-06-2023
ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ን ፍልማዊ ጸብጻቡ ከሊስዎ ።
ስታቲስቲክስ ፊንላንድ፥ ኣብ ፍልማዊ ርብዒ ዓመት ዘመዝገቦ ቊጠባዊ ዕቤት ኣመልኪቱ ዘውጻኦ ግምት ምኽላሱ ገሊጹ። እቲ ስታቲስቲክስ ብረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ ዳታ፥ ኣብዚ ርብዓዊ ዓመት ምስቲ ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት ዝነበረ እንክወዳደር ጃምላዊ እቶት ፊንላንድ ናይ 0.2% ዕቤት ከም ዘርኣየ ገሊጹ’ሎ። ብመሰረት እዚ ዳታ፥ ወፍሪ ብ ርኡይ መጠን ክጎድል እንከሎ፥ መጠን ሰደድን ብሕታዊ ሸመታን እውን ምስ ናይ ሕሉፍ ርብዓዊ ዓመት ብምውድዳር፥ ምንም …
Read More »ቅነ ፖለቲካ ዣርቫ፥ ኣብ ሰሚናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ይሳለጥ ኣሎ።
ብመራሕቲ ሰልፊ ፖለቲካ፡ ኲባንያታትን ውድባትን ኣኼባን መደረን ዝግበረሉ ቅነ ፖለቲካ ዣርቫ፥ ኣብ ሰሚናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ይሳለጥ ኣሎ። ዝሓለፈ ረቡዕ መራሕቲ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ከምኡውን ሊበራል ዝኾኑ ማግዳሌና ኣንደርሾንን ዮሃን ፐርሾንን ኣብዚ ቅነ ፈለምቲ መደረ ዘስምዑ ፖለቲከኛታት ኮይኖም ኣለዉ። ኣንደርሾን ን ቊጠባዊ ኣካይዳ መንግስቲ ክትትነቅፍ እንከላ፥ ሚኒስተር ትምህርቲ ፐርሾን ከኣ ብዛዕባ ኣገዳስነት ሽቕለትን ምውህሃድን መደረ ኣስሚዑ’ሎ። ኣብዚ ዓመታዊ ዝቃናዕ መኽፈቲ ፈስቲቫል …
Read More »ገለ መንግስታት፥ ዴሞክራስያዊ መሰል ዜጋታት ንምዕፋን ኣገልግሎት ኢንተርነት ይዓጽዉ።
ኣብ ዓለምና እናሳዕረረ ምስ ዝመጽእ ዘሎ ምንቊልቋል ስርዓተ ዴሞክራሲ፥ መንግስታት ኣገልግሎት ኢንተርነት ክዓጽዉ ምርኣይ ኣዝዩ ንቡር ሽግር እናኾነ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ። መንግስታት ክመጾም ዝኽእል ተቓውሞ ንምውጋድ ንህዝቢ ዝወሃብ ኣገልግሎት ኢንተርነት ምሉእ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ይዓጽዉ’ለዉ። “ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ እንገብረሉ እዋን፥ ህዝቢ ንሓድሕዱ ከይራኸብን እቲ ሰልፊ ብቪድዮ ተቐዲሑ ናብ ኢንተርነት ከይባዛሕን ብምባል፥ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ከም ዝዕጾ ይግበር” ክትብል ኢራናዊት ኣክቲቪስት፥ ከምኡ’ውን …
Read More »ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 02-06-2023
ሽወደን፥ ሓድሽ ሕጊ ጸረ ግብረ-ሽበራ ተግባራዊ ኮይኑ።
ሓድሽ ሕጊ ጸረ-ግብረሽበራ ሽወደን ተግባራዊ ክኸውን ምጅማሩ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ሕጊ፥ ግብረ-ሽበራውያን ተባሂሎም ንእተመደቡ ውድባት ኣኼባታት ምስራዕ፡ ሎጂስቲካዊ ይኹን ፋይናንሳዊ ሓገዛት ምሃብ፡ ቆልዑ ተሳተፍቲ ምንባይ ይዂን ንኸምዚ ዓይነት ምትእኽኻባት መግቢ ምድላው ኲሎም ብሕጊ ዘሕትቱ ተግባራት ክኾኑ እዮም። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ንጥፈታት ክሳተፍ እተረኽበ ሰብ ከከም ክብደት እቲ ገበን፥ ካብ ክልተ ዓመት ክሳብ ንሕልፈት ማእሰርቲ ክፍረድ ተኽእሎ ክህሉ እዩ። እዚ ካብ …
Read More »ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ን ቆልዑ መኣዲ ዝቕርባ ምምሕዳራት ከተማ ብክብሪ ዋጋ ኣስቤዛ ይሽገራ።
ብ 30% ዝወሰኸ ዋጋ መግቢ ንምምዳራት ከተማ ዓብዪ ብድሆ ይኸውን ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ መኣዛታት ዘለዎ መግቢ ንኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ምቕራብ ዓብዪ ማሕነቖ ኮይንወን ኣሎ። ዋጋታት መግቢ ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝዳህሰሰ “ሃገራዊ ኤጀንሲ ሽወደን ንጒዳያት ትምህርቲ” ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ዳህሳሱ፥ ኣብያተ ትምህርቲ ነቲ ገሊኡ ካብ ዓሚ ኣትሒዙ ካብ 15-30% ዝወሰኸ ዋጋ ኣስቤዛ ሽግር ፈጢሩለን ምህላዉ ኣመልኪቱ።
Read More »ቱርክን ሃንጋሪን ብዝቐልጠፈ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ከጽድቓ ኣመሪካ ድፍኢት ትገብር።
ቱርክን ሃንጋሪን፥ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ብዝቐልጠፈ ከጽድቓ ከም ዝግባእ፥ ዋና ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቡ። ብሊንከን ኣብ ሉልያ ሰሜናዊ ሽወደን፡ ምስ ወከልቲ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ኣመሪካን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጒባኤ “ትራንስ-ኣትላንቲክ” ምስ ጋዜጠኛታት ኣብ ዝግበሮ ዋዕላ እዩ ነዚ ገሊጹ ዘሎ። ንሱ፥ ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ምሸት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ሽወደን ኣብ ዝመጽእ ሓምለ ምልእቲ ኣባል ኔቶ ንኽትከውን …
Read More »40,000 ሰባት ኣብ –“ክሮንፎግደን” ናይ ነዊሕ እዋን ዕዳ ከም ዘለዎም ተፈሊጡ።
ኣብ ምዝዛም ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 64 ዝዕድሜኦም 40,000 ሰባት ኣብ ኤጀንሲ ሃገራዊ ዕዳ ሽወደን–“ክሮንፎግደን” ዕዳ ከም ዝጸንሖም ተፈሊጡ። ኣስታት ፍርቂ ካብዞም ኣብ ትሕቲ ዕዳ ዘለዉ ሽማግለታት ኣብ “ክሮንፎግደን” ንልዕሊ 20 ዓመታት ተመዝጊቦም ዝጸንሑ ምዃኖም በቲ ኤጀንሲ ዝተገብረ ትንታነ ኣጣሊሉ’ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ኤጀንሲ እተመዝገቡ ሰባት ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ብምውድዳር ብተመሳሳሊ ቊጽሪ ክዓቢ እንከሎ፥ መጠን ዕዳ ኸኣ ካብ 1 …
Read More »